Author: admin
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ መበል 25 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ንኽሳተፉ ንመራሕቲ ሃገራት ዓረብ ዕድመ የቕርብ
Radio Erena: 29 April 2016 ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ መበል 25 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ንኽሳተፉ ንሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ዓረብ ዕድመ ከምዘቕረበ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ዜና ንሬድዮ ኤረና ሓ [...]
ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ካርቱም ኣብ ዘካየድዎ ናይ ተቃውሞ ሰልፊ ሓደ ተማሃርይ ተቐቲሉ
Radio Erena: 29 April 2016 ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ካርቱም፣ መንግስቲ ንህንጻ እቲ ዩኒቨርሲቲ ክሸጦ ይውጥን ኣሎ ብዝብል ኣብ ዘካየድዎ ተቃውሞ ሰልፊ ሓደ ተማሃርይ ተቐቲሉ። ኣገልሎት ዜና ፈረንሳ ብዘቕረቦ ሓበሬታ መሰረት፣ 20 [...]
መንግስቲ ፈረንሳ ንኤርትራውያ ስደተኛታት ዑቕባ ናይ ምሃብ ሓላፍነት ከምዘለዎ ገሊጹ
Radio Erena: 28 April 2016 መንግስቲ ፈረንሳ ኣብ ኤርትራ ንዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት ብግቡእ ስለዝርዳእ፣ ንኤርትራውያ ስደተናታት ዑቕባ ናይ ምሃብ ሓላፍነት ከምዘለዎ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን እታ ሃገር ( [...]
ኩባንያታት ቻይና፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ የስፋሕፍሓ
Radio Erena: 28 April 2016 ናይ ዕደናን ህንጻን ኩባንያታት ቻይና ናብ ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ የስፋሕፍሓ ምህላወን ኣብ ቁጠባ ዘተኩር መጽሔት ቢዝቱደይ የመልክት። ኩባንያታት ቻይና ኣቐዲመን ኣብ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ከሰላ [...]
ካርቱምን ዋሽንግተንን ብጉዳይ ቪዛ ሰበ ስልጣን ይሰሓሓባ
Radio Erena: 28 April 2016 መንግስቲ ኣመሪካ ናብታ ሃገር ንኽገሹ መእተዊ ቪዛ ዝሓተቱ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ሱዳን ምኽልካሉ፣ ንመንግስቲ ሱዳን ኣቖጢዑ። ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ሲራጀዲን ሓሚድ፣ ብዛ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ስልጣን ብዝጸንሖ ብዝሒ ዓመታት፣ ኣብ ኣፍሪቃ ሻሙናይ ደረጃ ሒዙ
Radio Erena: 27 April 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ብምልኪ ዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ካብ ዝጸንሑ 54 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ሻሙናይ ደረጃ ሒዙ። መርበብ ሓበሬታ ናይጀርያ ቡለቲን ኣቕሪብዎ ብዘሎ ዝርዝር መሰረት [...]
ነርወይ፣ ናብ ሃገሮም ብፍቓዶም ንዝምለሱ ሓተቲ ዑቕባ 30 ሽሕ ክሮና ክትህብ ትመባጻዕ
Radio Erena: 27 April 2016 ብብዝሒ ስደተኛታት እተማርር ዘላ ነርወይ፣ ናብ ሃገሮም ብፍቓዶም ንዝምለሱ ሓተቲ ዑቕባ 30 ሽሕ ክሮና ክትህብ ምዃና ከምዝገለጸት ማዕከን ዜና ዘ ሎካል ሓቢሩ። ነርወይ ኣቐዲማ'ውን ንዘውጽኣቶ ና [...]
ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር ናብ ከተማ ጁባ ተመሊሱ
Radio Erena: 27 April 2016 ናብ ከተማ ጁባ ዝምለሰሉ ግዜ ከደናጕ ዝጸንሐ ተቃዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር ትማሊ 26 ሚያዝያ ናብታ ከተማ ኣትዩ። እቲ ብኢጋድን ክልኦት ኣካላትን ኣብ ዝተካየደ ዘተ፣ ምክትል ፕረዚደንት ደቡብ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዕዳጋታት ከብትን ጤለ–በጊዕን ንዝንቀሳቀስ ባጤራ ናቕፋ ንምቁጽጻር ይሰርሕ
Radio Erena: 26 April 2016 ዋሕዲ ኣብ ዕዳጋ ዝንቀሳቐስ ዘሎ ባጤራ ዝፈጠሮ ጸቕጢ፣ ኣብ ቅንያት ፋሲካ ናብ ዕዳጋ ናይ ዝቐርባ ዘለዋ ከብቲን ጤለ-በጊዕን ብዝሒ ብኣሉታ ጸልይዎ ምህላዉ ተሓቢሩ። ህዝቢ፣ መዓልታዊ ንዘህልኾ ቀ [...]
ዋጋ ነዳዲ ብደረጃ ዓለም የንቖልቁል፣ ኣብ ኤርትራ መመሊሱ ይሰኣን
Radio Erena: 26 April 2016 ዋጋ ነዳዲ ብደረጃ ዓለም መመሊሱ የንቆልቅል። ኣብዚ እዋን'ዚ ዋጋ ሓደ በርሚል ዘይተጻረየ ነዳዲ ትሕቲ 28 ዶላር ይሽየጥ ምህላዉ ኣብ ንግዲ ዘተኩራ ማዕከናት ዜና የመልክታ። እዚ ኣብዚ እዋን'ዚ [...]