Author: amanuel
ሆላንድ፣ ነፍሰጾር በዓልቲ ቤቱ “ዝቐተለ” ኤርትራዊ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ
Radio Erena: 30 August 2019
ኣብ ሆላንድ፣ ዞባ ግሮኒንገን ኣብ እትርከብ ንእሽቶ ከተማ ሊንስ ዝነብር ኤርትራዊ፣ በዓልቲ ቤቱን ኣብ ማህጸና ዝነበረ ዕሸልን ብምቕታሉ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ።
እቲ ኣብ ክሊ ዕድመ 3 [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ምብራቅዊ ክልል ኣምሓራ ዕስለ ኣምበጣ ከምዝወረረ ተሓቢሩ
Radio Erena: 30 August 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምብራቓዊ ክልል ኣምሓራ፣ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ከምዝተራእየ ማዕከናት ዜና መንግስቲ ሓቢረን።
ወራር ፈጺሙ ዘሎ ዕስለ ኣንበጣ፣ እንቋቁሖኡ ከይሓድግን ናብ ካልእ ከባ [...]
ሓደ ተማሃራይ፣ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ካብ ትዊተር ስለዝዓጸዎ ክሲ መስሪቱ
Radio Erena: 29 August 2019
ኣብ ኣመሪካ፣ ዩኒቨርሲቲ ሃርቫርድ ናይ ማስተርስ ትምህርቲ ዝከታተል ዘሎ፣ ኡጋንዳዊ ሂላሪ ሱጉያ፣ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ፣ ካብ ቲውተር ስለዝዓጸዎ ሕጋዊ ክሲ መስሪቱ።
[...]
Wife of jailed former Eritrean finance minister released
Radio Erena: 29 August 2019
Jailed former Eritrean finance minister Mr. Brhane Abrhe’s wife has been released after more than eighteen months i [...]
ሱዳን፣ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ክሳብ ሰነ 2020 ጠቕሊሉ ክወጽእ ተማሕጺና
Radio Erena: 29 August 2019
ኣብ ሱዳን ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ክሳብ ሰነ 2020 ኣብ ዘሎ ግዜ ጠቕሊሉ ክወጻእ፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ተማሒጽኑ።
ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ሕቡራት ሃገራት፣ [...]
ዓርሞሽሽ መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ኣብ ገማግም ጅቡቲ ልምምድ ኣካይዳ
Radio Erena: 29 August 2019
ሓንቲ ካብ ዓርሞሽሽ መራኽብ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ዝኾነት፣ USS Boxer ARG ኣብ ገማግም ባሕሪ ጅቡቲ ልምምድ ከምዘካየደት ክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝ [...]
በዓልቲ ቤቱ ንሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ተፈቲሓ
Radio Erena: 28 August 2019
በዓልቲ ቤቱ ንሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ከምዝተፈትሐት ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
ወ/ሮ ኣልማዝ ሃብተማርያም፣ ኣብ ወርሒ ጥሪ 2018'ያ ምኽንያቱ ብዘይተፈልጠ [...]
ጃፓን፣ ዋዕላ ምዕባለ ሃገራት ኣፍሪቃ ተኣንግድ
Radio Erena: 28 August 2019
"ቶክዮ ኣህጉራዊ ዋዕላ ንምዕባለ ኣፍሪቃ" (TICAD) ዝተሰምየ ዋዕላ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ካብ ሮቡዕ 28 ክሳብ ዓርቢ 30 ነሓሰ ዝካየድ ዋዕላ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝር [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ካብ ሽዱሽተ ሃገራት ንዝተዋጽኡ ወትሃደራዊ መኮንናት ስልጠና ሂቡ
Radio Erena: 28 August 2019
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ካብ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝተዋጽኡ ወትሃደራዊ መኮንናት ስልጠና ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።
ዕላማ እቲ ስልጠና፣ ናብ ሶማል ንዝልኣኽ ዓቃብ ሰለማ ሰራዊት ናይቲ ሕብረ [...]
ሱዳን፣ ብሰንኪ ቀቢላዊ ግጭት፣ ኣምሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ካብ መዝነቱ ተባሪሩ
Radio Erena: 28 August 2019
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ድሕሪ'ቲ ብ22 ነሓሰ ዝተጎሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ጀነራል ቓስም ዓብደል ፈረጅ ካብ መዝነቱ ተሰጕጉ።
ሓላፊ ጸጥታ ናይቲ ዞባ'ውን [...]