Author: Admin

1 19 20 21 22 23 265 210 / 2647
ኣብ ኤርትራ፣ ን13 ዓመታት ዕደና ፖታሽ ከካይድ ዝጸንሐ ኩባንያ ዳናካሊ፣ 50% ፕሮጀክቱ ናብ ቻይና ክሸጦ’ዩ

ኣብ ኤርትራ፣ ን13 ዓመታት ዕደና ፖታሽ ከካይድ ዝጸንሐ ኩባንያ ዳናካሊ፣ 50% ፕሮጀክቱ ናብ ቻይና ክሸጦ’ዩ

Radio Erena: 06 October 2022 ካብ 2009 ኣትሒዙ፣ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ዳህሳስን ኩዕታን ፖታሽ ዝነጥፍ ዘሎ፣ ናይ ኣውስትራልያ ኩባንያ ዳናክሊ፣ 50% ናይ ዕደና ፕሮጀክቱ ናብ ቻይና ክሸጦ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ንዝኾነ ቦኽሪ ወዱ ካብ መዝነቱ ኣልዩዎ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ንዝኾነ ቦኽሪ ወዱ ካብ መዝነቱ ኣልዩዎ

Radio Erena: 06 October 2022 ወዱ ንፕረዚደንት፣ በዓል ኣርባዕተ ኮኾብ ጀነራልን ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪን ኡጋንዳ፣ ሙሆዚ ካይነርጉባ፣ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ መጽሔት ዥን ኣፍሪክ ኣቃሊሓ። እቲ ንኣብኡ ክትክእ ትጽቢት [...]
ምትእትታው ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ሻቕሎት ይፈጥር

ምትእትታው ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 02 October 2022 ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እተርእዮ ዘላ ተገዳስነት ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣን ኣመሪካ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ተገሊጹ። ብፍላይ ምስቲ ኣብ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ተኣሳሲሩ፤ ሩስያ ቁጠባዊ [...]
ው.ሕ.ሃ. ብነፈርቲ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ደብዳብ ኮኒኑ

ው.ሕ.ሃ. ብነፈርቲ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ደብዳብ ኮኒኑ

Radio Erena: 02 October 2022 ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ፤ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ደብዳብ ከምዘጉሃዮ ገሊጹ። ኣፈኛ'ቲ ዋና ጸሓፊ ስተቨን ዱጃሪክ ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ እቲ ደብዳብ ብሓፈሽኡ ከኣ [...]
ኣብ ልዕሊ ሶማል ዝጸንዐ ማዕቀብ ክለዓል፣ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ጸዊዖም

ኣብ ልዕሊ ሶማል ዝጸንዐ ማዕቀብ ክለዓል፣ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ጸዊዖም

Radio Erena: 02 October 2022 ካብ 1992 ኣትሒዙ፤ ኣብ ልዕሊ ሶማል ጸኒዑ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ክለዓል፤ መራሕቲ ሶማልን ኢትዮጵያን ጸዊዖም። እቶም መራሕቲ ነዚ ጻውዒት'ዚ ዘቕረቡ፤ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን [...]
ኢራን ምስ ኤርትራ ዝምድና ከተደልድል ከምእትደሊ ገሊጻ

ኢራን ምስ ኤርትራ ዝምድና ከተደልድል ከምእትደሊ ገሊጻ

Radio Erena: 27 September 2022 ኢራን ምስ ኤርትራ ዝምድናኣ ከተደልድል ከምእትደሊ ገሊጻ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፣ ብ25 መስከረም ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ሱዳን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኣጽዋር ዝጸዓነት ጃልባ ሒዙ

ሓይሊ ባሕሪ ሱዳን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኣጽዋር ዝጸዓነት ጃልባ ሒዙ

Radio Erena: 27 September 2022 ሓይሊ ባሕሪ ሱዳን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኣጽዋር ዝጸዓነት ጃልባ ከምዝሓዘ ንመግለጺ ኣፈኛ ሰራዊት እታ ሃገር ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። እቲ ብ24 መስከረም ኣብ ክሊ ማይ [...]
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣  ንሕዳር ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ፕረዚደንት፤ ንዓመታ ተሰጋጊሩ

ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ንሕዳር ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ፕረዚደንት፤ ንዓመታ ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 27 September 2022 ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ድሕሪ ክልተ ኣዋርሕ ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ፕረዚደንት፣ ንዝመጽእ ዓመት ክካየድ ተሰጋጊሩ። እቲ መስርሕ ካብ 13 ሕዳር 2022 ናብ ሓምለ 2023 [...]

Radio Erena: 25 September 2022 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ትግራይ፣ ኣብ ህጻናት ዝረአ ዘሎ ተላባዒ ሕማማት፣ ኣዝዩ ኣስፋሕፊሑ ምህላዉ፣ ሰብ ሞያ ጥዕና ገሊጾም። ከም ሕማም ንፍዮ፣ ቲታኑስን ደረቕ ሰዓል [...]
ደ.ሱዳን፣ ሰራሕተኛታት ረዲኤት ኣብ ልዕሊ ትሕቲ ዕድመ ደቀንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ይፍጽሙ

ደ.ሱዳን፣ ሰራሕተኛታት ረዲኤት ኣብ ልዕሊ ትሕቲ ዕድመ ደቀንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ይፍጽሙ

Radio Erena: 25 September 2022 ኣብ ደቡብ ሱዳን ብሰራሕተኛታት ረዲኤት ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዝካየድ ጾታዊ ዓመጽ ብሰፊሑ ይቕጽል ከምዘሎ ማዕከን ዜና ኣልጀዚራ ኣመልኪቱ። ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝመሓደራ መዓስ [...]
1 19 20 21 22 23 265 210 / 2647