Author: amanuel
![ፕረዚደንት ግብጺ ነበር መሓመድ ሞርሲ ሞይቱ ፕረዚደንት ግብጺ ነበር መሓመድ ሞርሲ ሞይቱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/morsi.jpg)
ፕረዚደንት ግብጺ ነበር መሓመድ ሞርሲ ሞይቱ
Radio Erena: 18 June 2019
ፕረዚደንት ግብጺ ነበር መሓመድ ሞርሲ፣ ኣብ ቤት ፍርዲ ድሕሪ ምቕራቡ ብሕማም ህይወቱ ከምዝሓለፈት ካብ ካይሮ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
ሑስኒ ሙባረክ ብህዝባዊ ናዕቢ ድሕሪ ምዕላዉ [...]
![A young man accused of being one of the organizers of the Akria protests of 2017 dies in jail A young man accused of being one of the organizers of the Akria protests of 2017 dies in jail](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/Meta.jpg)
A young man accused of being one of the organizers of the Akria protests of 2017 dies in jail
Radio Erena: 14 June 2019
A young man who had been accused of being one of the organizers of the 31 October 2017 protests against government co [...]
![Security forces jail five monks from the Debre Bizen Monastery Security forces jail five monks from the Debre Bizen Monastery](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/Debre-Bizen.jpg)
Security forces jail five monks from the Debre Bizen Monastery
Radio Erena: 14 June 2019
Eritrean security agents have illegally detained five monks from the Debre Bizen Orthodox monastery on the morning of [...]
![ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/kagamewithau.jpg)
ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ
Radio Erena: 17 June 2019
ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ።
ፕረዚደንት ፖል ካጋመ ብዘቕረበላ ዕድመ መሰረት ኣብ ኪጋሊ ዝተኣከበት እታ ጉጅለ፣ [...]
![ኣብ ኤርትራ ተመሃሮ ክለዓዓሉ ጎስጒስኩም ተባሂሎም ሽዱሽተ መማህራን አብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ኣብ ኤርትራ ተመሃሮ ክለዓዓሉ ጎስጒስኩም ተባሂሎም ሽዱሽተ መማህራን አብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/kehas.jpg)
ኣብ ኤርትራ ተመሃሮ ክለዓዓሉ ጎስጒስኩም ተባሂሎም ሽዱሽተ መማህራን አብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም
Radio Erena: 17 June 2019
ኣብ ኤርትራ ተመሃሮ ላዕለዋይ ደረጃ ምልዕዓል ከካዪዱ ጎስጒስኩም ዝተባህሉ መማህራን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ይኣትዉ ከምዘለዉ፣ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ገለ መማህራን ካብ ቤት ትምህርቲ ቀ [...]
![ኣልበሽር፣ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ ኣልበሽር፣ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/beshir-escourted.jpg)
ኣልበሽር፣ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ
Radio Erena: 16 June 2019
ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ሓሰን ዑመር ኣልበሽር፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዉ ንመጀመሪያ ግዜ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ።
ኣልበሽር፣ ብሰንበት 16 ሰነ ኮበር ካብ ዝተባህለ ቤት ማእሰ [...]
![ኣብ ኣስመራ ክሽየጥ ዝጸንሐ ዕሹግ ማይ ተኸልኪሉ ኣብ ኣስመራ ክሽየጥ ዝጸንሐ ዕሹግ ማይ ተኸልኪሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/asmera-3.jpg)
ኣብ ኣስመራ ክሽየጥ ዝጸንሐ ዕሹግ ማይ ተኸልኪሉ
Radio Erena: 16 June 2019
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ክሽየጥ ዝጸንሐ ዕሹግ ማይ፣ ደው ከምዘበሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
እተን ዕሹግ ማይ መስሪሐን ከካፋፍላ ዝጸንሓ ትካላት ምህርተን ደው ከብላ ት [...]
![‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን ‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/FCC.jpg)
‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን
Radio Erena: 16 June 2019
ምንቅስቓስ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ዘተ ሰላም እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተሳማሚዖም ዝተባህለ ሓቅነት ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ።
እቲ ንህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ዝመርሕ ዘሎ ሓይሊ፣ ኢትዮጵያ [...]
![ኬንያ፣ 11 ኣባላት ፖሊስ ተቐቲሎም ኬንያ፣ 11 ኣባላት ፖሊስ ተቐቲሎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/kenya-blst.jpg)
ኬንያ፣ 11 ኣባላት ፖሊስ ተቐቲሎም
Radio Erena: 16 June 2019
ኣብ ዶብ ኬንያን ሶማልን ኮለላ ኣብ ልዕሊ ዘካዪድ ዝነበረ ቃፍላይ ፖሊስ ኬንያ ብዝወረዶ ናይ ነታጒ ሓደጋ፣ ብዉሑዱ ዓሰርተ ሓደ ኣባላት ፖሊስ ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ [...]
![ኡጋንዳ፣ ሕማም ኢቦላ ከይላባዕ ተሰጊኡ ኡጋንዳ፣ ሕማም ኢቦላ ከይላባዕ ተሰጊኡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/06/ebola.jpg)
ኡጋንዳ፣ ሕማም ኢቦላ ከይላባዕ ተሰጊኡ
Radio Erena: 14 June 2019
ካብ ኮንጎ ናብ ኡጋንዳ ዝሰገረ ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ቆልዓ ብሕማም ኢቦላ ድሕሪ ምሙቱ፣ እቲ ሕማም ኣብ ኡጋንዳ ይላባዕ ከይህሉ ሰበ ስልጣን ጥዕና እታ ሃገር ስግኣቶም ገሊጾም።
እቲ ኣ [...]