Category: ሃገራዊ ዜና
ኤርትራ፣ ብእምነቶም ዝተኣሰሩ ወዲ 80 ዓመት ኣቦ ክፍትሑ ኣመሪካ ጸዊዓ
Radio Erena: 11 November 2022
ኣብ ኤርትር፣ ካብ 2011 ኣትሒዙ፣ ብሰንኪ እምነቶም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ፣ ኣቶ ተስፋጽዮን ገብረሚካኤል ዝተባህሉ ወዲ 80 ዓመት ኣቦ ክፍትሑ ኣመሪካ ጻውዒት ኣቕሪባ።
ብመን [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝካየድ ካብ ዘሎ፣ መብዛሕቶም መራሕቲ ሃገራት ዓለም ዝተሳተፍዎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ክሌማ ቦኺሩ
Radio Erena: 11 November 2022
ካብ 6 ክሳብ 18 ሕዳር፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ሻርም ሼኽ፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ክሌማ፡ ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ዓለም ተሳቲፎም።
መራሕቲ ኩለን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ [...]
‘ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዉ ወትሃደራውቱ ንምምላስ ዝዓለመ ካልኣይ እግሪ ዘተ ንምክያድ ናብ ኣስመራ ከምርሕ’ዩ’
Radio Erena: 08 November 2022
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሸኽ ሓሰ ሸኽ ማሕሙድ፣ ንልዕሊ 3 ዓመታት ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዎ ኣስታት 5 ሽሕ ወትሃደራት ሶማል ንምምላስ ዝዓለመ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ካልኣይ እግ [...]
ፕረዚደንት ካሜሩን፣ ኣብ ስልጣን ዝጸንሓሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ
Radio Erena: 08 November 2022
ፕረዚደንት ካሜሩን፣ ፖል ቢያ፣ ኣብ ስልጣን ዝመጽኣሉ መበል 40 ዓመት፣ ብ06 ሕዳር ጸንቢሉ።
እቲ ወዲ 89 ዓመት ኮይኑ ዘሎ ፕረዚደንት፣ 40 ዓመታት ንካሜሩን መሪሑዋ ከብቅ [...]
ወትሃደራውያን መራሕቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ዘተ የካይዱ ኣለዉ
Radio Erena: 07 November 2022
ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ካብ ሰኑይ 07 ሕዳር ጀሚሮም ኣብ ኬንያ፣ ከተማ ናይሮቢ ዘተ የካይዱ ኣለዉ።
ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ወጻኢ ካብ ዝርከቡ ዜጋታቱ ዝእክቦ ግብሪ መርመራ ክግበረሉ፤ ኣባላት ፓርላማ ብሪጣንያ ጸዊዖም
Radio Erena: 06 November 2022
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ወጻኢ ካብ ዝርከቡ ዜጋታቱ ዝእክቦ ግብሪ መርመራ ክግበረሉ፤ ኣባላት ፓርላማ ብሪጣንያ ጸዊዖም።
እዚ ብ2% ዝፍለጥ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን [...]
ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዉ ኣሽሓት ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ዝሓጸረ ክምለሱ እንተዘይክኢሎም፣ ወለዶም ሰፊሕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ክውድቡ ምዃኖም ኣጠንቂቖም
Radio Erena: 03 November 2022
ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኣሽሓት ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ናብ ዓዶም ክምለሱ እንተዘይክኢሎም፣ ወለዶም ሰፊሕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ክውድቡ ምዃኖም ኣጠንቂቖም።
እቶም ወ [...]
ናይ ረቡዕ 02 ሕዳር 2022 ፈነወና፦
Radio Erena: 02 November 2022
Radio Erena · ረቡዕ 02 ሕዳር 2022
[...]
‘ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዝኣተወን ከተማታት ትግራይ ቅትለትን ዝምታን ይፍጽም ኣሎ።’ ኣሶሸትድ ፕረስ
Radio Erena: 02 November 2022
ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዝኣተወን ከተማታት ትግራይ ቅትለትን ዝምታን ይፍጽም ኣሎ ክብል ኣሶሸተድ ፕረስ ንነበርቲን ሰራሕተኛታት ኣህጉራውያን ትካላትን ብምጥቃስ ኣቃሊሑ።
እቲ ሰራዊ [...]
ዩኒሰፍ፣ ኣብ ኤርትራ 1.2 ሚልዮን ቆልዑን ደቂንስትዮን ንምሕጋዝ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ
ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ -ዩኒሴፍ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ፕሮጀክታት፣ 1.2 ሚልዮን ቆልዑን ደቂንስትዮን ንምሕጋዝ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ትካል ኣብ ዘውጽኦ ወቕታዊ ጸብጻብ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ [...]