Author: amanuel

1 500 501 502 503 504 578 5020 / 5779

ارتريون يواجهون خطر الإبعاد من السودان

إذاعة إرينا الدولية: الاخبار الخميس 16 يناير 2020 أفادت مصادر لإذاعة إرينا بأن السلطات السودانية تحتجز مجموعة من المواطنين الارتريين الذين تم القبض ع [...]
ኤርትራ፣ ብላዕለዋይ በዓል ስልጣን ስዑዲ ንዝተዋህበ መግለጺ ነጺጋ

ኤርትራ፣ ብላዕለዋይ በዓል ስልጣን ስዑዲ ንዝተዋህበ መግለጺ ነጺጋ

Radio Erena: 16 January 2020 መንግስቲ ኤርትራ፣ ሚኒስተር ዴታ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣሕመድ ካታን፣ ብዛዕባ ስምምዕ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ፣ ንዝሃቦ መግለጺ ነጺጉ። እቲ ሚኒስተር ዴታ፣ ኣብ ናይ 9 ጥሪ ሕታ [...]
ምርጫ ኢትዮጵያ ተሰጋጊሩ

ምርጫ ኢትዮጵያ ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 15 January 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ንወርሒ ግንቦት ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ምርጫ እታ ሃገር፣ ብኣርባዕተ ኣዋርሕ ተናዊሑ። ሓላፊት ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብርቱኳን ሚደቕሳ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ መን [...]
Updated: ሰራዊት ሱዳን ዘካየዶ ኣድማ ደው ከምዝበለ ተሓቢሩ

Updated: ሰራዊት ሱዳን ዘካየዶ ኣድማ ደው ከምዝበለ ተሓቢሩ

Radio Erena: 15 January 2020 ሰራዊት ሱዳን፣ ትማሊ 14 ጥሪ ኣድማ ዘካየዶ ኣድማ ደው ከምዝበለ ሰበ ስልጣን ጸጥታ እታ ሃገር ሓቢሮም። ገለ ክፋል ሰራዊት ሱዳን፣ ብዛዕባ ወሰኽ ደሞዝን ዕብየ ማዕረግን ብዝም [...]
ሽወደንን ፈረንሳን፣  ኤርትራውያን ዝርከብዎም 350 ሓተቲ ዑቕባ ካብ ርዋንዳ ከጣይሳ’የን

ሽወደንን ፈረንሳን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 350 ሓተቲ ዑቕባ ካብ ርዋንዳ ከጣይሳ’የን

Radio Erena: 15 January 2020 ሽወደንን ፈረንሳን፣ ካብ ሊብያ ተመሊሶም፣ ኣብ ርዋንዳ፣ ግዝያዊ መዓስከር ጋሾራ ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ከተጣይሳ ቃል ከምዝኣተዋ [...]
ሕ/ኢ ዓረብ፣ ንወደብ ፖርት ሱዳን ንምውናን ጻዕርታት ተካይድ ከምዘላ ተገሊጹ

ሕ/ኢ ዓረብ፣ ንወደብ ፖርት ሱዳን ንምውናን ጻዕርታት ተካይድ ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 15 January 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንወደብ ፖርት ሱዳን ብክራይ ንምውናኑ ጻዕርታት ተካይድ ከምዘላ ዲፕሎማስያውን ምንጭታት ኣቃሊዖም። እታ ሃገር፣ ብዱባይ ብዝውነን ትካል DP world ኣቢ [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ብዝሒ ሰራዊታ ከተዛይድ ምዃና ኣፍሊጣ

ፈረንሳ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ብዝሒ ሰራዊታ ከተዛይድ ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 15 January 2020 ፈረንሳ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ብዝሒ ሰራዊታ ከተዛይድ ምዃና ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ቅናት ሳሕለ-ሳሓራ ተዋፊሩ ዝርከብ ኣስታት 5 ሽሕ ሰራዊ [...]
ፓስፖርት ኤርትራ፣ ናብ 41 ሃገራት ብዘይቪዛ ከግይሽ ይኽእል

ፓስፖርት ኤርትራ፣ ናብ 41 ሃገራት ብዘይቪዛ ከግይሽ ይኽእል

Radio Erena: 14 January 2020 ፓስፖርት ናይ ኤርትራ ናብ 41 ሃገራት፣ ብዘይ መእተዊ ቪዛ ከግይሽ ከምዝኽእል ሓድሽ መጽናዕቲ ገሊጹ። በዚ ብዝሒ'ዚ ድማ፣ ደረጃ ዓቕሚ ፓስፖርት ኤርትራ፣ ኣብ መበል 98 ተሰሪ [...]
2020፣ ኣብ 20 ሃገራት ኣፍሪቃ ምርጫታት ክካየድ’ዩ

2020፣ ኣብ 20 ሃገራት ኣፍሪቃ ምርጫታት ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 14 January 2020 ኣብዛ ጀሚርናያ ዘሎና ዓመት፣ ኣብ 20 ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ መራሕትን ኣባላት ባይቶን ምርጫታት ክካየድ'ዩ። ተሰሪዑ ብዘሎ መደባት፣ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሶማልያ፣ ኡጋንዳ፣ ግብጺ፣ ቡ [...]
The E.U. Missing the Target

The E.U. Missing the Target

Radio Erena: 13 January 2020 Reporting for the New York Times from Brussels on 8  January, Matina Stevis-Gridneff uncovered appalling findings [...]
1 500 501 502 503 504 578 5020 / 5779