Author: admin
ኣብ ኤርትራ፣ መሸጣ ዕለቱ ዝወደቐ ዕሹግ መግብታት ካብ ቁጽጽር ወጻኢ እናኾነ ይመጽእ ኣሎ
Radio Erena: 05 August 2015 መሸጣ ዕለቱ ዝወደቐን ጥዕንኡ ዘይተረጋገጸን ዕሹግ መግብታት ካብ ልዕሊ ዝኾነ እዋን እናሳዕረረ ምምጽኡ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እቲ ኣብ ዱኳናትን ኣብ ጎደናታትን ብብዝሒ ዝ [...]
መንግስታት ፈረንሳን ብሪጣንያን ብጉዳይ ኤርትርውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዘትዮም
Radio Erena: 05 August 2015 መንግስታት ፈረንሳን ብሪጣንያን ብጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ካሌ ዘተ ኣካይዶም። ኣብቲ ብሚኒስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት ተመሪሑ ዝተኻየደ ዘተ፣ ነቲ ኣብ ዶብ ክልትኤን ሃገራት ኣጋጣሚ ዘሎ ምትእክ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ናብ የመን ልኢኻ
Radio Erena: 05 August 2015 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ናብ የመን ልኢኻ። እቲ ብታንክታትን ከበድቲ ብረትን ዝተዓጀበ ሓደ ብርጌድ ዝበዝሑ ሰራዊት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ናብታ ብስዑዲ ዓረብ ሓራ ዝወጸተ ከተማ ዓደን [...]
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ መጻረዩ ዋንጫ ዓለም 2018 ምስታፋ ኣጠራጣሪ’ዩ
Radio Erena: 04 August 2015 ኣብ ሩስያ ንዝካየድ ግጥማት ዋንጫ ዓለም 2018 ዝሳተፋ ሃገራት ኣብ መንጎ 142 ሃገራት ዓለም ናይ መጻረዩ ግጥማት ኣብ ሓሙሽተ ጥቕምቲ ክፍልም ምዃኑ ኣብ ዝንተሓበረሉ፣ ኤርትራ ናይ ፈለማ [...]
ነበርቲ ምብራቕ ሱዳን፣ መንግስቲ ንመነባብሮ እቲ ዞባ ከመሓይሽ ብዘይምኽኣሉ ተቓውሞታት የካይዱ
Radio Erena: 04 August 2015 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ገዳርፍ፣ መነባብሮ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናኸፍአ ብምምጽኡ፣ ነበርቲ እቲ ከባቢ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ንሳልስቲ ዝቀጸለ ተቓውሞ ህዝቢ፣ ብፖሊ [...]
ኣብ ኬንያ፣ ብብልሽውና ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ይጠፋፋእ
Radio Erena: 04 August 2015 ኣብ ኬንያ ዓመታዊ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ብብልሽውና ከምዝጠፋፋእ ተገሊጹ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ መንግስቲ ኬንያ ብልሽውና ንምቅላስ ሓድሽ ስትራቴጂ ከምዝሓንጸጸ ኣብ ዝሕብረሉ ዘሎ እዋን'ዩ። [...]
ሓደ ኣባል ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፣ ስንክልና ንዘለዋ ኤርትራዊት ዓሚጹ
Radio Erena: 03 August 2015 ሓደ ኣባል ናይቶም ኣብ ከባቢ ጎልጅ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፣ ንሓንቲ ኤርትራዊ መንእሰይ ከምዝዓመጹ፣ ስድራቤት እታ መንእሰይ ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ገሊጾም። እታ ሄለን ዳኒኤ [...]
ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ዙር ፈረንሳ ድሕሪ ዘርኣይዎ ብቕዓት፣ ቆላሕታ ኣህጉራውያን ክለባት ናብ ኤርትራውያን እናዓበየ መጺኡ
Radio Erena : 03 August 2015 ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ብሽክለታ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2015 ድሕሪ ዘርኣይዎ ብቕዓት፣ ዝተፈላለያ ኣህጉራውያን ጋንታታት ጠመተን ናብ ኤርትራ ይገብራ ምህላወን ብቋንቋ ፈረንሳ እትሕተም ጋዜጣ ለ' [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ ሓይሊ ኢኹም ዝበሎም ትሽዓተ ሰባት ቀይዱ
Radio Erena : 03 August 2015 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኤርትር ዝመደበሩ ተቓዋሚ ሓይሊ 'ኣርበኞች ግንባር' ኢኹም ዝበሎም ትሽዓተ ተቐማጦ ሰሜን ጎንደር ምቕያዱ ጋዜጣ ዘ ሪፖተር ሓቢሩ። እቶም ሓደ ኣባል ፈደ [...]
ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዶብ ፈረንሳ ካብ ዝከላበቱ ዘለዉ ስደተኛታት ሓደ ኣብ ገለርያ ሞይቱ
Radio Erena: 31 July 2015 ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ጸላም ተጎልቢቦም ካብ ወደብ ካሌ ናይ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዘካየድዎ ዝነበሩ ፈተነታት ሓደ ካብኣቶም ሞይቱ። እቲ ሱዳናዊ ምዃኑ [...]