Author: admin

1 252 253 254 255 256 485 2540 / 4847
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ይቕይዱ ምህላዎም ይግለጽ ኣሎ

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ይቕይዱ ምህላዎም ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: 26 May 2016 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ክሰግሩ ሓሲቦም ንዝበልዎም ኤርትራውያን ስደተኛታት ይቕይዱ ምህላዎም ካብታ ሃገር ዝበጽሓና ሓበሬታ የመልክት። መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ካርቱም ካልእ ከባቢታትን በብእ [...]
ኣብ 48 ሰዓታት ኣስታት 6 ሽሕ ስደተኛታት  ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒኖም

ኣብ 48 ሰዓታት ኣስታት 6 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒኖም

Radio Erena: 26 May 2016 ኣብ`ዚ ዝሓለፋ ክልተ መዓልታት ጥራይ ኣስታት 6 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝደሓኑ ኢጣልያ ኣፍሊጣ። ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ ብዝሃቦ ሓበሬታ፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ብጀላቡ ዝተ [...]
“ኣብ መበል 25 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ፣ ዝተሳተፉ መራሕቲ ወጻኢ ሃገራት ዘይምንባሮም፣ ዲፕሎማስያዊ ተነጽሎ’ዮ ዘንጸባርቕ፣” ተንተንቲ

“ኣብ መበል 25 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ፣ ዝተሳተፉ መራሕቲ ወጻኢ ሃገራት ዘይምንባሮም፣ ዲፕሎማስያዊ ተነጽሎ’ዮ ዘንጸባርቕ፣” ተንተንቲ

Radio Erena: 25 May 2016 ኣብ መበል 25 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ፣ ዝተሳተፉ መራሕቲ ወጻኢ ሃገራት ዘይምንባሮም፣ መንግስቲ ኤርትራ ገጢምዎ ዘሎ ዲፕሎማስያዊ ተነጽሎ ዘንጸባርቐ ምዃኑ ተንተንቲ ገሊጾም። ኣብ መበል 25 [...]
መራሕቲ ኤርትራን ጅቡቲን  ብዛዕባ ህሉው ኩነታቶም ብዝምልክተ ናብ ኣሚር ቀጠር  ደብዳቤታት ልኢኾም

መራሕቲ ኤርትራን ጅቡቲን ብዛዕባ ህሉው ኩነታቶም ብዝምልክተ ናብ ኣሚር ቀጠር ደብዳቤታት ልኢኾም

Radio Erena: 25 May 2016 መራሕቲ ኤርትራን ጅቡቲን ብዛዕባ ህሉው ኩነታቶም ብዝምልክተ ናብ ኣሚር ቀጠር ደብዳቤታት ልኢኾም። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣልታኒ ዝልኣኾ ደብዳቤ፣ ብ1 [...]
ሱዳንን ግብጽን ንህሉው ኩነታት ዝምድንአን ዝግምግም ኣኼባ  የካይዳ

ሱዳንን ግብጽን ንህሉው ኩነታት ዝምድንአን ዝግምግም ኣኼባ የካይዳ

Radio Erena: 25 May 2016 ሱዳንን ግብጽን ንህሉ ኩነታት ዝምድንአን ዝግምግም ኣኼባ የካይዳ ኣለዋ። እቲ25ን 26ን ግንቦት ዝካየድ ኣኼባ ላዕለዋይ ኮሚተ ግብጽን ሱዳንን፣ ብምክትል ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ክልቲኤን ሃገራት [...]
ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ ንመበል 25 ዓመት ናጽነት ይጽምብል

ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ ንመበል 25 ዓመት ናጽነት ይጽምብል

Radio Erena: 23 May 2016 ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ ንመበል 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ መደባት ይጽምብል ኣሎ። እቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝነብር ህዝቢ ከም ናይ ወትሩ ንመዓልቲ ናጽነት በብኸ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንተቓወምቲ ቤጃ ናይ ሱዳን ኣብ ከባቢ ኬሩ ወትሃደራዊ መዓስከር ከምዘቖመሎም ይግለጽ ኣሎ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንተቓወምቲ ቤጃ ናይ ሱዳን ኣብ ከባቢ ኬሩ ወትሃደራዊ መዓስከር ከምዘቖመሎም ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: 23 May 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንተቓወምቲ ቤጃ ናይ ሱዳን ኣብ ከባቢ ኬሩ ወትሃደራዊ መዓስከር ኣቝሙሎም ከምዘሎ ወትሃደራውያን ምንጭታት ኣቓሊዖም። እቶም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ንሬድዮ ዳባንጋ ብምጥቃስ ኣብ 19 [...]
ብኤምባሲ ኤርትራ ኣብ እስራኤል ዝተደገፉ መራሕቲ ሃይምኖት፣ ኣብ ኾሎት ንዝርከቡ መንአስያት ከካይድዎ ዝወጠኑ ናይ ጸሎት መደብ ፈሺሉ

ብኤምባሲ ኤርትራ ኣብ እስራኤል ዝተደገፉ መራሕቲ ሃይምኖት፣ ኣብ ኾሎት ንዝርከቡ መንአስያት ከካይድዎ ዝወጠኑ ናይ ጸሎት መደብ ፈሺሉ

Radio Erena: 23 May 2016 መራሕቲ ሃይማኖት ናይታ ኣካል'ቲ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝምእዘዝ ክፋል ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ዝኾት ቤት ጸለት መድሃኔልኣለም እስራኤል፣ ኣብ ኾሎት ተኣሲሮም ንዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንም [...]
ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ ትሽዓተ ፊሊፒናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ተለቒቖም

ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ ትሽዓተ ፊሊፒናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ተለቒቖም

Radio Erena: 23 May 2016 ኣስታት 9 ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ ትሽዓተ ፊሊፒናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ተለቒቖም። መንግስቲ ፊንላንድ ብመንገዲ ኣብ ግብጽን ስዑዲ ዓረብን ዝርከብ ኤምባሲታቱ ኣቢሉ ንምልቓቖም ጻዕርታት ከ [...]
1 252 253 254 255 256 485 2540 / 4847