Author: admin

1 2 3 485 10 / 4847
ኤርትራ፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰሚናራት፣ ህዝቢ ብዛዕባ ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመን ምሕንጻጽ ዶባትን ከይሓትት ይንገሮ ኣሎ

ኤርትራ፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰሚናራት፣ ህዝቢ ብዛዕባ ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመን ምሕንጻጽ ዶባትን ከይሓትት ይንገሮ ኣሎ

ኣብ ኤርትራ፣ በብደረጅኡ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ዘመተን ጎስጓስን ሰሚናራት፣ ህዝቢ ብዛዕባ ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመን ምሕንጻጽ ዶባትን ብዝምልከት ከይሓትት ይንገሮ ኣሎ። ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ ሓበሬታ፣ ነቲ ሰ [...]
ጂቡቲ፣ ንዱባይ ልዕሊ 380 ሚልዮን ዶላር ክትክሕስ ትሕተት

ጂቡቲ፣ ንዱባይ ልዕሊ 380 ሚልዮን ዶላር ክትክሕስ ትሕተት

ጂቡቲ፣ DP World ንዝተባህለ ናይ ዱባይ ወሃቢ ኣገልግሎታት ወደብ፣ 385 ሚልዮን ዶላር ክትክሕስ ኣብ ለንድን ዝመደበሩ ቤት ፍርዲ ወሲኑ። እቲ ቤት ፍርዲ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝሃቦ ውሳኔ፣ ጂቡቲ፣ ነቲ ምስ ዱባይ ዝኸተመቶ ው [...]

መደባት ኤረና

Radio Erena · ሰኑይ 15 ሚያዝያ 2024 Radio Erena · ሰንበት 14 ሚያዝያ 2024 Radio Erena · ቀዳም 13 ሚያዝያ 2024 Radio Erena · ዓርቢ 12 ሚያዝያ 2024 Radio Erena [...]
ከረን፣ ገለ ክፋል ናይቲ 125 ዓመት ዝገበረ ጥንታዊ መስጊድ ብምፍራሱ ክልተ ሰባት ሞይቶም

ከረን፣ ገለ ክፋል ናይቲ 125 ዓመት ዝገበረ ጥንታዊ መስጊድ ብምፍራሱ ክልተ ሰባት ሞይቶም

ኣብ ከተማ ከረን፣ ተደኵኑ ዝርከብ ጥንታዊ መስጊድ ከረን ኣል ዓቲቕ፣ ሓደ ክፋሉ፣ "ጉባ ኣል መስጂድ"፣ ብሮቡዕ 10 ሚያዝያ ብምፍራሱ ክልተ ሰባት ከምዝሞቱን ትሽዓተ ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉን ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ታሪኻዊ [...]

وفاة اثنين وجرح خمسة آخرين في انهيار قبة مسجد كرن العتيق

أفادت مصادر لإذاعة إرينا بأن اثنين من العمال لقيا مصرعهما نهار هذا اليوم بسبب انهيار أحدى قباب مسجد كرن العتيق، وأن حوالي 5 اشخاص اصيبوا بجراح. وكان ه [...]
ሚኒስተር ምክልኻል ትመርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢጣልያ ናብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ይበጽሕ

ሚኒስተር ምክልኻል ትመርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢጣልያ ናብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ይበጽሕ

ብሚኒስተር ምክልኻል ኢጣልያ፣ ኤሊዛቤታ ቴራንታ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢጣልያ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ምብጻሕ የካይድ ከምዘሎ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ነቲ ልኡኽ ዝመርሐት ሚኒስተር ኤሊዛቤታ፣ ምስ ሚኒስተር ምክ [...]
ሱዳን፣ ፕረዚደንት በሺር ንእምላይ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ብዝልዓለ ናህሩ ይቕጽል

ሱዳን፣ ፕረዚደንት በሺር ንእምላይ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ብዝልዓለ ናህሩ ይቕጽል

ህዝቢ ሱዳን፣ ን30 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት በሺር ንምእላይ ዘካይዶ ዘሎ ተቓውሞ ብዝልዓለ መልክዑ ይቕጽሎ ኣሎ። ነዚ ኣብ መላእ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ታሕተዎት መኮንናት ዝርከብዎም ኣባላት ሰራዊት ብብዝሒ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብጉዳይ መሰል ህዝቢ ሲዳማ፣ ደቂንስትዮ ጥራይ ዝተሳተፍኦ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኢትዮጵያ፣ ብጉዳይ መሰል ህዝቢ ሲዳማ፣ ደቂንስትዮ ጥራይ ዝተሳተፍኦ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዋሳ፣ መሰል ክልል ህዝቢ ሲዳማ ክሕሎ ዝጽውዕ፣ ደቂንስትዮ ጥራይ ዝተሳተፍኦ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ምክያዱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ኣሽሓት ኣዴታትን መንእሰያት ደቂንስትዮን ጥራይ ዝተሳተፍኦ ሰለማዊ [...]

وزير الاعلام الارتري ينفي أن اثيوبيا سوف تستخدم مصوع كقاعدة لقواتها البحرية

اذاعة إرينا الدولية الأخبار: الثلاثاء 9 ابريل 2019 في رد على الخبر الذي نشرته إذاعة إرينا حول تصريح الرئيس الجيبوتي اسماعيل عمر قيلي الذي قال فيه ب [...]
“ፕረዚደንት ጂቡቲ ካብ መዓስ’ዩ ኣፈኛ መንግስቲ ኤርትራ ኮይኑ?” ሚኒስተር ዜና ኤርትራ

“ፕረዚደንት ጂቡቲ ካብ መዓስ’ዩ ኣፈኛ መንግስቲ ኤርትራ ኮይኑ?” ሚኒስተር ዜና ኤርትራ

"ፕረዚደንት ጅቡቲ ካብ መዓስ'ዩ ኣፈኛ መንግስቲ ኤርትራ ኮይኑ?” ክብል ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፣ብመንገዲ ትዊተር መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ ሚኒስተር ነዚ መልእኽቲ ብሰሉስ 9 ሚያዝያ ዘመሓላለፈ፣ ፕረዚደንት ጂቡ [...]
1 2 3 485 10 / 4847