Author: admin
እስራኤል፣ ኤርትራ ምስ እትርከበን 15 ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ቴክኖሎጂ ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየደት ተሓቢሩ
Radio Erena: 26 September 2016 እስራኤል ኤርትራ ምስ እትርከበን 15 ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ቴክኖሎጂ ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየደት እስራኤል ሃየኦም ዝተባህለ ማዕከን ዜና ሓቢሩ። ኣብ ብቀዳይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናትና [...]
ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፣ ብምኽንያት ዝኽሪ 15 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ 18 መስከረም፣ ንኣርማ ትካሉ (logo) ብጸሊም ሸፊንዋ
Radio Erena: 22 September 2016 ኣብ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፣ ብምኽንያት ዝኽሪ 15 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ 18 መስከረም፣ ንኣርማ ትካሉ (logo) ብጸሊም ሸፊንዋ ውዒሉ። እቲ [...]
ኣመሪካ፣ ሓዳስ ፈጻሚት ጉዳያት ኤምባሲ ኣብ ኣስመራ መዚዛ
Radio Erena: 22 September 2016 መንግስቲ ኣመሪካ፣ ሓድስ ፈጻሚት ጉዳያት ኤምባሲ ኣብ ኣስመራ መዚዙ። ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣስመራ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ እታ ናታሊ ብሮውን ዝተባህለት ሓዳስ ተመዚዛ ዘላ ፈጻሚት ጉዳያት [...]
ኣብ ሓያሎ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝተራእየ ሕማም ሸሮኽ ኣብ ኤርትራ’ውን ንሓያሎ ሰባት የጥቅዕ
Radio Erena: 22 September 2016 ኣብ ሓያሎ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝተራእየ ሕማም ሸሮኽ ኣብ ኤርትራ'ውን ንሓያሎ ሰባት ከምዘጥቕዐ ይግለጽ ኣሎ። ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሒዙ፣ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ዘየቋርጽ ውጽኣት ብምስ [...]
ዚምባብዌ፣ ተቓወምቲ ኣብ እዋን ሰለማዊ ሰልፊ ባንዴራ እታ ሃገር ከይሕዙ ዝኽልክል ሕጊ ኣውጽኣ
Radio Erena: 22 September 2016 ኣንጻር ፕረዚደንት ሮበርት ሙጋበ ተቓውሞ ዘካይዱ ዜጋታት ዚምባብዌ፣ ባንዴራ እንተልዒሎም፣ ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ መንግስቲ እታ ሃገር እታ ሃገር ኣጠንቒቑ። መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ብመንገዲ ሚ [...]
ኣብ ቀጠር ንኣዋርሕ ደሞዞም ዘይተኸፍሉ ናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ምህላዎም ተሓቢሩ
Radio Erena: 22 September 2016 ኣብ ቀጠር፣ ንኣዋርሕ ደሞዞም ዘይተኸፍሉ ናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ከምዘለዉ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። ኣብ ናይ ኤልክትሪክ ኩባንያ ዝሰርሑ ኣስታት 400 ዜጋታት ህንዲ፣ ንልዕሊ 4 ኣዋ [...]
“ዝተፈላለዩ ጉጅለታት የመን ኣብ ኤርትራን ዓደንን ሰልጢኖም፣” ጋልፍ ኒውስ
Radio Erena: 21 September 2016 ኣብ የመን ኣንጻር ሑቲ ዝዋግኡ ዘለዉ፣ ኣብ ትህጢ መንግስቲ የመን ዝተጠርነፉ ዝተፈላለዩ ጉጅለታት፣ ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ዝተመወለ፣ ኣብ ኤርትራን ዓደንን ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ፍሉይ ዋዕላ ኣካይዱ
Radio Erena: 21 September 2016 ብዝሒ ሓተቲ ፖለቲካዊ ዑቕባን ናይ ቁጠባ ስደተኛታትን ብደረጃ ዓለም፣ ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናዛየደ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ስደተኛታት ዝምልከት ፍሉይ ዋዕላ ኣካ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ብፍቓድ ኣይተሰርሐን ንዝበሎ ትካላት ኣፍሪሱ
Radio Erena: 20 September 2016 ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ዝተሃንጸ'ዩ ንዝበሎ ኣሽሓት ኣባይቲ ዘፍረሰ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ከባቢ ከረንን ኣስመራን ሓያሎ ትካላት ኣፍሪሱ። እቲ መንግስቲ፣ ነቲ ብዘይ [...]
ኤርትራ፣ ናይ ወጻኢ ወፍሪ ካብ ዘይስሕባ ሃገራት ቀዳመይ’ቲ ምዃና ባንክ ዓለም ገሊጹ
Radio Erena: 20 September 2016 ኤርትራ፣ ኣብ2016 ናይ ወጻኢ ወፍሪ ካብ ዘይስሕባ ሃገራት ተባሂላ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ተሰሪዓ። ባንክ ዓለም ኣብ ናይ 2016 ዝርዝራዊ ጸብጻቡ፣ ንንግዲ ዝምችኣ ሃገራት ኣብ ትሕቲ ዝብል [...]