Category: ዜና

ሓላፊ ጸጥታን ምልሻን ምዕራብ ትግራይ ዝነበረ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሓላፊ ጸጥታን ምልሻን ምዕራብ ትግራይ ዝነበረ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተዎ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣፍሊጠን።
እቲ እንኳኣየነው መሰለ ዝተባህለ ሓላፊ ምልሻ፣ ኣብ ባዕከር፣ ሑመራን ቃፍታን ዝበሃል ከባቢታት ኣብ ልዕ [...]

ኤርትራ ኣብ እትርከበን 10 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን የመንን፣ 48 ሚልዮን ህዝቢ፣ ብሰንኪ ኣንበጣ፣ ስእነት መግቢ ኣንጸላልዩዎ
Radio Erena: 18 December 2020
ኤርትራ፣ ኣብ እትርከበን 10 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን የመንን፣ ወራር ዕስለ ኣንበጣ እብ ኣእካልን ዘራእትን ብስንኪ ዘውርዶ ዘሎ ጉድኣት፣ 48 ሚልዮን ህዝቢ ከቢድ ስእነት መግቢ [...]

ግብጺ፣ ምስ ሶማል ዛሕቲሉ ዘሎ ዝምድና ከተመሓይሽ ከምእትደሊ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 18 December 2020
ግብጺ፣ ምስ ሶማል ዝጸንሓ ዝሕቱል ዝምድና፣ ከተመሓይሾ ከምእትደሊ፣ ናብ ሞቛድሾ በጺሑ ንዝተመልሰ ላዕለዋይ ዲፕሎማስያዊ ልኡኽ ግብጺ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ኣል ሞኒተር ሓቢሩ።
[...]

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሱዳን፣ ጃባል ኣቡጡዩር ንዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ካቢነ ሚኒስተራት ሱዳን ኮኒኑ
Radio Erena: 17 December 2020
ሰራዊት ኢትዮጵያን ሚሊሻን፣ ዶብ ብምስጋር ኣብ ከባቢ ኣል ፋሺጋ፣ ጃባል ኣቡጡዩር ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ሓለዋ ንዝነበረ ሰራዊት ሱዳን መጥቃዕቲ ምፍጻሞም፣ ካቢነ ሚኒስተር ሱዳ [...]

ኣብ ሱዳን ዝቐነየ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኤርትራ በጺሑ
Radio Erena: 17 December 2020
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ፣ ፈይሰል ቢን ፋርሓን ኣል ስዑድ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ሚኒስተር ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝጸ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝህቦ ዝነበረ ፊናንስያዊ ሓገዝ ደው ከብል ከምዝወሰነ ተገሊጹ
Radio Erena: 17 December 2020
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝህቦ ዝነበረ ፊናንስያዊ ሓገዝ ደው ከብል ከምዝወሰነ VRT ዝተባህለ ማዕከን ዜና ጀርመን ሓቢሩ።
እቲ ሕብረት፣ ንኢትዮጵያ ዝመደቦ 90 ሚልዮን [...]

ሶማል፣ ፕርዚደንት ፋርማጆ፣ ምርጫ ንምድንጓይ ዝገብሮ ዘሎ ፈተነታት ንምቅዋም ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 17 December 2020
ፕረዚደንት ሶማል፣ ምርጫ እታ ሃገር ንምድንጓይ ፈተነታት ይገብር ምህላዉ ዝቓወሙ ኣሽሓት ዜጋታት እታ ሃገር፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሾ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
ኣብቲ ብረቡዕ 16 ታሕሳስ [...]

ሶማል ምስ ኬንያ ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና በቲኻ
Radio Erena: 15 December 2020
ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ሙሰ ቢሒ ዓብዲ፣ ኣብ ኬንያ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ።
እቲ ፕረዚደንት ብ13 ታሕሳስ ናብ ናይሮቢ [...]

Ethiopian Security Forces Continue Round-up Hundreds of Eritrea Refugees in Addis Ababa and Gondar
Radio Erena: 14 December 2020
Ethiopian security forces continue massive round-up campaigns against what it called Eritrean escapees from Tigra [...]