Author: admin
4 ሽሕ ወትደራዊት መንግስቲ የመን ኣብ ኤርትራ ስልጣና ከምዝወሰዱ ተሓቢሩ
Radio Erena: 30 June 2016 ኣርባዕተ ሽሕ ወትሃደራት መንግስቲ የመን ኣብ ኤርትራ፣ ከባቢ ዓሰብ ወትሃደራዊ ስልጣና ከምዝወሰዱ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ማዕከን ዜና ብሰሉስ 28 ሰነ ኣብ ዘቕረቦ ትንታነ፣ እቲ ኣብ ኤርትራ ዝተዋ [...]
ኢትዮጵያ ንዝቕጽል ክልተ ዓመታት ዘይቀዋሚት ኣባል ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኮይና
Radio Erena: 30 June 2016 ኣብ ኒው ዮርክ ዝመደበሩ ሕቡራት ሃገራት ብ28 ሰነ ኣብ ዘካየዶ ናይ ምርጫ መስርሕ፣ ኢትዮጵያ ዘይቀዋሚት ኣባል ባይቶ ጸጥታ ንምዃን ካብ 193 ሃገራት 185 ናይ ደገፍ ድምጺ ረኺባ። እታ ሃገር [...]
መንግስቲ ሱዳን ሰፊሕ ክፋል ከባቢታት ሰቲትን ኣጥባራን ንስዑዲ ዓረብ ብኽራይ ምሃቡ ሓረስቶት እቲ ከባቢ ተቓውሞ ኣካይዶም
Radio Erena: 30 June 2016 መንግስቲ ሱዳን ሰፊሕ ክፋል ከባቢታት ሰቲትን ኣጥባራን ንስዑዲ ዓረብ ብኽራይ ምሃቡ ሓረስቶት እቲ ከባቢ ተቓውሞ ኣካይዶም። እቶም ሓረስቶት፣ መንግስቲ ሱዳን ብዘይኣፍልጥኦምን ምስኣቶም ከይተማኸረን [...]
ኣምባሳደር ሃና ስምኦን ንጋዜጠኛታት ፈረንሳ ኣብ ዝጸውዓቶ ጋዜጣዊ ዋዕላ፣ ሰለስተ ጋዜጠኛታት ጥራይ ተረኺቦም
Radio Erena: 29 June 2016 ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ ሃና ስምኦን፣ ብ28 ሰነ፣ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ፣ ንጋዜጠኛታት ፈረንሳ ዝጸውዓቶ ጋዜጣዊ ዋዕላ፣ ሰለስተ ጋዜጠኛ ጥራይ ከምዝተረኽቡ ምንጭታት ሬድዮ ኤረ [...]
ሚኒስትሪ ዜና፣ ብሰንኪ ብዝሒ ስደት ኣባላቱ ብኸቢድ ካብ ዝተሃስዩ ትካላት መንግስቲ ሓደ ምዃኑ ተሓቢሩ
Radio Erena: 29 June 2016 ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና ብብዝሒ ናብ ስደት ይውህዙ ብምህላዎም፣ እቲ ሚኒስትሪ ሓደ ካብቶም ብኸቢድ ተሃስዮም ዘለዎ ትካላት መንግስቲ ምዃኑ ተሓቢሩ። ደገፍቲ ህግደፍ ኣንጻር መርማሪት ኮሚሽን ኣብ ጄኔ [...]
ስዑዲ ዓረብ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ሰፊሕ መሬት ሰቲት ናይ ሱዳን ን99 ዓመታት ክትውንኖ ምስጢራዊ ስምምዕ ከቲማ
Radio Erena: 29 June 2016 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ሰፊሕ ናይ ሕርሻ ፕሮጀክታት ከተተግብር ምዃና ተገሊጹ። እዚ ንኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኣጥባራን ሰቲትን ክትግብር ምዃኑ ዝግለጽ ዘሎ ናይ ሕርሻ ፕሮጀክታት፣ [...]
ውድብ መግቢ ዓለም ናብ ደቡብ ሱዳን ዝልኣኾ ናይ መግቢ ረዲኤት ብኤርትራ ምሕላፉ፣ ወደባት ኤርትራ ንምብርባሩ ሓገዚ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 29 June 2016 ውድብ መግቢ ዓለም ናብ ደቡብ ሱዳን ዝልኣኾ ናይ መግቢ ረዲኤት ብኤርትራ ምሕላፉ፣ ወደባት ኤርትራ ንምብርባሩ ሓገዚ ምዃኑ ተገሊጹ። ውድብ መግቢ ዓለም ናብ ደቡብ ሱዳን ዝቐንዐ ረዲኤት ኣቐዲሙ ብወ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብቕዓቱ ዘይሓለወ 70 ሚልዮን ኮንዶም ክትጉሕፍ’ያ
Radio Erena: 28 June 2016 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ህንዲ ዝዓደገቶ 70 ሚልዮን ኮንዶም ብቕዓቱ ኣይሓለወን ብምባል ክትጉሕፎ ከምዝወሰነት ኣሶሸትድ ፕረስ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። እቲ ካብ ለገስቲ ብዝተረኽበ ሓገዝ ብኣስታት [...]
ኣልሸባብ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ሓደ ሚኒስተር ዝርከቦም 15 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 28 June 2016 ኣልሸባብ ኣብ ሶማልያ፣ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ሓደ ሚኒስተር ዝርከቦም ብውሕዱ 15 ሰባት ከምዝተቐትሉ ቢቢሲ ሓቢሩ። እቲ ብቀዳም 25 ሰነ ኣብ ከተማ ሞቛድሾ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ኣብ [...]
ደገፍቲ ህግደፍ ኣንጻር መርማሪት ኮሚሽን ኣብ ጄኔቫ ንዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ብቀጥታ ንምትሕልላፍ ካብ ዝተላእከኡ ሰለስተ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና ሓደ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ
Radio Erena: 28 June 2016 ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣንጻር ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ብ21 ሰነ ኣብ ጀኔቫ ንዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ብቀጥታ ንምትሕልላፍ ካብ ኣስመራ ካብ ዝተላእከኡ ሰለስተ ኣባላት ሚኒስተሪ ዜና ሓደ ዑቕ [...]