Category: ሃገራዊ ዜና

1 41 42 43 44 45 185 430 / 1841
‘ኣብ ትግራይ፣ ንልዕሊ 3 ሚልዮን ህዝቢ ረዲኤት ተኸፋፊሉ።’ ሕቡራት ሃገራት

‘ኣብ ትግራይ፣ ንልዕሊ 3 ሚልዮን ህዝቢ ረዲኤት ተኸፋፊሉ።’ ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: 16 January 2023 ኣብ ትግራይ፣ ኣብዚ ኣስታት ወርሒን ፈረቓን ንልዕሊ 3 ሚልዮን ህዝቢ ረዲኤት ክበጻጻሕ ምኽኣሉ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ውድብ፣ ስቴፋን ዱጃሪች፣ ብ13 ጥሪ ኣብ ዝሃ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 14 ጥሪ 2023 ፈነወና

ናይ ሎሚ ቀዳም 14 ጥሪ 2023 ፈነወና

Radio Erena: 14 January 2023 Radio Erena · ቀዳም 14 ጥሪ 2023   [...]
ዕላል ምስ ንጉሰ ዓርከይ – ዓርቢ 13 ጥሪ 2023

ዕላል ምስ ንጉሰ ዓርከይ – ዓርቢ 13 ጥሪ 2023

Radio Erena: 13 January 2023 https://www.youtube.com/watch?v=ow6ef3H9RRA&t=1s [...]
ዕለታዊ ዜና – ዓርቢ 13 ጥሪ 2023

ዕለታዊ ዜና – ዓርቢ 13 ጥሪ 2023

Radio Erena: 13 January 2023 https://www.youtube.com/watch?v=g9mvomWpk5k [...]
ኤርትራዊት ተማሃሪት ኣብ ኣመሪካ፣ ኣብ ምኽሳዕ ደቂንስትዮ ብምትኳር ብዘካየደቶ ሓጺር መጽናዕታዊ ጽሑፍ ተዓዊታ

ኤርትራዊት ተማሃሪት ኣብ ኣመሪካ፣ ኣብ ምኽሳዕ ደቂንስትዮ ብምትኳር ብዘካየደቶ ሓጺር መጽናዕታዊ ጽሑፍ ተዓዊታ

Radio Erena: 12 January 2023 መንእሰይ ኤርትራዊት ተማሃሪት ዩኒቨርሲቲ ተኔሲ፣ ሊድያ ገብረየሱስ ኣብ ጉዳይ ምኽሳዕ ደቂንስትዮ ኣተኵሩ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሓጺር መጽናዕታዊ ጽሑፍ ምዕዋታ፣ መርበብ ሓበሬታ ናይቲ [...]
ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ተኸሲሱ ኣብ ቤት ፍርዲ ኔዘርላንድስ ዝቐረበ ኤርትራዊ፣ ‘መንነት ተጋጊኹም’ ብምባል ሞጕቱ

ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ተኸሲሱ ኣብ ቤት ፍርዲ ኔዘርላንድስ ዝቐረበ ኤርትራዊ፣ ‘መንነት ተጋጊኹም’ ብምባል ሞጕቱ

Radio Erena: 11 Januray 2023 ሓደ ካብ ዕሉላት ኣሰጋግርቲ ደቂ ሰብ ተባሂሉ ዝተኸሰሰ፣ ብ 'ወሊዲ' ዝፍለጥ ኤርትራዊ ጎይትኦም ተወልደ፣ ኣብ ጥቅምቲ 2022 ካብ ቤት ማእሰርቲ ኢትዮጵያ ናብ ኔዘርላንድስ ድሕሪ ም [...]
ኤርትራ፣ ናብ ንጡፍ ኣባልነት ኢጋድ ክትምለስ ፕረዚደንት ኬንያ ጻዕርታት የካይድ ምህላዉ ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ናብ ንጡፍ ኣባልነት ኢጋድ ክትምለስ ፕረዚደንት ኬንያ ጻዕርታት የካይድ ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 10 January 2023 ኤርትራ ናብ ንጡፍ ኣባልነት ዞባዊ ውድብ መንግስታት በይናዊ በዓል ስልጣን ወይ ኢጋድ ንኽትምለስ፣ ፕረዚደንት ኬንያ፣ ዊልያም ሩቶ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት የካይድ ከምዘሎ መርበብ ዜና [...]
ኣትሌት ራሄል ዳኒኤል፣ ኣብ ኢጣልያን ስጳኛን፣ ብሓደ መዓልቲ ተረሓቒሑ ኣብ ዝተኻየደ ክልተ ውድድራት ጉያ መሮር ተዓዊታ

ኣትሌት ራሄል ዳኒኤል፣ ኣብ ኢጣልያን ስጳኛን፣ ብሓደ መዓልቲ ተረሓቒሑ ኣብ ዝተኻየደ ክልተ ውድድራት ጉያ መሮር ተዓዊታ

Radio Erena: 10 January 2023 ኤርትራዊት ኦሎምፒካዊት ኣትሌት ራሄል ዳንኤል፡ ብዓርቢ 6ን ሰንበት 8ን ጥሪ ተደራራቢ ዓወት ብምሕፋስ ጐብለል ውድድር ጉያ መሮር ኮይና። ንሳ፡ ኣብ'ቲ ኣብ San Giorgio [...]
ጀርመን፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ብኻራ ከቢድ ጉድኣት ዘብጽሐ ኤርትራዊ ብፖሊስ ይህደን ኣሎ

ጀርመን፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ብኻራ ከቢድ ጉድኣት ዘብጽሐ ኤርትራዊ ብፖሊስ ይህደን ኣሎ

Radio Erena: 08 January 2023 ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ጊሰን ኣብ ዝርከብ መዓርፎ ባቡር፣ ብ03 ጥሪ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ኣብ ዝተላዕለ ኣምባጋሮ፣ ሓደ ኤርትራዊ ንካልእ ኤርትራዊ ብኻራ ከቢድ ጉድኣት ከምዘብጽሓሉ [...]
ናይ ሎሚ ሰንበት 08 ጥሪ 2023 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ሰንበት 08 ጥሪ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: 08 January 2023 Radio Erena · ሰንበት 08 ጥሪ 2023   [...]
1 41 42 43 44 45 185 430 / 1841