Author: amanuel

1 513 514 515 516 517 578 5150 / 5778
ጂቡቲ፣ መበል 42 ኣኼባ ማሕበር ፓርላማ ሃገራት ኣፍሪቃ ተኻይዱ

ጂቡቲ፣ መበል 42 ኣኼባ ማሕበር ፓርላማ ሃገራት ኣፍሪቃ ተኻይዱ

Radio Erena: 28 November 2019 መበል 42 ኣኼብ ማሕበር ፓርላማ ሃገራት ኣፍሪቃ ፣ ትማሊ ሓሙስ 28 ሕዳር ኣብ ጂቡቲ ተኻይዱ። ኣብቲ ኣኼብ፣ ኣባላት እቲ ማሕበር ካብ ዝኾና 41 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተወከሉ ኣ [...]
ብሪጣንያ፣ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ መጥቃዕቲ ኣካይዶም

ብሪጣንያ፣ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ መጥቃዕቲ ኣካይዶም

Radio Erena: 28 November 2019 ኣብ ብሪጣንያ ዝርከቡ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ መስራትን ዋና ኣሰናዳኢን ኣሰና፣ ጋዜጠኛ ኣማኑኤለ ኢያሱ መጥቃዕቲ ኣካይዶም። እዚ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ብሰሉስ 26 ሕዳ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ሓንቲ ቤት ትምህርቲ ዝተላብዐ እንታይነቱ ዘይተፈልጠ ሕማም፣ ኣስታት 30 ተማሃሮ ኣጥቂዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ሓንቲ ቤት ትምህርቲ ዝተላብዐ እንታይነቱ ዘይተፈልጠ ሕማም፣ ኣስታት 30 ተማሃሮ ኣጥቂዑ

Radio Erena: 28 November 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ እትርከብ ሓንቲ ቤት ትምህርቲ ብዝተራእየ፣ ዛጊት እንታይነቱ ዘይተፈልጠ ተላባዒ ሕማም፣ ኣስታት 40 ተማሃሮ ናብ ህጹጽ ሕክምና ከምዝተወስዱ ማዕከ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ክትወስዶ ብዛዕባ እትኽል ወሳኔ ትመክር ኣላ

ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ክትወስዶ ብዛዕባ እትኽል ወሳኔ ትመክር ኣላ

Radio Erena: 28 November 2019 ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ክትውስዶ ብዛዕባ ትኽእል ውሳኔ ትመክር ምህላዋ ዲፕሎማሰኛታት ሓቢሮም። እታ ሃገር፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝርከብ ኣምባሳደራ፣ ናብ ዋሽንግተን ድሕሪ ም [...]
ጂቡቲ፣ ንሳልስቲ ብዝወረደ ሓያል ዝናብ ሓደ ስድሲት (1/6) ካብ ብዝሒ ህዝቢ እታ ሃገር ካብ መነባብርኡ ተመዛቢሉ

ጂቡቲ፣ ንሳልስቲ ብዝወረደ ሓያል ዝናብ ሓደ ስድሲት (1/6) ካብ ብዝሒ ህዝቢ እታ ሃገር ካብ መነባብርኡ ተመዛቢሉ

Radio Erena: 28 November 2019 ኣብ ጂቡቲ፣ ካብ 21 ክሳብ 24 ሕዳር ኣብ ዝወረደ ሓያል፣ ዝናብ ልዕሊ 150 ሽሕ ዜጋታት እታ ሃገር ካብ መነባብርኦም ከምዝተመዛበሉ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። በቲ ኣስታት 40 ሽሕ [...]
ርዋንዳ፣ ምስግጋር ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ይቕጽል

ርዋንዳ፣ ምስግጋር ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ይቕጽል

Radio Erena: 27 November 2019 ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ስደተኛታት፣ ናብ ርዋንዳ ናይ ምስግጋሮም መስርሕ ይቕጽል ኣሎ። በዚ መሰረት፣ ብ24 ሕዳር፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 116 ስደተኛታት ናብ [...]
ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ባሕሪ ክሳተፋ ዓዲማ

ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ባሕሪ ክሳተፋ ዓዲማ

Radio Erena: 27 November 2019 ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት፣ ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ባሕሪ ክሳተፋ ዕድመ ከምዘቕረበት፣ ንሚኒስተር ዴ 'ታ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሺርፓድ ናኢክ ብምጥቃስ መርበባት [...]
ኢትዮጵያ፣ ብውሕዱ ኣብ 25  ዩኒቨርሲታት ናይ ብሄር ግጭታት ምጕህሃሩ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ብውሕዱ ኣብ 25 ዩኒቨርሲታት ናይ ብሄር ግጭታት ምጕህሃሩ ተገሊጹ

Radio Erena: 27 November 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ዝርከባ 45 ዩኒቨርስታት፣ ኣብተን ኣስታት 25 ናይ ብሄር ግጭታት ምኽሳቱ ሚኒስተር ሳይንስን ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርትን ፕሮፌሰር ሂሩት ወልደማርያም ገሊጻ። [...]
ግብጺ፣ ኣብ ትሕቲ ጽላል UNHCR ዝተመዝገቡ ልዕሊ 17 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ኣለዉ

ግብጺ፣ ኣብ ትሕቲ ጽላል UNHCR ዝተመዝገቡ ልዕሊ 17 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ኣለዉ

Radio Erena: 26 November 2019 ኣብ ግብጺ፣ ክሳብ ጥቅምቲ 2019፣ ኣብ ትሕቲ ጽላል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ዝተመዝገቡ 17, 786 ኤርትራውያን ከምዘለዉ እቲ ትካል ኣፍሊጡ። እቶም 86 [...]
ሱዳን፣ 60 ሓለፍትን መኮንናትን ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ካብ መዝነቶም ተሰጕጎም

ሱዳን፣ 60 ሓለፍትን መኮንናትን ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ካብ መዝነቶም ተሰጕጎም

Radio Erena: 26 November 2019 ኣቦ መንበር ሉኡላኣዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራልዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ልዕሊ 60 ላዕለዎት ሓለፍትን መኮንናትን ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ካብ መዝነቶም ከምዝሰጎገ ተሓቢሩ። ላዕ [...]
1 513 514 515 516 517 578 5150 / 5778