Author: amanuel

ኤርትራ፣ ኣብ ዓሰብ ዝተዓሸጋ መራክብ ኲናት ነዘርላንድስ ኣብ ጸገም ወዲቐን
Radio Erena: 08 September 2019
ኣብ ወደብ ዓሰብ ተዓሺገን ዘለዋ ክልተ መራኽብ ኲናት ነዘርላንድስ፣ ኣብ ኣጸጋሚ ኩነታት ከምዝርከባ ተገሊጹ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ነዘርላንድስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እተን ኣብ ስ [...]

ኢትዮጵያ፣ ቦርድ ምርጫ ካብ ውድባት ንዝቐረበ ተቓውሞ ምላሽ ሂቡ
Radio Erena: 08 September 2019
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘጽደቖ ሕጊ ንዝነጸጉዎ ተቓወምቲ ውድባት፣ ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ምላሽ ሂቡሉ።
ኣደ ወንበር ቦርድ ምርጫ ብርቱካን ሚደቅሳ [...]

ኢጋድ፣ ኣባል ሃገራት ደርቂ ንምውጋድ ኣኼባ ኣካዪደን
Radio Erena: 08 September 2019
ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ደርቂ ቅድሚ ምጥቅዑ ንምክልኻል ዘኽእለን ተክኖሎጂካዊ ምርምር ዘካይዳሉ ናይ ሓባር ስምምዕ ገይረን።
ንክልተ መዓልታት ዝጸንሐ ኣብ ከተማ ናይሮቢ ዝተኻየደ ኣ [...]

የመን፣ ቁጽሪ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ናይ ዝሞቱ ሰባት ክብ ይብል
Radio Erena: 08 September 2019
ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ብዘካየዶ ደብዳብ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ እንዳዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ልዕሊ ሓደ ቤት ማእሰርቲ [...]
انشقاق صحفي ارتري عن وزارة الاعلام الارترية
اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الجمعة 6 سبتمبر 2019
أكدت مصادر موثوقة لإذاعة إرينا بأن الصحفي الرياضي الارتري كبرآب تسفا مكيئيل انشق عن البعثة الارترية [...]

ንዚምባብዌ ን37 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት ነበር ሮበርት ሙጋበ ኣብመብል 95 ዓመት ዕድሚኡ ሞይቱ
Radio Erena: 06 September 2019
ንዚምባብዌ ን37 ዓመታት ዝምርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር ሮበርት ሙጋበ ኣብ መበል 95 ዓመቱ ሞይቱ።
እቲ ፕረዚደንት ነበር፣ ነታ ሃገር ብህይወት ክሳብ ዘሎ ናይ ምምራሕ መደብ እ [...]

ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ጋዜጠኛ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ
Radio Erena: 05 September 2019
ካብ 19 ክሳብ 31 ነሓሰ ኣብ ሞሮኮ፣ ከተማ ራባት፣ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ጋዜጠኛ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብ ካልእ ሃ [...]

ናይጀርያ፣ ናይቲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት ሕነ ንምፍዳይ፣ ጎነጽ ተኻይዱ
Radio Erena: 05 September 2019
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ንዜጋታት ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ናይጀርያ፣ ዚምባብዌን ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕታት እናበኣሰ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ፣ ኣብ ናይጀርያ ሕነ ናይ ም [...]

“ኤርትራ፣ ኣብ ሜድኣ ዘርኣየቶ ትሑት ብቅዓትን ስዕረትን፣ ውጽኢት ናይቲ ንሓሙሽተ ዓመታት ካብ ዞባዊ ግጥማት ምብኳራ’ዩ”
Radio Erena: 05 September 2019
ብ4 መስከረም ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም 2 ብ1 ዝተሳዕረት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ንሰሉስ 10 መስከረም ናይ መልሲ ግጥም ንምክያድ ሰንበት ናብ ናሚብያ ከተ [...]

ኬንያ፣ ብዛዕባ’ቲ ምስ ሶማል ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ዋንነት ክሊ ማይ ፣ ዝመጽእ ሰሙን ዝጋባእ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ናብ ካልእ እዋን ክሰጋገር ሓቲታ
Radio Erena: 05 September 2019
መንግስቲ ኬንያ፣ ብዛዕባ'ቲ ምስ ሶማል ዘሰሓሕቦ ጉዳይ ዋንነት ክሊ ማይ ብዝምልከት፣ ንሰኑይ 9 መስከረም፣ ኣብ ኔዘርላንድስ፣ ከተማ ሄግ፣ ክጋባእ ተወሲኑ ዘሎ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ናብ [...]