Author: admin
ወትሃደራውያን መራኽብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ወደብ ዓሰብ ተጸጊዐን ምህላወን ተሓቢሩ
Radio Erena: 13 April 2016 ክልተ ወትሃደራውያን መራኽብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዘን ኣብ ወደብ ዓሰብ ከምዘለዋ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እተን ብሓይሊ ባሕሪ ኢማራት ዓረብ ከምዝውነና ዝተገል [...]
ሕ.ኤ፣ ኣብ ዳህሳስ ትሕተ-ምድራዊ ውዑይ ማይ ዝውዕል 8 ሚልዮን ኤውሮ ንመንግስቲ ኤርትራ ለጊሱ
Radio Erena: 13 April 2016 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ዳህሳስ ትሕተ-ምድራዊ ውዑይ ማይ ዝውዕል 8 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣረኪቡ። እቲ ድሮ መንግስቲ ኤርትራ ተቐቢልዎ ዘሎ 8 ሚልዮን ኤውሮ ገንዘብ ኣካል ናይቲ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ መበል 58 ኣብ ስሩዕ ዋዕላ ኮሚሽን ኣፍሪቃ ንሰብኣዊ መሰላት ብትሪ ተነቒፋ
Radio Erena: 12 April 2016 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ መበል 58 ኣብ ስሩዕ ዋዕላ ኮሚሽን ኣፍሪቃ ንሰብኣዊ መሰላት ብትሪ ተነቒፋ። ኣብቲ ካብ 6 ክሳብ 20 ሚያዝያ ኣብ ጋምብያ ከተማ ባንጁል ዝጋባእ ዘሎ ዋዕላ፣ ጋዜጠኛታት ብ [...]
ብቕትለት ሓሙሽተ ጋዜጠኛታት ዝተኸሰሰ ኣፈኛ ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ተረሺኑ
Radio Erena: 12 April 2016 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ብቕትለት ሓሙሽተ ጋዜጠኛታት ዝተኸሰሰ ኣፈኛ ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ረሺኑ። ብፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ክድለ ዝጸንሐ ሓሰን ሓኒፍ ሓጂ፣ ዝሓለፈ ዓመት [...]
መራሒ ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር፣ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ጁባ ክምለስ ምዃኑ ሓቢሩ
Radio Erena: 12 April 2016 መራሒ ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር፣ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ጁባ ክኣቱ ምዃኑ ሓቢሩ። ሬክ ማቻር፣ ንሰኑይ 18 ሚያዝያ ናብ ጁባ ክምለስ ምዃኑ ዝሕብር ዘሎ፣ ብዝተኻየደ ስምምዕ መሰረት ኣብ ዝቀውም [...]
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቶም ብ3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ብሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ዝተቀትሉ ዘኪሮም
Radio Erena: 11 April 2016 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ነቶም ብ3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ብሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ዝተቀትሉን ዝቖሰሉን ተዓላሞ ዘኪሮም። ኣብ እስራኤል፣ ብሪጣንያ፣ ሽ [...]
መንነቱ ዘይተነጸረ ኤርትራዊ ኣብ እስራኤል ሞይቱ ተረኺቡ
Radio Erena: 11 April 2016 እቲ ብ4 ሚያዝያ፡ ኣብ ተል ኣቪቭ ጎደና ኪቡጽ ጋልዮት፡ ጥቓ ኣደራሽ ፓናሮማ ሞይቱ ዝተረኸበ ኣብ ክሊ ዕድመ 25 ዓመት ዝርከብ መንእሰይ፡ ንኣማውታኡ ብዝምልከት ዛጊት ዝተፈለጠ ነገር የለን። እ [...]
ንስዑዲ ዓረብን ግብጽን ከሰሓሕባ ዝጸንሓ ደሴታት ቀይሕ ባሕሪ ንስዑዲ ክወሃባ’የን
Radio Erena: 11 April 2016 ንስዑዲ ዓረብን ግብጽን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘሰሓሕባ ዝነበራ ደሴታት ንስዑዲ ክወሃባ'የን። መግለጺ ካቢነ ግብጺ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ዘቕረብኦ ሓበሬታ፣ ቲራንን ሳናፊርን ዝ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ምፍራስ ኣባይቲ ብዝሰፍሐ መልክዑ ይቕጽሎ ኣሎ
Radio Erena: 08 April 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ዞባ ማእከላ ኣባይቲ ናይ ምፍራስ መስርሕ ይቕጽል ኣሎ። በዚ መሰረት ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ከባቢታት ኣስመራ ጥራይ ኣማኢት ኣባይቲ ከምዘፍረሰ ምንጭታት ካብ [...]
ኢጣልያ፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ግብጺ ዝተበግሱ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 300 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ኣድሒና
Radio Erena: 08 April 2016 ብንእሽቶ ጃልልባ ካብ ገማግም ባሕሪ ግብጺ ዝተበገሱ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 300 ስደተኛታት ብይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ድሒኖም። እቶም ስደተኛታት፣ ኣብ ማእከል ባሕሪ ኣብ ዝበጽሕሉ ብናይ ሳት [...]