Category: ሃገራዊ ዜና

1 132 133 134 135 136 214 1340 / 2137
ናብ ኤርትራ ዝተላእኩ ሶማላውያን ተዓላሞ ኣስታት 10 ሽሕ ከምዝበጽሑ፣ ኣባል ባይቶ እታ ሃገር ገሊጻ

ናብ ኤርትራ ዝተላእኩ ሶማላውያን ተዓላሞ ኣስታት 10 ሽሕ ከምዝበጽሑ፣ ኣባል ባይቶ እታ ሃገር ገሊጻ

Radio Erena: 17 June 2021 መንግስቲ ሶማል፣ ካብ 2018 ኣትሒዙ በብእዋኑ ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝልኣኾም መንእሰያት፣ ኣስታት 10 ሽሕ ከምዝበጽሑ፣ ኣሚና መሓመድ ዓብዲ ዝተባህለት ኣባል ባይቶ ገሊጻ። ንሳ ም [...]
ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ንሲመተ ‘ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ’ ወጊዞም

ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ንሲመተ ‘ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ’ ወጊዞም

Radio Erena: 16 June 2021 ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከቡ፣ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ሕጊን ስርዓትን ቤተ ክርስትያን ብምጥሓስ ንዝተፈጸመ ሲመተ ሓድሽ [...]
ቀ/ሚ ሶማል፣ ‘ናብ ኤርትራን ኵናት ትግራይን ተላኢኾም’ ብዛዕባ ዝተባህሉ ወትሃደራት ሶማል እትከታተል ኮሚሽን ኣቝሙ

ቀ/ሚ ሶማል፣ ‘ናብ ኤርትራን ኵናት ትግራይን ተላኢኾም’ ብዛዕባ ዝተባህሉ ወትሃደራት ሶማል እትከታተል ኮሚሽን ኣቝሙ

Radio Erena: 15 June 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ መሓመድ ሑሰን ሮብለ፣ 'ናብ ኤርትራን ኵናት ትግራይን ተላኢኾም' ብዛዕባ ዝብሃል ዘሎ ወትሃደራት ሶማል እትከታተል ኮሚሽን ኣቝሙ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣ [...]
ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፣ ንመጀመርያ እዋን ልዕሊ 5 ኤርትራውያን ደቂንስትዮ፣ ንኤርትራ ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ክወዳደራ’የን

ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፣ ንመጀመርያ እዋን ልዕሊ 5 ኤርትራውያን ደቂንስትዮ፣ ንኤርትራ ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ክወዳደራ’የን

Radio Erena: 15 June 2021 ብዝሒ ናይተን ንኤርትራ ብምውካል፣ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ዝወዳደራ ኤርትራውያን ኣትሌታት ደቂንስትዮ ሓሙሽተ በጺሑ። ኣትሌታት፡ ራሄል ዳንኤልን ዶልሺ ተስፉይን፣ ብሰሉስ 8 ሰነ፣ ኣብ [...]
Crush and Punish: The Dictator’s War of Retribution

Crush and Punish: The Dictator’s War of Retribution

Radio Erena: 14 June 2021 Although the Eritrean government officials seldom discuss in private or in public the war situation in Tigray, it is [...]
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ዓሰብ ኣኼባ ኣካይዶም

ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ዓሰብ ኣኼባ ኣካይዶም

Radio Erena: 14 June 2021 ላዕለዋት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዓሰብ ኣኼባ ከምዘካየዱ ምንጭታት ሓቢሮም። ብወገን ኤርትራ ፣ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስን ብርጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳን ዝርከብ [...]
ፈረንሳ፣ ንሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክልተ ፈጠናት ጀላቡ ብሓገዝ ሂባ

ፈረንሳ፣ ንሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክልተ ፈጠናት ጀላቡ ብሓገዝ ሂባ

Radio Erena: 13 June 2021 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ንሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ፣ ክልተ ፈጣናት ጀላቡ ብሓገዝ ከምዝሃበ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እተን ኣብ ስልጠና፣ ናይ ድሕነት ተልእኾታትን ካልእ ህጹጽ ወትሃደ [...]
ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ፣ መ. ኤርትራ ንብረት ቤተክርስቲያን ምህጋሩ ዝቃወም ደብዳቤ ልኢኾም

ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ፣ መ. ኤርትራ ንብረት ቤተክርስቲያን ምህጋሩ ዝቃወም ደብዳቤ ልኢኾም

Radio Erena: 13 June 2021 ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንብረት’ታ ቤተክርስቲያን ዝኾነ ቤት ትምህርታትን ኣብያተ ሕክምናን ንምህጋሩ ዝቃወም ደብዳቤ ልኢኾም። እቶም ጳጳሳት ናብ ሚኒስት [...]
ናብ ኤርትራ ንወተሃደራዊ ታዕሊም ዝተወስዱ ሓሙሽተ ሶማላውያን፣ ኣብ ፑንትላንድ ተቐዪዶም ድሕሪ ምጽናሕ ናጻ ወጺኦም

ናብ ኤርትራ ንወተሃደራዊ ታዕሊም ዝተወስዱ ሓሙሽተ ሶማላውያን፣ ኣብ ፑንትላንድ ተቐዪዶም ድሕሪ ምጽናሕ ናጻ ወጺኦም

Radio Erena: 13 June 2021 ናብ ኤርትራ ንወተሃደራዊ ታዕሊም ከምዝተወስዱ ዝገለጹ ሓሙሽተ ሶማላውያን መንእሰያት፣ ኣብ ፑንትላንድ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምጽናሕ ቅድሚ ሒደት መዓልታት ናጻ ወጺኦም። እቶም ሓሙሽተ ሶማ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ወትሃደራት ናብ ኤርትራን ትግራይን ከምዝልኣኸ ወግዓዊ መብርሂ ክህብ ይሕተት ኣሎ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ወትሃደራት ናብ ኤርትራን ትግራይን ከምዝልኣኸ ወግዓዊ መብርሂ ክህብ ይሕተት ኣሎ

Radio Erena: 11 June 2021 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ፋርማጆ፣ ወትሃደራር ሶማል፣ ናብ ኤርትራን ኵናት ትግራይን ከምዝልኣኽ ንህዝቢ ወግዓዊ መብርሂ ክህብ መራሕቲ ተቓወምቲ ሰልፍታት ይሓቱ ኣለዉ። [...]
1 132 133 134 135 136 214 1340 / 2137