Author: Admin

1 261 262 263 264 265 2630 / 2647
ኤርትራ፣ ንመጀመርያ እዋና ኣብ ዋዕላ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪን ወሽመጥ ዓደንን ተሳቲፋ

ኤርትራ፣ ንመጀመርያ እዋና ኣብ ዋዕላ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪን ወሽመጥ ዓደንን ተሳቲፋ

Radio Erena: 22 April 2019 ኤርትራ፣ ኣብቲ ካብ 21 ክሳብ 22 ሚያዝያ፣ ኣብ ሪያድ ዝተኻየደ ዋዕላ ሸሞንተ ሃገራት ቀይሕ ባሕርን ወሽመጥ ዓደንን ተሳቲፋ። ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ነዊሕ ገማግም ባሕሪ እትውንን ኤ [...]
ኣስመራ፣ ቤት ትምህርቲ እንዳማርያም ንምህጋር ብመንግስቲ ንዝተወስደ ስጉምቲ ዝተቓወመ ዳይረክተር ተኣሲሩ

ኣስመራ፣ ቤት ትምህርቲ እንዳማርያም ንምህጋር ብመንግስቲ ንዝተወስደ ስጉምቲ ዝተቓወመ ዳይረክተር ተኣሲሩ

Radio Erena: 22 April 2019 መንግስቲ፣ ኣብ ትሕቲ ሃይማኖታውያን ትካላት ንዝመሓደራ ኣብያተ ትምህርቲ ንምህጋር፣ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ፣ ዝተቓወመ ዳይረክተር ቤት ትምህርቲ ቅድስቲ ማርያም መምህር ምሕረትኣብ ከምዝተኣ [...]
ኣብ ናይ ገዛ ማእሰርቲ ዝርከቡ፣ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮስ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣብ ናይ ገዛ ማእሰርቲ ዝርከቡ፣ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮስ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

Radio Erena: 21 April 2019 ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከቡ፣ መበል ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ኣቡነ እንጠንዮስን ናብ ህዝቢ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቲ ብቪድዮ ተቐዲሑ ፣ ብ1 [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ብናጽነት ፕረስ ዝሓዞ ጸሊም ታሪኽ ይዕቅብ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ብናጽነት ፕረስ ዝሓዞ ጸሊም ታሪኽ ይዕቅብ

Radio Erena: 21 April 2019 ብምዕፋን ናጽነት ፕረስ ካብ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝኸፈአ ደረጃ እትስራዕ ኤርትራ፣ ሕጂ’ውን ብዘይዝኾነ ምምሕያሽ ትቕጽል ከምዘላ ተገሊጹ። ኣህጉራዊ ትካል ተጣባቒ ናጽነት ሓሳብካ ምግላጽ ኣ [...]
ኣልበሽር ብብልሽውናን ምጥፍፋእን ተኸሲሱ

ኣልበሽር ብብልሽውናን ምጥፍፋእን ተኸሲሱ

Radio Erena: 21 April 2019 ካብ ስልጣኑ ተገሊፉ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ፕረዚደንት ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ብብልሽውናን ምጥፍፋእን ክሲ ተመስሪቱሉ። ማዕከናት ዜና ካብ ከተማ ካርቱም ኣብ ዘመሓላለፎኦ ዜና፣ [...]
ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ከተማ ሰንዓ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ የካይድ

ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ከተማ ሰንዓ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ የካይድ

Radio Erena: 21 April 2019 ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ከተማ ሰንዓ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካዪዱ። ኣብቲ ትማሊ 20 ሚያዝያ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ነፈርቲ፣ ኣብ ከባቢ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኮይኑ፣ ቀ [...]
ሱዳን፣ ምትእትታው ሃገራት ዓረብን ሩስያን  ሓደገኛ ሳዕቤን ከየኸትል ተሰጊኡ

ሱዳን፣ ምትእትታው ሃገራት ዓረብን ሩስያን ሓደገኛ ሳዕቤን ከየኸትል ተሰጊኡ

Radio Erena: 19 April 2019 ኣብ ሱዳን፣ ብዕልዋ ስልጣን ሒዙ ንዘሎ ወትሃደራዊ ባይቶ ብወግዒ ዝደገፋ ሃገራት ዓረብን ሩስያን ዝፍጽምዎ ምትእትታው ሓደገኛ ሳዕቤን ከኸትል ከምዝኽእል ፖለቲከኛታት እታ ሃገር የጠንቅቑ [...]
ርጉእ መንግስቲ ዘይብላ ኢትዮጵያ፣  ሓደስቲ ሚኒስተራት ተመዚዞም

ርጉእ መንግስቲ ዘይብላ ኢትዮጵያ፣ ሓደስቲ ሚኒስተራት ተመዚዞም

Radio Erena: 19 April 2019 ርጉእ መንግስቲ ከተቕውም ኣብ ዘይክኣለት ኢትዮጵያ፣ ሓደስቲ ሚኒስተራት ተመዚዞም። ካብታ ሃገር ብዝተዋህበ ሓበሬታ መሰረት፣ ፕረዚደንት ክልል ኦሮሞ ንዝነበረ ኣቶ ለማ መገርሳ ሚኒስ [...]

ارتريا تقفل معبر أم الحجر- الحمرة الحدودي

تفيد مصادر إذاعة إرينا بأن السلطات الارترية منعت الشاحنات والتجار الاثيوبيين من المرور عبر معبر أم حجر- الحمرة الحدودي، ولم تعلن السلطات اسباب اغلاق ا [...]
መስመር ኦምሓጀር – ሑመራ ተዓጽዩ:  ኣብ ጋሽ ባርካ ጽዑቕ ተፍትሽን ግፋን ይካየድ

መስመር ኦምሓጀር – ሑመራ ተዓጽዩ: ኣብ ጋሽ ባርካ ጽዑቕ ተፍትሽን ግፋን ይካየድ

Radio Erena: 18 April 2019 ንኤርትራን ኢትዮጵያን ከራኽብ ተኸፊቱ ዝጸንሐ መስመር ኦምሓጀር ሑመራ ብወገን ኤርትራ ከምዝተዓጽወ ተሓቢሩ። ምስ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝተጀመረ ርክብ፣ ንንግዳዊ ልውውጥን ናይ ህዝቢ ምንቅስቓስን [...]
1 261 262 263 264 265 2630 / 2647