Author: admin

1 231 232 233 234 235 485 2330 / 4847
መራሕቲ ጅቡትን ጃፓንን ኣብ ህሉው ዝምድናን ምትሕግጋዝን ዘትዮም

መራሕቲ ጅቡትን ጃፓንን ኣብ ህሉው ዝምድናን ምትሕግጋዝን ዘትዮም

Radio Erena: 08 September 2016 መራሕቲ ጅቡትን ጃፓንን ኣብ ህሉው ዝምድና ን ምትሕግጋዝን ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ጃፓን ድሒሩ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሺንዞ ኣበ፣ ኣብ ኬንያ ኣብ [...]
ናይ ቀደም ባጤራ ናቕፋ ምስዚ ሓድሽ እናተሓወሰ ኣብ ዕዳጋ ይዝርጋሕ ምህላዉ ተገሊጹ

ናይ ቀደም ባጤራ ናቕፋ ምስዚ ሓድሽ እናተሓወሰ ኣብ ዕዳጋ ይዝርጋሕ ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 08 September 2016 ናይ ቀደም ባጤራ ናቕፋ፣ ምስዚ ሓድሽ ተሓዊሱ ኣብ ዕዳጋ ይዝርጋሕ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ናይ ቀደም ባጤራ ብሕብሪ፣ ዓቕን ይኹን ግራፊካዊ ትሕዝቶ ካብዚ ሓድሽ ዝፍለ [...]
ኣብ በርሊንግተን፣ ቅድድም ብሽክለታ ንምስታፍ ዝመጸት ኤርትራዊት ተቐዳዳሚት ድሕሪ ምስዋራ፣ ፖሊስ ‘ዝርኣያ ዓይኑ ይብራህ’  ዝብል ፖስተራት ዘርጊሑ

ኣብ በርሊንግተን፣ ቅድድም ብሽክለታ ንምስታፍ ዝመጸት ኤርትራዊት ተቐዳዳሚት ድሕሪ ምስዋራ፣ ፖሊስ ‘ዝርኣያ ዓይኑ ይብራህ’ ዝብል ፖስተራት ዘርጊሑ

Radio Erena: 08 September 2016 ካብ 2 ክሳብ 5 መስከረም ኣብ ኣብ ኣመሪካ፣ በርሊንግተን ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽክለታ ግሪን ማውንተይን ንምስታፍ ካብ ኤርትራ ዝመጸት ተቐዳዳሚ ከምዝጠፍአት ፖሊስ እታ ከተማ ሓቢሩ። ፖ [...]
ንጁባን ካምፓላን ኣብ ዘራኽብ መንገዲ ኒሙለ፣ ብሰንኪ ሓደጋን መጥቃዕቲ ዕጡቓትን ሓያሎ ሰባት ሞይቶም

ንጁባን ካምፓላን ኣብ ዘራኽብ መንገዲ ኒሙለ፣ ብሰንኪ ሓደጋን መጥቃዕቲ ዕጡቓትን ሓያሎ ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 08 September 2016 መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ካብ ጁባ ናብ ካምፓላ ኣብ ልዕሊ እትመርሕ ዝነበረት ናይ መጓዓዝያ ኣውቶቡስ ብዝኸፈትዎ ተዅሲ ክልተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ካምፓላ ሓቢሮ [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘሕለፎ ሓድሽ ውሳኔ ተስፋታት ይህብ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘሕለፎ ሓድሽ ውሳኔ ተስፋታት ይህብ

Radio Erena: 07 September 2016 ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል፣ ካብ ሰራዊት ንዝሃደሙ ኤርትራውያን ፖለቲካዊ ዑቕባ ከይወሃቡ ከልኪልዎም ምጽንሑ፣ ንኣህጉራዊ ውዕላትን ሕግታትን ሕቡራት ሃገራት ዝጻረር'ዩ ክብል ላዕለዋ [...]
ኣብ ቤት ማኣሰርቲ ጎንደር 23 ሰባት ከምዝተቀትሉ መንግስቲ ይገልጽ፣ ተቓወምቲ ድማ ልቁጽሪ ምውታት ልዕሊ 50’ዩ ይብሉ

ኣብ ቤት ማኣሰርቲ ጎንደር 23 ሰባት ከምዝተቀትሉ መንግስቲ ይገልጽ፣ ተቓወምቲ ድማ ልቁጽሪ ምውታት ልዕሊ 50’ዩ ይብሉ

Radio Erena: 07 September 2016 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ደቡባዊ ጎንደር፣ ከተማ ደብረ ታቦር ኣብ ዝርከብ ቂሊንጦ እብ ዝተባህለ ቤት ማእሰርቲ ብዘጋጠመ ባርዕ ናይ ዝሞቱ እሱራት ብዝሒ 23 ምዃኑ መንግስቲ ኢትዮጵያ [...]
መራሕቲ ቀጠርን ቻድን፣ ቅድሚ ክልተ ወርሒ ዝሰረዝዎ ዑደት ናብ ዳርፉር፣ ሎሚ ካከይድዎ’ዮም ተባሂሉ

መራሕቲ ቀጠርን ቻድን፣ ቅድሚ ክልተ ወርሒ ዝሰረዝዎ ዑደት ናብ ዳርፉር፣ ሎሚ ካከይድዎ’ዮም ተባሂሉ

Radio Erena: 07 September 2016 ኣሚር ቀጠር ሸኽ ሓማድ ቢን ከሊፋ ኣልታኒን ፕረዚደንት ቻድ እድሪስ ደቢን ሎሚ 7 መስከረም ኣብ ዳርፉር፣ ከተማ ኤልፋሽር ምብጻሕ ክፍጽሙ ምዃኖም ኣመሓደሪ እቲ ዞባ ሓቢሩ። ብዘይካ'ዚ'ውን [...]
መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ካብ ኣርሜንያ ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ብኽራይ የምጽእ

መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ካብ ኣርሜንያ ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ብኽራይ የምጽእ

Radio Erena: 06 September 2016 ብሰንኪ ናይ ነፈርቲ ጸገም ተደጋጋሚ ምድንጓየት ከጋጥሞ ዝጸንሐ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ካብ ኣርሜንያ ኤየር ባስ ኤ 320 ዝዓይነታ ነፋሪት ብኽራይ የምጽእ ምህላዉ መርበብ ሓበሬታ ኣቭየሽን [...]
ኣብ ካሌ፣ ኣንጻር ስደተኛታት ዝቐንዐ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣብ ካሌ፣ ኣንጻር ስደተኛታት ዝቐንዐ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 06 September 2016 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ፣ ዝተኣኻኸቡ ስደተኛታት ዘቖምዎ ዘይሕጋዊ መዓስከር ክፈርስ ዝጽውዕ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ብሓርስቶት፣ መራሕቲ ዓበይቲ መካይንን [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር የመን ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ይፍጽም

ቀዳማይ ሚኒስተር የመን ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ይፍጽም

Radio Erena: 06 September 2016 ቀዳማይ ሚኒስተር የመን ኣሕመድ ቢን ዳገር፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገሩን ኣበርክቶ መንግስቲ ሱዳንን ንምዝርራብ ኣብ ካርቱም ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ኣካይዱ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሰ [...]
1 231 232 233 234 235 485 2330 / 4847