Author: amanuel

ኣንጎላ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ዝሃብተመት ጓለነስተይቲን ጓሉ ንፕረዚደንት እታ ሃገር ነበርን ብምጥፍፋእ ኣማኢት ሚልዮናት ዶላር ተኸሲሳ
Radio Erena: 30 January 2020
ጓሉ ነቲ ንኣንጎላ ን38 ዓመታት ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር ሆሴ ኤድዋርድ ዶ ሳንቶስ ብምጥፋፋእ ኣማኢት ሚልዮናት ዶላር ተኸሲሳ።
እታ ብዘለዋ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ገንዘብ [...]

ከሰላ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ወትሃደራት፣ ሓደ ሰበ ቀቲሎም
Radio Erena: 29 January 2020
ወትሃደራት ሱዳን ኣብ ከባቢ ወደ 'ል ሒሉ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ሓደ ሰበ ከምዝቐተሉ ምንጭታት ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም።
እቶም ወትሃደራት፣ ኣብ ከባቢ ገዳርፍ ኣብ እትከብ ወደ'ል ሒሉ [...]

ኢትዮጵያ፣ ዘመናዊ ጸረ ነፈርቲ ሚሳይል ካብ ሩስያ ሸሚታ
Radio Erena: 29 January 2020
ኢትዮጵያ፣ ካብ መሬት ናብ ሰማይ ዝውንጨፍ ዘመናዊ ጸረ ነፈርቲ ሚሳይላት ካብ ሩስያ ከምዝሸመተት ማዕከን ዜና እታ ሃገር፣ ስፑትኒክ ሓቢሩ።
እቲ Pantisar S1 ዝተሰምየ ሚሳ [...]

ኬንያ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘተኣሳስር መስመር “ላሙ ኮሪደት” ንምህናጽ ዘኽእል ገንዘብ ብሓባር ምእካብ ዘኽእል ስምምዕ ተኸቲሙ
Radio Erena: 29 January 2020
ኬንያ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘተኣሳስር መስመር "ላሙ ኮሪደት" ንምህናጽ ዘኽእል ገንዘብ ብሓባር ከዋጽኣ ዘኽእለን ስምምዕ ከቲመን።
እቲ ስምምዕ ዝተኸተመ ወከልቲ ሰለስቲኤን [...]

መዓልታዊ ፈነወ ኤረና
https://www.youtube.com/watch?v=7vaSZTutNFw&list=PLyAPiiyVNTY31Bpak3yzMOJkY32LjD86s&index=1 [...]

ኢትዮጵያ፣ ቀጥታዊ ናይ ወጻኢ ወፍሪ ናብ 2.5 ቢልዮን ዶላር ኣንቆልቝሉ
Radio Erena: 28 January 2020
ኢትዮጵያ፣ ቀጥታዊ ናይ ወጻኢ ወፍሪ ናብ 2.5 ቢልዮን ዶላር ከምዘንቆልቆለ ዋዕላ ንግድን ልምዓትን ሕቡራት ሃገራት (UNCTAD) ኣፍሊጡ።
ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ 20 ጥሪ ኣብ [...]

ሶማል፣ ንመጀመርያ እዋና፣ ብቱርኪ ዝሰልጠነ ሰራዊት ናብ ግንባራት ኣዋፊራ
Radio Erena: 28 January 2020
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ብቱርኪ ዝሰልጠነ ፍሉይ ሓይሊ ሰራዊት፣ መናሃርያ ኣልሸባብ ናብ ዝኾና ደጀናት ከምዘዋፈረ ኣፍሊጡ።
እቶም ብድሩዓት መካይን ዝተሰነዩ ኣእሚት ወትሃደራት [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሱዳናውያን ብገንዘብ እናዓሰበት ንየመንን ሊብያን ትልእኽ ከምዘላ ተገሊጹ
Radio Erena: 28 January 2020
ኣብ ሱዳን ዝርከብ ኤምባሲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንብዙሓት ሱዳናውያን ብገነዘብ እናዓሰብ ኣብ ኵናት የመንን ሊብያን የዋፍር ኣሎ ብዝብል ኣንጻሩ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
እቶም [...]

Forto the March Upward
Radio Erena: 27 January 2020
From a hill high up in the Eritrean capital of Asmara, a stale colored building towers over the city from the sout [...]

2°C ኣብ ዝዓቐኑ መዝሓሊ ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ክኣትዉ ዝፈተኑ 23 ኤርትራውያን ድሒኖም
Radio Erena: 27 January 2020
2°C ኣብ ዝዓቐኑ መዝሓሊ (ፍሪጅ) ኣብ ዘለዋ ናይ ጽዕነት መኪና ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ክኣትዉ ዝፈተኑ ኣስታት 20 ኤርትራውያን ከምዝደሓኑ ፖሊስ ቤልጁም ኣፍሊጡ።
ሰለስተ ካ [...]