Author: amanuel

ኢትዮጵያ፣ 13 ካናዳውያን ዝርከብዎም 15 ሰራሕተኛታት ትካል ግብረ ሰናይ ተኣሲሮም
Radio Erena: 02 March 2020
ኣብ ኢትዮጵያ ፣ ኣብ ትካል ግብረ ሰናይ ክነጥፉ ዝጸንሑ 13 ካናዳውያንን 2 ዜጋታት እታ ሃገር ከምዝተእስሩ ማዕከናት ዜና ሓቢረን።
እቶም 10 ወለንተኛታት ዝርከብዎም 15 ሰባት፣ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንሱዳን 100 ሚልዮን ኤውሮ ተመባጺዑ፣ ፕረዚደንት ጀርመን ናብ ሱዳን በጺሑ
Radio Erena: 02 March 2020
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ሱዳን ኣብ እተካይዶ ዘላ መስርሕ ምስግጋር ናብ ደሞክራሲ ዘለዎ ደገፍ ብምግላጽ ናይ 100 ሚልዮን ኤውሮ ድጋፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ።
እቲ ሕብረት ነቲ ሓገዝ ክህብ [...]

ዙር ርዋንዳ፣ ናትናኤል ተዓዋቲ ማልያታት ብጫ፣ ጻዕዳን ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃን ኮይኑ
Radio Erena: 01 March 2020
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን፣ ወናኒ ብጫ ማልያ ዙር ርዋንዳ 2020 ኮይኑ።
ኣብ ቱር ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ጋቦን ሰኣን ሓንቲ ካልኢት ንብጫ ማልያ ዝሰኣነ ናትናኤል [...]

ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ኔቭሰን ንዘቕረቦ ጥርዓን ነጺጉ
Radio Erena: 01 March 2020
ነቭሰን ሪሶርስስ፣ ብሰለስተ ኤርትራውያን ንዝቐረበሉ ክሲ ኣብ ቤት ፍርዲ ከይረኣይ ንዘቕረቦ ጠለብ ብቤት ፍርዲ ካናዳ ተነጺጉ።
ሓልዮት ንሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ነቭ [...]

29 ለካቲት፣ ኣብ 4 ዓመት ሓንሳብ ጥራይ እትመጽእ ፍሉይቲ ዕለት ኮይና ሓሊፋ
Radio Erena: 01 March 2020
ትማሊ 29 ለካቲት፣ ኣብ 4 ዓመት ሓንሳብ እትመጽእ ፍሉይቲ ዕለት ኮይና'ያ ሓሊፋ።
ወርሒ ለካቲት ኣብ 28 መዓልታት ክትውድእ እንከላ፣ ኣብ ነፍሲወከፍ 4 ዓመት ግና ሓንቲ መዓልቲ [...]

7ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ወናኒ ብጫ ማልያ ናትናኤል ተስፋጽዮን ናይ ግዜ ፍልልያቱ ኣዛይዱ
Radio Erena: 29 February 2020
ብጫ ማልያ ለቢሱ ንኽብሩ ኣብ ምክልኻል ዝርከብ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን፣ ሎሚ ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝተገብረ ናይ4.5 ኪሎ ሜትር ርሕቕት ዝነበሮ ናይ ክሮኖሜትር ውድድር፡ [...]

6ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ናትናኤል ብጫ ማልያ ይዕቅብ፣ ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ ማልያኣ ተረክብ
Radio Erena: 28 Febrauray 2020
ዙር ርዋንዳ 2020 ሎሚ ዓርቢ ንሻዱሻይ መዓልቱ ኣብ ዝቐጸለሉ: ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ካብ ልሙድ ወጻኢ ዓወት ኣይቐንዖም።
ኣብ'ዚ ካብ ናይ ትማሊ ብዝሕይል ዝናብን ንፋስን [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ንሓጂን ዑምራን ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ኣመንቲ፣ ብሰንኪ ኮሮኖ ቫይረስ ንግዜኡ ደው ኣቢላቶ
Radio Erena: 28 February 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ንሓጂን ዑምራን ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ኣመንቲ ምስልምና፣ ብሰንኪ ስግኣት ኮሮኖ ቫይረስ ንግዜኡ ደው ከምዘበለቶ ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር፣ ነቲ ኣብ እዋን ሚልዮናት ኣ [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ 100 ሚልዮን ዶላር ብመልክዕ ልቃሕ ሂባ
Radio Erena: 27 February 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ንኢትዮጵያን ናይ ኣስታት 100 ሚልዮን ዶላር ልቃሕ ስምምዕ ከምዝኸተማ ኣገልግሎት ዜና ኢማራት (ዋም) ሓቢሩ።
እቲ ብስም 'ከሊፋ ምወላ ንምዕባለ ናይ [...]

5ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ኤርትራ ናይ ቀዳማይ ደረጃ ክብራ ከየድፈረት ቀጺላ
Radio Erena: 27 February 2020
ዝሓለፈ ሰንበት ዝጀመረ ዙር ርዋንዳ 2020፣ ሎሚ ሓሙስ'ውን ንሓሙሻይ መዓልቱ ቐጺሉ ኣርፊዱ።
ኣብ'ዚ ብዝናብ ተሰንዩ ዝተኻየደ ናይ ሎሚ ቅድድም፣ ተወዳደርቲ ካብ ሩባቩ ናብ [...]