Author: Admin

1 173 174 175 176 177 265 1750 / 2647
ኤርትራ፣ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽል ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ

ኤርትራ፣ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽል ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ

Radio Erena: 03 March 2020 ኣብ ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ሰሪቱ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብዝኸፍአ መልክዑ ይቕጽል ምህላዉ ኣብ ጀኔቫ ዝተጋብአ፣ መበል 43 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ። [...]
ኮሮኖ ቫይረስ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ዜጋታተን ካብ ቻይና ብህጹጽ ዘየውጽኣሉ ምኽንያት ዋሕዲ ዓቕሚ’ዩ ተባሂሉ

ኮሮኖ ቫይረስ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ዜጋታተን ካብ ቻይና ብህጹጽ ዘየውጽኣሉ ምኽንያት ዋሕዲ ዓቕሚ’ዩ ተባሂሉ

Radio Erena: 03 March 2020 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቻይና፣ ኣብ ማህደረ ትምህርቲ ዝርከቡ ኣሽሓት ዜጋተተን ብህጹጽ ከየውጽኣን ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ከይገብራሎምን ዓቕሚ ከምዝሓጸረን ተገሊጹ። ብፍላይ ኣብቲ ብ [...]
ናብ ሶማል ምስጢራዊ ዑደት ዘካየዱ 11 ኣባላት ባይቶ ኬንያ ተቐይዶም

ናብ ሶማል ምስጢራዊ ዑደት ዘካየዱ 11 ኣባላት ባይቶ ኬንያ ተቐይዶም

Radio Erena: 03 March 2020 ናብ ሶማል ምስጢራዊ ዑደት ዘካየዱ 11 ኣባላት ባይቶ ኬንያ፣ ናብ ሃገሮም ኣብ ዝተመልስሉ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ጆሞ ኬንያታ ከምዝተቐየዱ ማዕከናት ዜና ካብ ናይሮቢ ሓቢረን። እቶም [...]
When Artists Lead the Way

When Artists Lead the Way

Radio Erena: 02 March 2020 After three months of extensive deliberations on by-laws, role and structure, sixty Eritrean professional musicians, [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊትን ህዝብን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊትን ህዝብን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 02 March 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ደቡብ፣ ኣብ ምዕራብ ኦሞ ኣብ እትርከብ ከባቢ ማጂ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ህዝብን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ግጭት፣ ንምእሳር ሓ [...]
ኢትዮጵያ፣ 13 ካናዳውያን ዝርከብዎም 15 ሰራሕተኛታት ትካል ግብረ ሰናይ ተኣሲሮም

ኢትዮጵያ፣ 13 ካናዳውያን ዝርከብዎም 15 ሰራሕተኛታት ትካል ግብረ ሰናይ ተኣሲሮም

Radio Erena: 02 March 2020 ኣብ ኢትዮጵያ ፣ ኣብ ትካል ግብረ ሰናይ ክነጥፉ ዝጸንሑ 13 ካናዳውያንን 2 ዜጋታት እታ ሃገር ከምዝተእስሩ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቶም 10 ወለንተኛታት ዝርከብዎም 15 ሰባት፣ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንሱዳን 100 ሚልዮን ኤውሮ ተመባጺዑ፣ ፕረዚደንት ጀርመን ናብ ሱዳን በጺሑ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንሱዳን 100 ሚልዮን ኤውሮ ተመባጺዑ፣ ፕረዚደንት ጀርመን ናብ ሱዳን በጺሑ

Radio Erena: 02 March 2020 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ሱዳን ኣብ እተካይዶ ዘላ መስርሕ ምስግጋር ናብ ደሞክራሲ ዘለዎ ደገፍ ብምግላጽ ናይ 100 ሚልዮን ኤውሮ ድጋፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ነቲ ሓገዝ ክህብ [...]
ዙር ርዋንዳ፣ ናትናኤል ተዓዋቲ ማልያታት ብጫ፣ ጻዕዳን ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃን ኮይኑ

ዙር ርዋንዳ፣ ናትናኤል ተዓዋቲ ማልያታት ብጫ፣ ጻዕዳን ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃን ኮይኑ

Radio Erena: 01 March 2020 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን፣ ወናኒ ብጫ ማልያ ዙር ርዋንዳ 2020 ኮይኑ። ኣብ ቱር ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ጋቦን ሰኣን ሓንቲ ካልኢት ንብጫ ማልያ ዝሰኣነ ናትናኤል [...]
ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ኔቭሰን ንዘቕረቦ ጥርዓን ነጺጉ

ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ኔቭሰን ንዘቕረቦ ጥርዓን ነጺጉ

Radio Erena: 01 March 2020 ነቭሰን ሪሶርስስ፣ ብሰለስተ ኤርትራውያን ንዝቐረበሉ ክሲ ኣብ ቤት ፍርዲ ከይረኣይ ንዘቕረቦ ጠለብ ብቤት ፍርዲ ካናዳ ተነጺጉ። ሓልዮት ንሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ነቭ [...]
29 ለካቲት፣ ኣብ 4 ዓመት ሓንሳብ ጥራይ እትመጽእ ፍሉይቲ ዕለት ኮይና ሓሊፋ

29 ለካቲት፣ ኣብ 4 ዓመት ሓንሳብ ጥራይ እትመጽእ ፍሉይቲ ዕለት ኮይና ሓሊፋ

Radio Erena: 01 March 2020 ትማሊ 29 ለካቲት፣ ኣብ 4 ዓመት ሓንሳብ እትመጽእ ፍሉይቲ ዕለት ኮይና'ያ ሓሊፋ። ወርሒ ለካቲት ኣብ 28 መዓልታት ክትውድእ እንከላ፣ ኣብ ነፍሲወከፍ 4 ዓመት ግና ሓንቲ መዓልቲ [...]
1 173 174 175 176 177 265 1750 / 2647