Author: amanuel

ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ክሓድሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ግዝያዊ መዕቆቢታት ትወስድ
Radio Erena: 06 December 2019
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ፓሪስን ካልእ ከተማታት ቴንዳታት ብምዝርጋሕ ክቅመጡ ንዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ዝተፈላለየ ግዝያዊ መዕቆቢታት ይወስዶ [...]

ኖርወይ፣ መንበሪ ፍቓድ ዝተነጽገት ኤርትራዊት ናብ ስራሕ ዝቖጸረ ካህን ናብ ፍርዲ ክቐርብ’ዩ
Radio Erena: 06 December 2019
ኣብ ኖርወይ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብላ ኤርትራዊት ስደተኛ ናብ ስራሕ ዝቖጸረ ካህን ናብ ፍርዲ ክቐርብ'ዩ።
እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ኣህጉራዊ ፈደረሽን ሉተራን ኣቡን ቤተ ክርስስ [...]

ሙጋበ፣ ኣብ ናይ ውልቂ ሕሳቡ ዝጸንሐ 10 ሚልዮን ዶላርን ሚልዮናት ዝግመት ንብረትን ከምዝጸንሖ ተቓሊዑ
Radio Erena: 06 December 2019
ንዚምባብዌ ን37 ዓመታት ዝመርሐ ሮበርት ሙጋበ፣ ኣብ ባንክ እታ ሃገር ዝጸንሖ ናይ ውልቁ ልዕሊ 10 ሚልዮን ዶላር ንምውራስ፣ ስድራቤቱ ኣብ ምስሕሓብ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።
እቲ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ጅቡቲ ፕሮጀክት ምዝርጋሕ ዝስተ ማይ ክትምውል’ያ
Radio Erena: 05 December 2019
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ጅቡቲ ንዝካየድ ምዝርጋሕ መስመራት ማይ ክትምውል ምዃና ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር፣ ነዚ ልዕሊ 9 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ፕሮጀክት ክትምው ስምምዕ [...]

ሱዳን ልዕሊ 1 ሽሕ እሱራት ናጻ ክትለቅቕ’ያ
Radio Erena: 05 December 2019
ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተፈላለየ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ 1012 እሱራት ናጻ ክልቀቑ ምዃኖም ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ነዕማት ዓብደላ ኣፍሊጣ።
መብዛሕቶም፣ ብሲቪላዊ [...]

ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ዝነበራ ግጥም ሴካፋ ሰሪዛ
Radio Erena: 04 December 2019
ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ተሰሪዑላ ዝነበረ ግጥም ሴካፋ ሰሪዛቶ።
ኢትዮጵያ፣ ካብቲ 7 ክሳብ 9 ታሕሳስ ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ ዝተመደብ ግጥማት ማእከላይን ምብራቅን ኣፍሪቃ ከምዝሰሓ [...]

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝመላለሱለን ኣብያተ ክርስትያን ብዝተጓሃሃረ ባእሲ ሓይሎ ሰባት ቆሲሎም
Radio Erena: 03 December 2019
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝመላለሱለን ኣብ ኣብያተ ክርስትያን ብሰንኪ ዝርአ ዘሎ ምክፍፋልን ባእስን፣ ኣብ ህይወት ሰባት ጉድኣት ይበጽሕ ኣሎ።
ካብ ትማሊ 2 ታሕሳስ ኣትሒዙ [...]

ኢትዮጵያ እተቑሞ ሓይሊ ባሕሪ፣ ኣብ ጅቡቲ ትድኩኖ ከምዘላ ተገሊጹ
Radio Erena: 03 December 2019
ኢትዮጵያ፣ ብሓገዝ ፈረንሳ እተቝሞ ዘላ ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ጅቡቲ ክድኮን ምዃኑ ዘ ካፒታል ዝተባህለት ጋዜጣ እታ ሃገር ሓቢራ።
ብመሰረት እታ ጋዜጣ ዘቕረበቶ ሓበሬታ፣ ሓይሊ ባሕ [...]

ፈረንሳ፣ ኣብ መንጎ ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ብውሕዱ 11 ሰባት ቆሲሎም
Radio Erena: 03 December 2019
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ፈረንሳ፣ ዞባ ካሌ፣ ዱን ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ዝተኣኻኸቡ ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ኣምባጋሮን ባእስን ብውሕዱ 1 [...]

ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ዝጸንሐ ተሪር ሕግታት ሸርዓ ኣፋዅሳ
Radio Erena: 03 December 2019
ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ዝጸንሐ ተሪር ሕግታት ሸርዓ ዘፋዅስ ኣዋጃት ተውጽእ ኣላ።
እታ ሃገር ነዚ ተውጽእ ዘላ፣ መሰጋገሪ መንግስቲ፣ ነቲ ብእስላማዊ ሕግታት ሸሪዓ ክመር [...]