Author: amanuel

ኮርፐረሽን ፊናንስ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝካየድ ዕደና ፖታሽ 150 ሚልዮን ዶላር ከውፍር’ዩ
Radio Erena: 17 December 2019
ኮርፐረሽን ፊናንስ ኣፍሪቃ ዝተባህለ ትካል፣ ኣብ ኤርትራ፣ ደንካልያ ኣብ ዝካየድ ዕደና ፖታሽ 150 ሚልዮን ዶላር ከውፍር ምዃኑ ኣፍሊጡ።
መርበብ ሓበሬታ ቢዝነውስ ዋይር ኣብ [...]

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናብ ሱዳን ይበጽሕ
Radio Erena: 17 December 2019
ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ልዩተናንት ጀነራል ሓማድ መሓመድ ታኒ ኣል ሩማይቲ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። [...]

በዓልቲ ቤት ምክትል ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ብምጥፍፋእ ኣስታት 1 ሚልዮን ዶላር ተኸሲሳ
Radio Erena: 17 December 2019
በዓልቲ ቤቱ ንምክትል ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ኮንስታንቲኖ ችዌንጋ፣ ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣስታት 1 ሚልዮን ዶላር ብምጥፍፋኣ ተኸሲሳ።
እታ ሜሪ ሙባይዋ ዝተባህለት ጓል 3 [...]

Undoing Business in Eritrea
Radio Erena: 16 December 2019
One really finds it quizzical and mind-boggling to comprehend the hypocritical conduct of Eritrean officials. Fro [...]

ሱዳን፣ ግፋ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይቕጽል
Radio Erena: 16 December 2019
ሱዳን፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ኣብ ካርቱም ዝጀመረ ግፋ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይቕጽል ኣሎ።
ዛጊት ኣማኢት ዜጋታት ክልትኤን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለየ ኣብያት ማእሰርቲ [...]

ቀይሕ ባሕሪ፣ 1.2 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና ንልዕሊ 2 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ላሕኵ ከምዘጋጠማ ተገሊጹ
Radio Erena: 16 December 2019
ቀይሕ ባሕሪ፣ 1.2 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ዝጸዓነት ዋንነታ ዘይተረጋገጸ መርከብ፣ ሓደጋ ላሕኵ የጋጥማ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ሑቲ፣ እታ መርከብ ዋንነቱ ምዃና ብምጥቃስ፣ ነቲ ነዳዲ [...]

ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ፣ ንኢትዮጵያ 2.9 ቢልዮን ዶላር ክምድብ ከምዝኽእል ኣፍሊጡ
Radio Erena: 16 December 2019
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (IMF)፣ ንኢትዮጵያ ኣስታት 2.9 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝን ልቃሕን ክምድብ ከምዝኽእል ኣፍሊጡ።
እቲ ፊናንስያዊ ትካል፣ ነዚ ዘፍለጥ፣ ክኢላታት [...]

ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ሃለዋት ዳዊት ይስሃቕን ኤርሚያስ ተኪኤን ይሓቱ
Radio Erena: 15 December 2019
ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ኣተወ ደሃዩ ጠፊኡ ዘሎ ኤርሚያስ ተኪኤ ብዝምልከት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም።
ኣብቲ ብዕለት 12 ታሕሳስ ኣብ ኣፍደገ ባይቶ [...]

ኖርወይ ኢትዮጵያ ንክትሃንጾ መዲባ ዘላ ሓይሊ ባሕሪ ሓገዝ ክትገብር’ያ
Radio Erena: 15 December 2019
ኖርወይ ኢትዮጵያ ንክትሃንጾ መዲባ ዘላ ሓይሊ ባሕሪ ሓገዝ ከምእትገብር ተገሊጹ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ኖርወጃዊት መዘንኡ ኤርና ሶልበርግን፣ ድሕሪ ምርኻቦም ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣ [...]

ዑመር ኣልበሽር፣ ብብልሽውና ናይ ዝተኸሰሰሉ ጉዳይ፣ ናይ ክልተ ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዱ
Radio Erena: 15 December 2019
ብህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ ዑመር ኣልበሽር፣ ብብልሽውና ናይ ዝተኸሰሰሉ ጉዳይ፣ ናይ ክልተ ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዱ።
ኣልበሽር ሕጊ እታ ሃገር ዘየፍቅዶ ናይ ወጻኢ ባጤራ ኣ [...]