Author: amanuel
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ዘንጸላለወ ሓደጋ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ሕጂ’ውን ኣይተኣልየን
Radio Erena: 10 December 2019
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘንጸላለወ ሓደጋ ዕስለ ኣንበጣ፣ ጠቕሊሉ ከምዘይተኣልየ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣጠንቁቑ።
እቲ ውድብ ኣብ ዝዘርግሖ መጠንቀቕታ፣ ነ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብያተ መግቢ፣ ብጾታ ፈላልየን ኣገልግሎት ክህባ ዘገድድ ሕጊ ተሰሪዙ
Radio Erena: 10 December 2019
ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብያተ መግቢ፣ ንደቂንስትዮን ደቂተባዕትዮ ፈላልየን ኣገልግሎት ክህባ ዘገድድ ሕጊ ተሰሪዙ።
ብመሰረት እቲ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ብሰንበት 8 ታሕሳስ ዘመሓ [...]
Growing Fins and Wings
Radio Erena: 09 December 2019
¨Djibouti to host Ethiopia´s navy¨ under this controversial title Muluken Yewondwossen reported to the Ethiopian [...]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን
Radio Erena: 09 December 2019
ቀጠርን ሱዳንን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ምክያደን ሚኒስትሪ ምክልኻል ቀጠር ኣፍሊጡ።
እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝተኻየደ ሓባራዊ ወትሃ [...]
ሱዳን፣ ኣብ የመን ዝርከብ ልዕሊ 10 ሽሕ ሰራዊታ ክትስሕብ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 09 December 2019
ሱዳን ኣብ የመን ዝርከብ ልዕሊ 10 ሽሕ ሰራዊታ ክትስሕብ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ዓብደላ ሓምዶክ ኣፍሊጡ።
ንሱ ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት፣ ዝበዝሐ ክፋል ሰራዊት ሱዳ [...]
እስራኤል፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዝካየድ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ሳዕቤን ምትፍናን ፖለቲካን ኣውራጃን ምዃኑ ተሓቢሩ
Radio Erena: 08 December 2019
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ንሓድሕዶም ዘካይድዎ ዘለዉ ብኻራን ካልእን ምጥቕቓዕ፣ ሳዕቤን ናይቲ እናሳዕረረ ዝመጽእ ዘሎ ብፖለቲካን ኣውራጃን ናይ ምትፍናኖም መስርሕ'ዩ ክብሉ ሬድዮ ኤረ [...]
ፈረንሳ ንሊብያ ክትህቦ ዝመደበት ጀላቡ ሓለዋ ገምጋም ባሕሪ ሰሪዛ
Radio Erena: 08 December 2019
ፈረንሳ ንሰበስልጣን ሊብያ ክትህቦ መዲባ ዝነበረት ንሓለዋ ባሕሪ ዘገልግላ ጀላቡ፣ ከምዝሰረዘቶ ኣፍሊጣ።
ሸሞንተ ኣህጉራውያን ተጣበቕቲ መሰላት ብሓባር ኣብ ልዕሊ ፈረንሳ ክሲ [...]
ሕ/ኤውሮጳ ንኢትዮጵያ 170 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ተማባጺዑ
Radio Erena: 08 December 2019
ሕብረት ኤውሮጳ ንኢትዮጵያ ናይ 170 ሚልዮን ዩሮ ገንዘባዊ ሓገዝ ክገብር ተማባጺዑ።
ሓዳስ ኣደወንበር እቲ ሕብረት ኡርሱላ ቮን ደር ለየን፣ ናብ ኢትዮጵያ ዑደት ኣብ ዘካየደት [...]
“ሱዳን፣ ኣብ የመን ዘለዋ ሰራዊት ካብ 25 ሽሕ ኣይበዝሕን’ዩ፣” ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ ገሊጹ
Radio Erena: 08 December 2019
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶቕ ሰራዊት ሃገሩ ኣብ የመን ከምዘለዉ ተኣሚኑ።
ንሱ ኣብዚ ቀዳመ-ሰንበት ምስ ኣልጀዚራ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ፣ ኣብ የመን ዝርከብ ሰራዊት [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ክሓድሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ግዝያዊ መዕቆቢታት ትወስድ
Radio Erena: 06 December 2019
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ፓሪስን ካልእ ከተማታት ቴንዳታት ብምዝርጋሕ ክቅመጡ ንዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ዝተፈላለየ ግዝያዊ መዕቆቢታት ይወስዶ [...]