Author: admin
ኣብ ለንደን ዝቕመጡ ኤርትራውያን ኣንጻር እስራኤል ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
ኣብ ለንደን ዝቕመጡ 10ታት ኤርትራውያን ኣንጻር እቲ እስራኤል ስደተኛታት ንምቕያድ ወጢናቶ ዘላ መደብ ተቓውምኦም ንምስማዕ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ እስራኤል ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም ክብል ዋይ ኔት ነውስ ሓቢሩ። እቶም ኤርትራውያን ኣብቲ [...]
ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ ስርሓ ደው ከተብል’ያ
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ኣስመራ ንእትርከብ ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ ሓድሽ ናይ ስራሕ ውዕላ ከይተሐድስ ከልኪሉ። እታ ናይ ነዊሕ ዓመታት ታሪኽ ዘለዋ ኣብ ኣስመራ እትደኮነት እንኮ ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ፣ ኣብዚ ሓድሽ ዓመተ ትምህርቲ ኣብ መስ [...]
ሬድዮ ኤረና ንምዕፋን ዝተማህዘ ተንኮል ካብ መ.ኤርትራ ምዃኑ ተፈሊጡ
ኣብ ዓራብ ሳት ንሰለስተ ሰሙን ኣጋጢሙ ዝጸንሐ ዓፈና፣ ካብ ኤርትራ ዝተፈነወ ምዃኑ ኣካየድቲ ስራሕ ዓራብ ሳት ኣረጋጊጾም። እቲ ሬድዮ ኤረና ንእትርከቦ ሓያሎ ፍርኬንሲታት ዓጽዩ ዝጸንሐ ብጽግዕተኛ ማዕበል ወይ ‘ፖራሳይት ዌቭ’ ዝተፈ [...]
ንሕማም ዓሶ ብዝምልከት ዋዕላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ተኸፊቱ
ብሕማም ዓሶ ዝስዕብ መጠነ ሞት ናብ ዜሮ ንምውራዱ ዝዕላምኡ፣ ዞባዊ ዋዕላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ታንዛንያ ከተማ ኣሩሻ ይካየድ ኣሎ። ኣብዚ ዋዕላ ኤርትራ እትርከበን ብውሕዱ 13 ሃገራት፣ ሕማም ዓሶ ንምቁጽጻር ዘካይድኦ ዘላዋ [...]
ኤርትራዊ ጃኒ ተወልደ ዝድነቕ ብቕዓት ኣንጸባሪቑ
ትማሊ ሰንበት ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ጉተንግ ዌስት ራንዳ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ክለባት ቅድድም ብሽክለታ፣ ንኤምቲኤን ኩቤካ ወኪሉ ዝቀዳደም ኤርትራዊ ጃኒ ተወልደ፣ ዝድነቕ ብቕዓት ብምንጽብራቕ ሳልሳይ ኮይኑ ከምዝተዓወተ ሱፐር ስፖርት ሓቢሩ። [...]
ስነ ስርዓት ቀብሪ ቀ.ሚ. ኣቶ መለስ ዜናዊ ተፈጺሙ
ስነ ስርዓት ቀብሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ፣ ብርክት ዝበሉ መራሕቲ ሃገራትን ኣሽሓት ህዝብን ኣብ ዝተረኽበሉ ትማሊ 2 መስከረም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተፈጺሙ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ፣ ብዘይካ ፕረዚደንት ኤርትራ ብሙሉ [...]
17 ኣመንቲ ክርስትና ብኣባላት ጸጥታ ተታሒዞም
ኣብ ከረን ኣብ ናይ ገዛ ጸሎት ዝነበሩ 17 ኣመንቲ ክርስትና ብኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ተታሒዞም ኣብ ኣደርሰር ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከር ከምዝተኣስሩ ኦፐን ዶርስ ዝተባህለ ትካል ኣብ ኤርትራ ንዝርከቡ ምንጭታቱ ብምጥቃስ ሓቢሩ። [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 200 ስደተኛታት፣ ናብ ጀርመን ክግዕዙ’ዮም
ኣብ ቱኒዝያ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 200 ስደተኛታት፣ ሓድሽ ህይወት ንምጅማር ናብ ጀርመን ክግዕዙ ምዃኖም ኣገልግሎት ዜና ሺንሁዋ ሓቢሩ። ጀርመን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት 300 ስደተኛታት ንምጥያስ ዝጀመ [...]
ሰልፊ ኤን.ሲ.ፒ. ንሽምግልና ኤርትራ ተቐቢሉ
ኤርትራ ኣብ መንጎ መንግስቲ ሱዳንን ተቓወምቲ ሓይልታትን ንምሽምጋል ዝወሰደቶ ተበግሶ፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ሃገራዊ ባይቶ ብሓጎስ ከምዝቕበሎ፣ ወሃብ ቃል’ቲ ውድብ ኣመልኪቱ። ባድረልዲን ኣሕመድ ኢብራሂም ኣብ መግለጺኡ፣ ዝርዝር ሓበ [...]
ኣብ ሊብያ ሰለስተ ኤርትራዊያን ተቐቲሎም
ሓለውቲ ናይቲ ስደተኛታት ተዓቝቦሙሉ ዝረከብ መዓስከር ሊብያ፣ ብዝኸፈትዎ ተዅሲ ሰለስተ ኤርትራውያን ከምዝቐተሉ ዘጋርድያን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ካብ ከተማ ትሪፖሊ ናብ ምብራቕ ሸነኽ ዝርከብ መዓስከር ሖምስ ዝርከቡ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ስ [...]