Category: ሃገራዊ ዜና

“ኤርትራ፣ ኣብ ሜድኣ ዘርኣየቶ ትሑት ብቅዓትን ስዕረትን፣ ውጽኢት ናይቲ ንሓሙሽተ ዓመታት ካብ ዞባዊ ግጥማት ምብኳራ’ዩ”
Radio Erena: 05 September 2019
ብ4 መስከረም ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም 2 ብ1 ዝተሳዕረት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ንሰሉስ 10 መስከረም ናይ መልሲ ግጥም ንምክያድ ሰንበት ናብ ናሚብያ ከተ [...]

ኖርወይ፣ ካብ ግዱድ ዕስክርና ሃዲሞም ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን፣ ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ፣ ጽምብል ምክያዶም ኣዛራቢ ኮይኑ
Radio Erena: 04 September 2019
ኣብ ኤርትራ ካብ ዘሎ ግዱድ ዕስክርና ሃዲሞም፣ ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ዝሓተቱ፣ ኤርትራውያን ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ፣ ጽምብል ዘካየየዱ ኤርትራውያን ኣዛራቢ ኮይኑ። [...]

ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝርከባ ዓድታት ጽዑቕ ተፍቲሽ ተኻይዱ
Radio Erena: 04 September 2019
ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝርክከባ ዓድታት፣- እምባለኻ፣ ዓደጣል፣ ኣሮሞ፣ ክሳድ እምባን ኣግሩፍን፣ ጽዑቕ ተፍትሽ ከምዝተኻየደ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ወተሃደራት መንግስቲ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ትሕቲ ሃይማኖታን ብሕታውን ትካላት ክመሓደራ ዝጸንሓ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ተሃጊረን
Radio Erena: 04 September 2019
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ትሕቲ ሃይማኖታውን ብሕታውን ትካላት ክመሓደራ ዝጸንሓ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝተሃገራ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
ብመሰረት ነተን ትካላት ዝተዋህበ መምር [...]

ኤርትራን ናሚብያን፣ መጻረዩ ግጥም ዋንጫ ዓለም 2022፣ ጽባሕ ኣብ ኣስመራ ከካይዳ’የን
Radio Erena: 03 September 2019
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ መጻረዩ ናይቲ ኣብ 2022 ኣብ ቀጠር ዝካየድ ዋንጫ ዓለም፣ ጽባሕ 4 መስከረም ምስ ናሚብያ ፈላሚ ግጥም ከተካይድ'ያ።
ክልተ ፕሮፌሽናል [...]

ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ባይቶ ኣብ ስቶክሆልም ቤት ጽሕፈት ከፊቱ
Radio Erena: 03 September 2019
ጽላል ዝተፈላለያ ፖለቲካውያን ውድባት ኤርትራ ዝኾነ፣ ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ባይቶ ፈላሚ ቤት ጽሕፈቱ፣ ብቀዳም 31 ነሓሰ ኣብ ስቶኮልም ከፊቱ።
ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ፣ ድሕሪ ሸሞንተ [...]

ምዕጢር፣ “ካብ ማእሰርቲ ክሃድሙ ፈቲኖም” ኣብ ልዕሊ ዝተባህሉ መንእሰያት ብዝተኸፍተ ቶዅሲ ሓያሎ ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም
Radio Erena: 02 September 2019
ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ፣ ካብ ቤት ማእሰርቲ ምዕጢር ክሃድሙ ኣብ ልዕሊ ዝፈተኑ 30 ዝኾኑ መንእሰያት፣ ኣብ ሓለዋ ዝነበሩ ኣባላት ሰራዊት ብዝፈትዎ ቶዅሲ፣ ሓያሎ ግዳያት ሞትን መ [...]

ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር
Radio Erena: 01 September 2019
ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ።
ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ብፍላይ ነዛ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ፍሉ [...]

ኣብ ጂቡቲ ተቐዪዶም ዝጸንሑ 19 ኤርትራውያን ምሩኻት ኲናት፣ ናብ ካናዳ ተጣዪሶም
Radio Erena: 01 September 2019
ኣብ ጂቡቲ ተቐዪዶም ዝጸንሑ 19 ኤርትራውያን ምሩኻት ኲናት፣ ናብ ካናዳ ተጣዪሶም።
እቶም ኣብ ወርሒ ግንቦት 2008 ኣብ ከባቢ ራስ ዱሜራ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጂቡቲን ኣብ ዝተኻየደ ኲና [...]

ሆላንድ፣ ነፍሰጾር በዓልቲ ቤቱ “ዝቐተለ” ኤርትራዊ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ
Radio Erena: 30 August 2019
ኣብ ሆላንድ፣ ዞባ ግሮኒንገን ኣብ እትርከብ ንእሽቶ ከተማ ሊንስ ዝነብር ኤርትራዊ፣ በዓልቲ ቤቱን ኣብ ማህጸና ዝነበረ ዕሸልን ብምቕታሉ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ።
እቲ ኣብ ክሊ ዕድመ 3 [...]