Author: amanuel

1 498 499 500 501 502 578 5000 / 5779
ዶብ ሱዳንን ሊብያን፣ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 107 ስደተኛታት ተታሒዞም

ዶብ ሱዳንን ሊብያን፣ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 107 ስደተኛታት ተታሒዞም

Radio Erena: 23 January 2020 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳንን ሊብያን ዚጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያ ምዃኖም ዝጠቕስዎም 107 ስደተኛታት ኣብ ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ከምዝሓዙ ገሊጾም። ኣዛዚ ናይቲ ብልፍንቲ ዝቖመ ሓለዋ [...]
ኤርትራ፣ ንቅድድም ብሽክለታ ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ዓብሊላቶ

ኤርትራ፣ ንቅድድም ብሽክለታ ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ዓብሊላቶ

Radio Erena: 22 January 2020 ኣብ ጋቦን፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 15 ቅድድም ብሽክለታ ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ፣ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ነቲ ውድድር ዓብሊላ ከምዘላ ማዕከናት ዜና ስፖርት ካብ ካብታ ሃገር ሓቢ [...]
ኣመሪካ፣ ኤርትራ እትርከበን ሸውዓተ ሃገራት ተወሳኺ ናይ መገሻ እገዳ ከተተግብር ከምእትኽእል ተቃሊዑ

ኣመሪካ፣ ኤርትራ እትርከበን ሸውዓተ ሃገራት ተወሳኺ ናይ መገሻ እገዳ ከተተግብር ከምእትኽእል ተቃሊዑ

Radio Erena: 22 January 2020 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ እትርከበን ሸውዓተ ሃገራት፣ ተወሳኺ ናይ መገሻ እገዳ ከተግብር ከምዝኽእል ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ብምጥቃስ ዎል ስትሪት ጆርናል ሓቢራ። ኣ [...]
ኤርትራ፣ ሓያሎ ሰራሕተኛታት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ተኣሲሮም

ኤርትራ፣ ሓያሎ ሰራሕተኛታት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ተኣሲሮም

Radio Erena: 22 January 2020 ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ሓይሎ ሰራሕተኛታት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ከምዝኣሰሩ ምንጭታት ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ዝተኣስሩ ልዕሊ 20 ዝኾኑ ሰራሕተኛታት መዓርፎ ነፈርቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ በዓል ጥምቀት፣ ብሰንኪ ምፍራስ ኣዕኑድን ግጭታትን ኣብ ህይወት ሰባት ጉድኣት በጺሑ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ በዓል ጥምቀት፣ ብሰንኪ ምፍራስ ኣዕኑድን ግጭታትን ኣብ ህይወት ሰባት ጉድኣት በጺሑ

Radio Erena: 21 January 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጎንደር፣ ኣብ ዝካየድ ዝነበር በዓል ጥምቀት፣ ንገያሾ ከጽልል ዝቖመ ድንኳናት፣ ኣዕንዱ ብምፍራሱ፣ ብውሕዱ 9 ሰባት ከዝሞቱን 250 ሰባት ድማ ብከቢድን ፈኵስን ከምዝ [...]
ኤርትራ ካብ ሩስያ ክልተ ወትሃደራውያን ሄሊኮፕተራት ሸሚታ

ኤርትራ ካብ ሩስያ ክልተ ወትሃደራውያን ሄሊኮፕተራት ሸሚታ

Radio Erena: 21 January 2020 ኤርትራ፣ ካብ ሩስያ ክልተ ወትሃደራውያን ሄሊኮፕተራት ከምዝሸመተት ማዕከን ዜና ስፑትኒክ ሓቢሩ። እተን ኣንሳት ዝዓይነተን ሄሊኮፕተራት፣ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ናይዚ ዓመት ናብ ኤ [...]

الارتريون يحتفلون بالذكرى السابعة لعملية فورتو البطولية

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الاربعاء 21 يناير 2020 يحي الارتريون في المهجر اليوم الذكرى السابعة لعملية فورتو البطولية والتي ارتبطت باسم المناضل الشه [...]
ምንቅስቓስ ይኣክል ስዊዘርላንድ፣ ብደረጃ ሃገር ቆይሙ

ምንቅስቓስ ይኣክል ስዊዘርላንድ፣ ብደረጃ ሃገር ቆይሙ

Radio Erena: 21 January 2020 ኣብ ስዊዘርላንድ፣ በብዞባኡ ወይ ካንቶናታት ጥራይ ተጠርኒፉ ክነጥፍ ዝጸንሐ ምንቅስቓስ ይኣክል፣ ብደረጃ ሃገር ከምዝተጠርነፈ ናብ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኾ መግለጺ ኣፍሊጡ። ብ1 [...]
ሻብዓይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ይዝከር

ሻብዓይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ይዝከር

Radio Erena: 21 January 2020 ንለውጢ ዝጠልብ፣ "ስርሒት ፎርቶ" ዝተኻየደሉ ሻብዓይ ዓመቱ ይዝከር ኣሎ። እዚ ብስዉእ ኮለነል፣ ስዒድ ዓሊ ሕጃይ ዝተመርሐ ናይ 21 ጥሪ 2013 ስርሒት፣ ኣስታት ሓደ ሚእቲ ዝ [...]
ኣልሸባብ፣ ንቱርካውያን ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ኣካይዱ

ኣልሸባብ፣ ንቱርካውያን ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ኣካይዱ

Radio Erena: 21 January 2020 ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሮም ንዝርከቡ ቱርካውያን ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ኣካይዱ። እቲ ጉጅለ፣ ካብ ሶማል 30 ኪሎሜተር ርሒቃ ኣብ እትርከብ ከተማ ኣፍጎየ፣ ብ18 ጥሪ ኣብ [...]
1 498 499 500 501 502 578 5000 / 5779