Author: amanuel

ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ንግዲን መጓዓዝያን ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን
Radio Erena: 26 November 2019
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶቕ ዝመርሖ ልኡኽ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ንምክያድ ትማሊ 25 ሕዳር ኣስመራ ኣትዩ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ናይ ኤርትራ ዑደቱ፣ ብዛ [...]

ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝሓዘን ሰለስተ ጀላቡን 16 ኣባላተንን ብናጻ ኣፋንዩ
Radio Erena: 26 November 2019
ሑቲ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝሓዘን ሓንቲ ዋንነት ደቡብ ኮርያ እትርከበን ስለስተ ጀላቡን 16 ኣባላተንን ናጻ ከምዘፋነወን ኣፍሊጡ።
ንዝበዝሐ ክፋል የመንን ገማግም [...]

A Temple in Chains
Radio Erena: 25 November 2019
Sudan News Agency (SUNA) reported on 20 November 2019 that the Minister of Religious Affairs and Endowments Nasse [...]

ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ 200 ሚልዮን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ደቂንስትዮን ይኽንሸባ
Radio Erena: 25 November 2019
ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ዝወርድ ወጽዓ፣ ዓመጽ፣ ጎነጽን ጾታዊ ኣድልዎን፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት በብዓመቱ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ'ዩ ዘመልክት ዝተፈላለየ ጸብጻባት ትካላት ተጣበቕቲ መሰ [...]

ሱዳን፣ ኣብዚ 30 ዓመታት ዜግነትን ፓስፖርትን ናይ ዝወሰዱ ወጻእተኛእታት ተጻሪ ከምዘላ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 25 November 2019
ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን፣ ንወጻእተኛታት፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክወሃብ ዝጸንሐ ዜግነትን ፓስፖርትን የጻሪ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን ሌ/ጀነራል ኤል [...]

ዚምባብዌ፣ 10 ዓበይቲ ጎደናታትን ህንጻታትን ብስም መራሒ እታ ሃገር ክጽውዑ’ዮም
Radio Erena: 25 November 2019
ኣብ ዚምባብዌ፣ ብውሕዱ 10 ዓበይቲ ጎደናትትን ህንጻታትን ብስም'ቲ ንሮበርት ሙጋበ ዝተኸአ ፕረዚደንት ኤመርሰን ምናንጋዋ ክጽውዑ'ዮም።
ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ብ22 ሕዳ [...]
ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ ፓለርሞ፣ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ክወጽእ የብሉን ብምባል ይግባይ ሓቲቱ
Radio Erena: 24 November 2019
ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ ፓለርሞ፣ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ክወጽእ የብሉን ብምባል ይግባይ ሓቲቱ።
ብግጉይ መንነት ንነዊሕ እዋን ኣብ ቤት ማእሰርትን ቤት ፍርድን ክከላበት ዝ [...]

ከተማ ጁባ፣ ንመጀመሪያ እዋና ሓይሊ ኤለክትሪክ ረኺባ
Radio Erena: 24 November 2019
ርእሰ ከተማ ደቡብ ሱዳን ጁባ፣ ንመጀመሪያ እዋና ሓይሊ ኤለክትሪክ ረኺባ።
ኣብቲ ብዕለት 22 ሕዳር ዝተኻየደ ናይ ጽምብል ስነስርዓት፣ ፕረዚደንት ሳልቫኪር ኣብ ዘስመዖ መደረ፣ ኲናት ብ [...]

ዞባ ሲዳማ መበል ዓስረይቲ ፈደራላዊት መንግስቲ ኮይና ክትቀውም እያ
Radio Erena: 24 November 2019
ዞባ ሲዳማ መበል ዓስረይቲ ፈደራላዊት መንግስቲ ኮይና ክትቀውም እያ።
ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብዕለት 23 ሕዳር ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ናይቲ ብዕለት 20 ዝተኻየደ ረፈረንዱም ኣ [...]

ኣመሪካ፣ ኤርትራውያን ምስጓግ ምጅማራ ተረጋጊጹ
Radio Erena: 22 November 2019
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ናይ ዑቕባ መሰሎም ንዝነጸጎም ኤርትራውያን ናይ ምጥራዝ መስርሕ ምጅማሩ ተረጋጊጹ።
በዚ መሰረት ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፣ ሓደ ኤርትራዊ ናብ ኤርትራ ከምዝተሰ [...]