Category: ዜና

1 188 189 190 191 192 384 1900 / 3831
‘ቻይና፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ምትእትታው ወጻኢ ሃገራት ብትሪ ትቃወም’: ኣምባ. ዣዎ ሺዩዋን

‘ቻይና፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ምትእትታው ወጻኢ ሃገራት ብትሪ ትቃወም’: ኣምባ. ዣዎ ሺዩዋን

Radio Erena: 05 December 2021 cክብል ኣምባሳደር’ታ ሃገር ገሊጹ። ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣዎ ሺዩዋን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሃገራት ምዕራብ ብስም ሰብኣዊ መሰላትን ደሞክራሲን ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርኦ ምትእትታ [...]
ሱዳን፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ዞባ ኣልፋሺጋ ተወሳኺ ሰራዊትን ኣጽዋርን ተጸግዕ ከምዘላ ተሓቢሩ

ሱዳን፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ዞባ ኣልፋሺጋ ተወሳኺ ሰራዊትን ኣጽዋርን ተጸግዕ ከምዘላ ተሓቢሩ

Radio Erena: 04 December 2021 ሱዳን፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ዞባ ኣልፋሽጋ ተወሳኺ ሰራዊትን ኣጽዋርን ተዋፍር ከምዘላ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እታ ሃገር ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዘሎ [...]
ኣስመራ፣ ብሰንኪ ንሰሙናት ዝቕጽል ዘሎ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ፣ ፋርማሲታት ኣብ መዝሓሊ ዝኸዘንኦ መድሃኒታት ክጉሕፋ ኣገዲዱ

ኣስመራ፣ ብሰንኪ ንሰሙናት ዝቕጽል ዘሎ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ፣ ፋርማሲታት ኣብ መዝሓሊ ዝኸዘንኦ መድሃኒታት ክጉሕፋ ኣገዲዱ

Radio Erena: 04 December 2021 ኣብ ኣስመራ፣ ንሰሙናት ዝቕጽል ዘሎ ምቑራጽ ሓይሊ ኤሌክትሪክ፣ ኣብ ዕለታዊ መነባብሮ ህዝቢ፣ ማሕበራዊ ንጥፈታትን ከም ጥዕና ዝኣመሰለ ትካላትን ከቢድ ጸቕጢ ፈጢሩ ይርከብ። ሓ [...]
ሰራዊት ኡጋንዳ፣ ዕጡቓት ንምህዳን ዶብ ሰጊሩ ናብ ኮንጎ ከምዝኣተወ ተገሊጹ

ሰራዊት ኡጋንዳ፣ ዕጡቓት ንምህዳን ዶብ ሰጊሩ ናብ ኮንጎ ከምዝኣተወ ተገሊጹ

Radio Erena: 03 November 2021 ኡጋንዳ፣ ኣብ ዞባ ኪቩ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ንምህዳን ምስ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ብሓባር ዝስለፍ ሰራዊት ከምዝልኣኸት መደበር ቴሌቪዥን ፈረንሳ ኣቃሊሓ። ሰራዊት ኡጋንዳ፣ [...]
ፕረዚደንት ሶማልን ኣሚር ቀጠርን ኣብ ህሉው ኩነታት ሶማልን ናይ ምትሕግጋዝ መደባትን ዘትዮም

ፕረዚደንት ሶማልን ኣሚር ቀጠርን ኣብ ህሉው ኩነታት ሶማልን ናይ ምትሕግጋዝ መደባትን ዘትዮም

Radio Erena: 03 November 2021 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ፋርማጆ፣ ናብ ቀጠር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ምስ በዓልቲ ቤቱን ክልተ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝርከቦም፣ ክልተ ሚኒስተ [...]
‘ትዊተር ጸግዒ ሓይልታት ትግራይ ሒዙ።’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ውግዓዊ ጥርዓን ኣቕሪቡ

‘ትዊተር ጸግዒ ሓይልታት ትግራይ ሒዙ።’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ውግዓዊ ጥርዓን ኣቕሪቡ

Radio Erena: 03 November 2021 ሓደ ካብቶም ናይ ዓለምና ዝዓበየ ማሕበራዊ ሜድያታታት ዝኾነ ትዊተር፣ ጸግዒ ሓይልታት ትግራይ ሒዙ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ። እቲ ትካል፣ ኣብ ልዕሊ 'ቶም ንሓይልታት ት [...]
ጂቡቲ ምስ ቀጠር ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንኣ ናብ ንቡር መሊሳ

ጂቡቲ ምስ ቀጠር ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንኣ ናብ ንቡር መሊሳ

Radio Erena:02 December 2021 ጂቡቲ ምስ ቀጠር ኣዛሕቲላቶ ዝጸንሐት ዝምድና ናብ ንቡር ከምዝመለሰት ተገሊጹ። እታ ሃገር ነቲ ካብ 2017 ኣቲሒዛ ኣደስኪላቶ ዝጸንሐት ዝምድና ምስ ቀጠር ናብ ንቡር ከምዝመለሰ [...]
ሓለዋ ዶባት ኤውሮጳ፣ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንዝሰግሩ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ንምዕጋት፣ ሓንቲ ነፋሪትን ድሮን ከዋፍር’ዩ

ሓለዋ ዶባት ኤውሮጳ፣ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንዝሰግሩ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ንምዕጋት፣ ሓንቲ ነፋሪትን ድሮን ከዋፍር’ዩ

Radio Erena: 30 November 2021 ሓለዋ ዶባት ኤውሮጳ፣ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንዝረአ ዘሎ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ንምዕጋት፣ ካብ ሓደ ታሕሳስ ኣትሒዙ ነፋሪት ከዋፍር ምዃኑ ኣፍሊጡ። እታ ነፋሪት [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጉዳዮም ዘሳልጥሉ ኣብያተ ጽሕፈት UNHRCን ARRAን ምዕጻው ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር

ኣዲስ ኣበባ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጉዳዮም ዘሳልጥሉ ኣብያተ ጽሕፈት UNHRCን ARRAን ምዕጻው ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 30 November 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጉዳዮም ዘሳልጥሉ ኣብያተ ጽሕፈት ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት (UNHRC)ን ጉዳይ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለ [...]
ሓሙሽተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተረቝሖም

ሓሙሽተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተረቝሖም

Radio Erena: 29 November 2021 ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ' ካብ ዝተረቑሑ 15 ተቐዳደምቲ፣ እቶም ሓሙሽተ ኤርትራውያን ምዃኖም ተፈሊጡ። ብኣቦመንበርነት 5 ግዜ ተሸላሚ ብጫ ማልያ ቱር ዲ ፍ [...]
1 188 189 190 191 192 384 1900 / 3831