Author: admin

1 230 231 232 233 234 485 2320 / 4847
ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ፣ ኣብ ባጽዕ፣ ብሓባር ንዝጽልዩ ዝነበሩ ኣመንቲ ክርስትና ቀይዶም

ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ፣ ኣብ ባጽዕ፣ ብሓባር ንዝጽልዩ ዝነበሩ ኣመንቲ ክርስትና ቀይዶም

Radio Erena: 14 September 2016 ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ከተማ ባጽዕ፣ ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ብሓባር ንዝጽልዩ ዝነበሩ ኣመንቲ ክርስትና ቀይዶም። እቶም ዝሓለፍ ሰሙን ዝተታሕዙ ኣመንቲ ክርስትና፣ ኣብ ጥቓ ጋ [...]
“ካብ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ዘይብላ እንኮ ሃገር ኤርትራ’ያ፣” ፈረንሳዊ ምሁር ስነ ፖለቲካን ፍልስፍናን

“ካብ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ዘይብላ እንኮ ሃገር ኤርትራ’ያ፣” ፈረንሳዊ ምሁር ስነ ፖለቲካን ፍልስፍናን

Radio Erena: 14 September 2016 ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ዘይብላ እንኮ ሃገር'ያ ክብል ፈረንሳዊ ምሁር ስነ ፖለቲካን ፍልስፍናን ዶክተር ዣን ባፕቲስ ገለጹ። እቲ፣ ኣብ መጽናዕቲ ዝተመርኮሰ ሓያሎ መጻሕ [...]
ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም እንተተመሊሶም ዝኾነ ጸገም ከምዘይበጽሖም፣ ስዊዘርላንድ ኣረጋጊጻ ክብል ክፍሊ ኢምግሬሽን እስራኤል ዘቕረቦ ጸብጻብ ሓሶት ምዃኑ ተቃሊዑ

ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም እንተተመሊሶም ዝኾነ ጸገም ከምዘይበጽሖም፣ ስዊዘርላንድ ኣረጋጊጻ ክብል ክፍሊ ኢምግሬሽን እስራኤል ዘቕረቦ ጸብጻብ ሓሶት ምዃኑ ተቃሊዑ

Radio Erena: 14 September 2016 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም እንተተመሊሶም ካብ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነ ጸገም ከምዘይበጽሖም፣ ናብታ ሃገር ዑደት ዘካየደ ወኪል ስዊዘርላንድ ኣረጋጊጹ ክብል ክፍሊ ኢምግሬሽን እስራኤ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኤርትራ ብነጠብጣብ ማይ ዘስቲ መሳርሒታት ሕርሻ ንምትካል ምስ እስራኤላዊ ኩባንያ ስምምዕ ከቲሙ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኤርትራ ብነጠብጣብ ማይ ዘስቲ መሳርሒታት ሕርሻ ንምትካል ምስ እስራኤላዊ ኩባንያ ስምምዕ ከቲሙ

Radio Erena: 13 September 2016 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ከም ኣካል ናይቲ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ልምዓታዊ ሓገዝ፣ ኣብ ክልተ ዞባታት ኤርትራ ዝርከብ 16 ናይ ሕርሻ ነቑጣታት ብነጠብጣብ ማይ ዘስቲ መሳርሒታት ንምትካል፣ ምስ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ግእዝ ንልዕሊ 700 እሱራት ምሕረት ጌሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ግእዝ ንልዕሊ 700 እሱራት ምሕረት ጌሩ

Radio Erena: 13 September 2016 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ግእዝ፣ ልዕሊ 700 እሱራት ብምሕረት ከምዝፈትሐ ምንጭታት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። ካብቶም ብዝተፈላለየ ገበን ተኸሲሶም፣ ኣብ ሓያሎ ኣብያተ [...]
ኣብዘን ዝሓለፋ ቀዳመ-ሰንበት 3400 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒኖም

ኣብዘን ዝሓለፋ ቀዳመ-ሰንበት 3400 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒኖም

Radio Erena: 13 September 2016 ኣብዘን ዝሓለፋ ቀዳመ-ሰንበት 3400 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝደሓኑ ሓይሊ ብሕሪ ኢጣልያ ከምዘድሓነ ኣፍሊጡ። ብቀዳም 10 መስከረም ጥራይ ኣብ 18 ንኣሽቱ ጃላቡ ዝነበሩ 230 [...]
18 መስከረም፣ መበል 15 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር

18 መስከረም፣ መበል 15 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር

Radio Erena: 12 September 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብምዕጻው ንኣዳለውተንን ጋዜጠኛታትን ከምኡ ድማ ጽገናዊ ለውጢ ንዝጠለቡ ላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ነበር ብኣልማማ ብምቕያድ፣ ሃለዋቶም ዘጥፍኣሉ ፍጻሜ [...]
ካብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናብ መንግስቲ የመን ዝተላእከ ሓገዝ ዝጸዓነት መርከብ ጥሒላ

ካብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናብ መንግስቲ የመን ዝተላእከ ሓገዝ ዝጸዓነት መርከብ ጥሒላ

Radio Erena: 12 September 2016 ካብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናብ መንግስቲ የመን ዝተላእከ ዝተፈላለየ ሓገዝ ዝጸዓነት መርከብ ጥሒላ። እታ ናይ ህንዲ ምዃና ዝተሓበረ ናይ ጽዕነት መርከብ፣ 69 መካይን፣ መቀያየሪ ጎማታትን [...]
ብሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ ዝምራሕ ልኢኽ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዛዕባ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምዝርራብ ኣብ ጀርመን ዑደት የካይድ ኣሎ

ብሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ ዝምራሕ ልኢኽ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዛዕባ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምዝርራብ ኣብ ጀርመን ዑደት የካይድ ኣሎ

Radio Erena: 08 September 2016 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ፖለቲካዊ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብርኣብን ዝምራሕ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዛዕባ ዋሕዚ ዜጋታት ኤርትራ ናብ ስደት ብዝምልከት ንምዝ [...]
ኩነታት ዳርፉር ናይ መወዳእታ ሰለማዊ ፍታሕ ከምዝረኸበ ፕረዚደንት ኣልበሽር ኣዊጁ

ኩነታት ዳርፉር ናይ መወዳእታ ሰለማዊ ፍታሕ ከምዝረኸበ ፕረዚደንት ኣልበሽር ኣዊጁ

Radio Erena: 08 September 2016 ኩነታት ዳርፉር ናይ መወዳእታ ሰለማዊ መዕለቢ ከምዝተረኽቦ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ብሮቡዕ 7 መስከረም፣ መራሕቲ ቀጠርን ቻድን ኣብ ዝ [...]
1 230 231 232 233 234 485 2320 / 4847