Category: ሃገራዊ ዜና

ፈረንሳ ንሊብያ ክትህቦ ዝመደበት ጀላቡ ሓለዋ ገምጋም ባሕሪ ሰሪዛ
Radio Erena: 08 December 2019
ፈረንሳ ንሰበስልጣን ሊብያ ክትህቦ መዲባ ዝነበረት ንሓለዋ ባሕሪ ዘገልግላ ጀላቡ፣ ከምዝሰረዘቶ ኣፍሊጣ።
ሸሞንተ ኣህጉራውያን ተጣበቕቲ መሰላት ብሓባር ኣብ ልዕሊ ፈረንሳ ክሲ [...]

ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ዝነበራ ግጥም ሴካፋ ሰሪዛ
Radio Erena: 04 December 2019
ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ተሰሪዑላ ዝነበረ ግጥም ሴካፋ ሰሪዛቶ።
ኢትዮጵያ፣ ካብቲ 7 ክሳብ 9 ታሕሳስ ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ ዝተመደብ ግጥማት ማእከላይን ምብራቅን ኣፍሪቃ ከምዝሰሓ [...]

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝመላለሱለን ኣብያተ ክርስትያን ብዝተጓሃሃረ ባእሲ ሓይሎ ሰባት ቆሲሎም
Radio Erena: 03 December 2019
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝመላለሱለን ኣብ ኣብያተ ክርስትያን ብሰንኪ ዝርአ ዘሎ ምክፍፋልን ባእስን፣ ኣብ ህይወት ሰባት ጉድኣት ይበጽሕ ኣሎ።
ካብ ትማሊ 2 ታሕሳስ ኣትሒዙ [...]

ኢትዮጵያ እተቑሞ ሓይሊ ባሕሪ፣ ኣብ ጅቡቲ ትድኩኖ ከምዘላ ተገሊጹ
Radio Erena: 03 December 2019
ኢትዮጵያ፣ ብሓገዝ ፈረንሳ እተቝሞ ዘላ ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ጅቡቲ ክድኮን ምዃኑ ዘ ካፒታል ዝተባህለት ጋዜጣ እታ ሃገር ሓቢራ።
ብመሰረት እታ ጋዜጣ ዘቕረበቶ ሓበሬታ፣ ሓይሊ ባሕ [...]

ኣብዚ እዋን፣ ኣብ ዓለምና፣ 37.9 ሚልዮን ሰባት ምስ ኤችኣይቪ-ኤይድስ ይነብሩ
Radio Erena: 02 December 2019
ኣብ 2018፣ ብደረጃ ዓለም1.7 ሚልዮን ሰባት ብሕማም ኤችኣይቪ-ኤይድስ ከምዝተለኽፉ ውድን ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
ኣብታ ዓመት እቲ ድማ ልዕሊ 700 ሽሕ ሰባት ብሰንኪ እዚ ሕ [...]

ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ፣ ዝጸንሐን ምስሕሓብ ንምፍታሕ ብምስጢር ርክባት ምክያደን ተገሊጹ
Radio Erena: 02 December 2019
ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ዝጸንሐን ምስሕሓብ ንምፍታሕ፣ ብምስጢር ርካባት ምክያደን ተገሊጹ።
ሮይተርስ ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዝቕረቦ ሓበሬታ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቀጠር፣ ሸ [...]

ቀ/ሚ ሱዳን፣ ኣቦ መንበር ኢጋድ ኮይኑ
Radio Erena: 02 December 2019
ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት በይነ-መንግስታዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ (ኢጋድ)፣ ብ29 ሕዳር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሱዳን ኣብ ዝተረኽብሉ ዋዕላ፣ ሱዳን ኣቦ መንበርነት ኢጋድ ተረኪባ።
[...]

ቐጠር ብመንግስቲ ኤርትራ ንዝቐረበላ ክሲ ነጺጋቶ
Radio Erena: 01 December 2019
ቐጠር ብመንግስቲ ኤርትራ ንዝቐረበላ ክሲ ምሉእ ብምሉእ ነጺጋቶ።
መንግስቲ ኤርትራ ብመንገዲ ኣፈኝኡ ሚኒስትሪ ዜና ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ቐጠር ምስ ዝተፈላለዩ ጉጅለታት ብምትሕብባር [...]

ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም
Radio Erena: 29 November 2019
ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት በይነ-መንግስታዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ (ኢጋድ)፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም።
ኣብቲ ብዓርቢ 29 ሕዳር፣ ዝተጋብአ መበል 13 ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 3 ዓመታት፣ ኣስታት 50 ሽሕ መንበሪ ኣባይቲ ክሃንጽ ምዃኑ ይጉስጉስ
Radio Erena: 28 November 2019
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጢ 3 ዓመታት ኣስታት 50 ሽሕ መንበሪ ኣባይቲ ክሃንጽ ምዃኑ ይገልጽ ኣሎ።
እቲ መንግስቲ ብመንገዲ ኤምባሲታት፣ ካድራትን ካልኦት ልኡኻትን ኣብ ውሽ [...]