Author: admin
ኣብ እስራኤል፡ ንህሉውን ሕሉፍን ኩነታት ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን እተንጸባርቕ ዶኮሜንታሪ ፊልም ንምርኢት ቀሪባ
Radio Erena: 01 June 2016 ኣብ እስራኤል፡ ንህሉውን ሕሉፍን ኩነታት ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን እተንጸባርቕ ዶኮሜንታሪ ፊልም ንምርኢት ቀሪባ። እታ ኣብ መንጎ ሓጹራት፣ "Between Fences" ዘርእስታ ፊልም፡ መቐጸልታ ና [...]
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደ ሰሙን ህይወት ልዕሊ 800 ሰባት ጠፊኡ
Radio Erena: 01 June 2016 ካብ ገማግም ሊብያ ናብ ኢጣልያ ብማእከላይ ባሕሪ ዝርአ ዘሎ ዋሕዚ ስደተኛታት፣ መዕገቲ ተሳኢንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ሓደ ሰሙን ጥራይ ህይወት 880 ሰባት ከምዝጠፍአ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስን ሰበ ስልጣናቱን ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽሙ ምህላዎም ወይ ከኣ ዘይምህላዎም ዘረጋግጽ ጸብጻብ ኣብ 21 ሰነ ክቀርብ’ዩ
Radio Erena: 31 May 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝርከቦም ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽሙ ምህላዎም ወይ ከኣ ዘይምህላዎም ዘረጋግጽ መርትዖ ክትእክብ ዝጸንሐት መርማሪት ኮሚሽን፣ ድሕ [...]
ፕረዚደንት ቻድ ነበረ ሒሰን ሃብረ፣ ኣብ ዘመነ ስልጣኑ ብዝፈጸሞ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 30 May 2016 ፕረዚደንት ቻድ ነበረ ሒሰን ሃብረ፣ ኣብ ዘመነ ስልጣኑ ብዝፈጸሞ ገበናት ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ። እቲ ፕረዚደንት ነበረ፣ ክሱ ኣብቲ ደገፍ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝረኸበ ኣብ ሰኔጋ [...]
ንቅትለት ኤርትራዊ ስደተኛታ ኣብ እስራኤል እተንጸባርቕ ደኩመንታሪ ፊልም ተዓዊታ
Radio Erena: 30 May 2016 ንቅትለት ኤርትራዊ ስደተኛታ ኣብ እስራኤል፣ ሃብቶም ወልደሚካኤል ዘርኦም እተንጸባርቕ ደኩመንታሪ ፊልም፣ ኣብ እስራኤል ዝበለጸት ደኩመንታሪ ፊልም ተዓዊታ። እታ 'ቅትለት ኣብ መዓርፎ ኣውቶቡስ' ( [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ኣብ ዝዓረፈትሉ ሆቴል ከተማ ኣዲስ ኣበባ መብራህቲ ምጥፍኡ፣ ዝኾነ ጸጥታዊ ስግኣት ከምዘይተፈጥረ ተሓቢሩ
Radio Erena: 30 May 2016 ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ፓርክ ጉዌን-ህየ ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ኣብ እተካይደሉ ዝነበርት እዋን፣ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝዓረፈትሉ፣ ሻራተን ሆቴል መብራህቲ ምጥፋኡ ዝኾነ ጸጥታ [...]
ሱዳን፣ ናይ ስራሕ ፍቓድ ላዕለዋይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብታ ሃገር፣ ከምዘይተሐድሰሉ ኣረጋጊጻ
Radio Erena: 30 May 2016 መግስቲ ሱዳን ናይ ስራሕ ፍቓድ ላዕለዋይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብታ ሃገር፣ ከምዘየሐድስ ኣረጋጊጹ። እቲ ኢቮ ፍረይሰን ዝተባህለ ሓላፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት (OCHA) ኣብ ሱዳን፣ ንተወ [...]
መንግስቲ ሱዳን ግፋ ኤርትራውያን ብዝልዓለ መልክዑ ይቕጽሎ ኣሎ
Radio Erena: 27 May 2016 መንግስቲ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ ጀሚርዎ ዘሎ ግፋ ብዝልዓለ መልክዑ ይቕጽሎ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን መንግስቲ፣ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዝ [...]
መንግስቲ ሱዳን ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መንግስቲ ኤርትራ ኣረኪቡ
Radio Erena: 26 May 2016 መንግስቲ ሱዳን ናብ ሊብያ ንምስጋር እናተጓዓዙ ሒዘዮም ንዝበሎም ልዕሊ 400 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብዚ ሰሙን እዚ ናብ ኤርትራ ከምዝመለሶም ላዕለዋይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ኣረ [...]
ንእሱራት ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ዝምልከት ሲምፖዝዮም ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 26 May 2016 ንእሱራት ጋዜጠኛታት ኤርትራ ዝምልከት ሲምፖዝዮም ን28 ግንቦት ኣብ ኣመሪካ፣ ከተማ ዋሽንግተን ዲ ከባቢ ቨርጂንያ ክካየድ'ዩ። እዚ ብግዱሳት ኣዕሩኽን መማህርትን እሱራት ጋዜጠኛታት ኤርትራ ዝተዳለወ [...]