Author: admin
ሕ.ኤ. ኣብ ኢትዮጵያ ንህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 15 ሚልዮን ዩሮ ተወሳኺ ሓገዝ ለጊሱ
Radio Erena: 10 December 2017 ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኢትዮጵያ ንህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 15 ሚልዮን ዩሮ ተወሳኺ ሓገዝ ለጊሱ። እቲ ሕብረት ብራስለስ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ብዕለት 8 ታሕሳስ ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ፣ እ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ሸርፊን ሓዋላን ተዋፊሮም ንዘለዉ ሰባትን ትካላትን ትሃድን
Radio Erena: 08 December 2017 ብምንቁልቋል መጠን ሸርፍን ናይ ምግዛእ ዓቕሚ ባጤርኣን ኣብ ሻቕሎት እትርከብ ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ኣብ ዘይሕጋዊ ሸርፍን ሓዋላን ተዋፊሮም ዘለዉ ሰባትን ትካላትን ትሃድን ከምዘላ ምንጭታት ሬ [...]
ጅቡቲ፣ ሓድሽ ወደባ ንዝጥቀሙ ተገልገልቲ ናይ 45 ሚእታዊት ምጉዳል ዋጋ ጌራ
Radio Erena: 08 December 2017 መንግስቲ ጅቡቲ ሓድሽ ኣብ ዝሃነጾ ወደብ ዶራለ ንዝጥቀሙ ተገልገልቲ፣ ናይ 45 ሚእታዊት ናይ ዋጋ ምጉዳል ከምዝገበረ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢራ። እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠት፣ [...]
ኡጋንዳ ኣብ ሶማል ካብ ዝርከብ ገለ ክፋል ሰራዊታ ከተውጽእ ጀሚራ
Radio Erena: 08 December 2017 ኡጋንዳ ኣብ ሶማል ካብ ዝርከብ ሰራዊታ ንገለ ክፋሉ ከተውጽኦ ከምዝጀመረት ተሓቢሩ። ኣብ ትሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተሓቑፈ ልዕሊ 6 ሽሕ ሰራዊት ኣብ ሶማል ኣዋፊራ ዘላ ኡጋንዳ፣ ክሳብ መወዳእ [...]
البرلمان السويسري يناقش العلاقات الارترية السويسرية
إذاعة إرينا : الاخبار 7 ديسمبر 2017 ناقش البرلمان السويسري في الرابع من الشهر الجاري آفاق العلاقات الثنائية بين ارتريا وسويسرا. وتباينت آراء النواب في [...]
ፓርላማ ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ጉዳይ ዝምድና ምስ መንግስቲ ኤርትራ ዘትዩ
Radio Erena: 07 December 2017 ፓርላማ ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ጉዳይ ዝምድና ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብዝምልከት ዘትዩ። ኣብቲ ብ4 ታሕሳስ ኣብ ቤት መንግስቲ እታ ሃገር ዝተኻየደ ዘተ፣ መንግስቲ ስዊዘርላድ ምስ መንግስቲ ኤርትራ [...]
መንገዲ ኣየር ዓረብያ ናብ ኣስመራ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር’ዩ
Radio Erena: 07 December 2017 ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝውነን መንገዲ ኣየር ዓረብያ ካብ 10 ታሕሳስ ናብ ኣስመራ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር'ዩ። እቲ ኣካል መንገዲ ኣየር ዱባይ ዝኾነ ኣየር ዓረብ [...]
قلق سعودي من العلاقات الاثيوبية القطرية
إرينا: الاخبار 6 ديسمبر 2017 قام اللواء احمد حسن عسيري نائب رئيس الاستخبارات العامة السعودي بزيارة إلى اديس ابابا يوم أمس الثلاثاء التقى فيها برئيس ال [...]
ብምክትል ኣዛዚ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ፈጺሙ
Radio Erena: 06 December 2017 ብምክትል ኣዛዚ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሜጀር ጀነራል ኣሕመድ ሓሰን መሓመድ ዓሲሪ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ከም ፍሉይ ልኡኽ ንግሱ [...]
ኣማኻሪ ፕረዚደንት ሱዳን ንኣምባሳደር ኤርትራ ኣብታ ሃገር ኣዘራሪቡ
Radio Erena: 06 December 2017 ቀዳማይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ሱዳን መሓመድ ሓሰን ኣል ሙርቓኒ፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሱዳንን ኤርትራ ብዝምልከት ንኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብታ ሃገር ኣቶ እድሪስ ኢብራሂም ኣብ ቤት ጽሕ [...]