Author: amanuel

1 501 502 503 504 505 578 5030 / 5779

مقتل مهاجرين ارتريين اثنين في طرابلس

اذاعة إرين الدولية: الاخبار الاثنين 13 يناير 2020 أفادت المفوضية العليا لشئون اللاجئين بأن شابين ارتريين اثنين قتلا في اطلاق نار في مدنية طرابلس في ل [...]
ሊብያ፣ ክልተ ኤርትራውያን ብጥይት ተቐቲሎም

ሊብያ፣ ክልተ ኤርትራውያን ብጥይት ተቐቲሎም

Radio Erena: 13 January 2020 ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ጣራብሎስ ፣ ክልተ ኤርትራውያን ብጥይት ከምዝተቐትሉ ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ። ሞት እዞም ክልተ ኤርትራውያን መንእሰያት፣ [...]
መራሕቲ ኤርትራን ጂቡቲን ንምርኻቦም ዝተኻየደ ፈተነታት መሰናኽል ይገጥሞ ከምዘሎ ተሓቢሩ

መራሕቲ ኤርትራን ጂቡቲን ንምርኻቦም ዝተኻየደ ፈተነታት መሰናኽል ይገጥሞ ከምዘሎ ተሓቢሩ

Radio Erena: 13 January 2020 ፕረዚደንታት ኤርትራን ጂቡቲን ንምርኻቦም ዝተኻየደ ተደጋጋሚ ፈተነታት ክዕወት ከምዘይክኣለ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብመንገዲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕ [...]
ኤርትራ፣ ካብ 14 ክሳብ 18 ጥሪ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝእንገድ መጻረዩ ግጥማት ኩዕሶ ሰኪዔት፣ ኣፍሮባስኬት ክትሳተፍ’ያ

ኤርትራ፣ ካብ 14 ክሳብ 18 ጥሪ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝእንገድ መጻረዩ ግጥማት ኩዕሶ ሰኪዔት፣ ኣፍሮባስኬት ክትሳተፍ’ያ

Radio Erena: 13 January 2020 ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ ሰኪዔት ኤርትራ፣ ኣብቲ ብኣህጉራዊ ፈደረሽን ኩዕሶ ሰኪዔት – ፊባ ዝተወደበ፣ ካብ 14 ክሳብ 18 ጥሪ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝካየድ ግጥማት መጻረዩ፣ ኣፍሮባስኬት ክ [...]
ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ዝፈሸለ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ብምትኳር፣ ኣብ ዋሽንግተን ህጹጽ ኣኼባ ከካይዳ’የን

ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ዝፈሸለ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ብምትኳር፣ ኣብ ዋሽንግተን ህጹጽ ኣኼባ ከካይዳ’የን

Radio Erena: 13 January 2020 ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝፈሸለ ዘተ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት፣ ዝርርብ ንምክያድ፣ ሎሚ ሰኑይ 13 ጥሪ፣ ኣብ ዋሽንገተን ህጹጽ [...]
ሕ.ኤ. ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ኣለዎ’፤ ኒውዮርክ ታይምስ

ሕ.ኤ. ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ኣለዎ’፤ ኒውዮርክ ታይምስ

Radio Erena: 12 January 2020 ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ዘለዎ’ዩ ክብሉ ዝተፈላለዩ ወገናት መረረኦም ይገልጹ ኣለዉ። ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዝሓ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ሶማላውያን ናይ ጸጥታ ሰራዊት ከሰልጥን ሓሳብ ቀሪቡ

መንግስቲ ኤርትራ ሶማላውያን ናይ ጸጥታ ሰራዊት ከሰልጥን ሓሳብ ቀሪቡ

Radio Erena: 12 January 2020 መንግስቲ ኤርትራ ሶማላውያን ናይ ጸጥታ ሰራዊት ከሰልጥን ሓሳብ ቀሪቡ፣ ክብላ ማዕከናት ዜና ሶማል ሓቢረን። ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት [...]
ናይታ ኣብ ኢራን ወዲቓ ዝተሓምሸሸት ቦይንግ 737 ነፋሪት፣ መንግስቲ ኢራን ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ

ናይታ ኣብ ኢራን ወዲቓ ዝተሓምሸሸት ቦይንግ 737 ነፋሪት፣ መንግስቲ ኢራን ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ

Radio Erena: 12 January 2020 ናይታ ኣብ ኢራን ወዲቓ ዝተሓምሸሸት ንብረት መንገዲ ኣየር ዩክረይን ዝኾነት፣ ቦይንግ 737 ነፋሪት፣ መንግስቲ ኢራን ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ። እታ ካብ ተህራን ተበጊሳ ነዊሕ ከይበረረት [...]
ኢትዮጵያ፣ ሓይሊ ኣየርን ሓይሊ ባሕርን ብዘመናዊ መልክዕ ንምህናጽ ገዚፍ ወጻኢታት ተካይድ ኣላ

ኢትዮጵያ፣ ሓይሊ ኣየርን ሓይሊ ባሕርን ብዘመናዊ መልክዕ ንምህናጽ ገዚፍ ወጻኢታት ተካይድ ኣላ

Radio Erena: 10 January 2020 ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ሓድሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሓይሊ ኣየርን ሓይሊ ባሕርን እታ ሃገር ብዘመናዊ መልክዕ ንምህናጹ ገዚፍ ወጻኢታት የካይድ ከምዘሎ ወትሃደራውያን [...]
ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ’ታ ሳተላይት ጽዒና ካብ ቻይና ናብ ህዋ ዝተላእከት  መንኮርኮር ዝዘርግሕዎ ኣሳእል  ዝተሰንዐ ምዃኑ ተሓቢሩ

ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ’ታ ሳተላይት ጽዒና ካብ ቻይና ናብ ህዋ ዝተላእከት መንኮርኮር ዝዘርግሕዎ ኣሳእል ዝተሰንዐ ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 10 January 2020 ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ'ታ ዝሓለፈ ወርሒ ሳትላይት ጽዒና ካብ ቻይና ናብ ህዋ ዝተላእከት መንኮርኮር ዝዘርግሕዎ ኣሳእል ዝተሰንዐ ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እ [...]
1 501 502 503 504 505 578 5030 / 5779