Author: amanuel

ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ ዘንበረቶ ናይ ኢሚግሬሽን ቪዛ ማዕቀብ፣ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጉዎ
Radio Erena: 02 February 2020
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ ዘንበረቶ ናይ ኢሚግሬሽን ቪዛ ማዕቀብ፣ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጉዎ።
እቲ ብመልክዕ እማመ ቀሪቡ ዝጸንሐ ናይ ቪዛ ማዕቀብ፣ ንኤርት [...]

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ደለይቲ ፍትሒ፣ ብደረጃ ኣህጉር ክጥርነፍ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 02 February 2020
በብሃገራትን ከተማታትን ክጥርነፍ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ደለይቲ ፍትሒ፣ ብደረጃ ኣህጉር ክጥርነፍ ጻውዒት ቀሪቡ።
እቲ ድሮ በብሃገሩ ቆይሙ ዘሎ ባይቶታትን ጽላላትን ይኣ [...]

‘’ሱዳን ኣብ የመን ንዝተማረኹ ወተሃደራታ ክትቅበል ቅሩብነት ኣየርኣየትን’’ ኣል-ሑቲ
Radio Erena: 02 February 2020
መንግስቲ ሱዳን ኣብ የመን ንዝተማረኹ ወተሃደራቱ ክቕበል ቅሩብነት ኣየርኣየን ክብል ኣል-ሑቲ ከሲሱ።
ሓላፊ ጉዳይ ምሩኻት ኲናት ኣል ሑቲ ዓብዱልቃድር ኣልሙርታዳ ንሺን ሁዋ ኣ [...]

ሰሙናዊ ፍጻሜታት
Radio Erena: 01 February 2020
https://www.youtube.com/watch?v=WMcTspH0BYA [...]

ኢትዮጵያ፣ “ንኤርትራውያን ዑቕባ ምሃብ ደው ኢሉ” እናተባህለ ዝጋዋሕ ዘሎ ሓበሬታ ሓቕነት ከምዘይብሉ ኤረና ኣረጋጊጻ
Radio Erena; 31 January 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ፍሉይ ፖለቲካዊ ጉዳይ ዘለዎም እንተዘይኮይኑ፣ ንኤርትራውያን ዑቕባ ምሃብ ደው ኣቢሉ እናተባህለ ብማሕበራዊ ሜዳያታት ክዘውር ዝጸንሐ ሓበሬታ ሓቕነት ከምዘይብሉ ሬ [...]
إنشاء قسم أمني جديد لمراقبة الانترنت في ارتريا
اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الجمعة 31 يناير 2020
أفادت مصادر مطلعة لإذاعة إرينا بأن الحكومة الارترية أنشأت وبدعم تقني صيني قسم جديد لمراقبة ما ينشر [...]

ኮሮና ቫይረስ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 31 January 2020
ኣብ ወርሒ ነሓሰ ኣብ ማእከላይ ቻይና ዉሃን ኣብ ዝተባህለት ከተማ ፈለማ ከምዝተራእየ ዝንገረሉን ንዓለም ብፍርሒ ውሒጡ ዝርከብን ኮሮና ቫይረስ ኣብ ገለ ሃገራት ኣፍሪቃ ተራእዩ ከምዘ [...]

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ላዕለዎት ወትሃደራውያን ፈረንሳ ክመያየጥ’ዩ
Radio Erena: 30 January 2020
ብሚኒስተር ምክልኻል ኣቶ ለማ መገርሳ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣቐዲሙ ዝተበጽሐ ወትሃደራዊ ስምምዓት ብዝምልከት ተወሳኺ ምይይጥ ንምክያድ ፈረንሳ ኣትዩ [...]

ኤርትራ፣ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ዝከታተል ሓድሽ ኣሃዱ ስለያ ተዋፊሩ
Radio Erena: 30 January 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ንኣገልግሎታት ኢንተርነት ዝከታተል ሓድሽ ኣሃዱ ስለያ ከምዝተዋፈረ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
እቶም ብሓገዝ መንግስቲ ቻይና፣ ኣብ ኣስመራን ከተማታት ቻይናን ዝሰልጠኑ ኣባ [...]

ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ክነብሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 1400 ስደተኛታት፣ ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ተወሲዶም
Radio Erena: 30 January 2020
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ፈረንሳ፣ ኦበርቪልየ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ቴንዳታት ብምዝርጋሕ ኣብ ጎደናታት ክነብሩ ዝጸንሑ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 1400 ስደተኛታት ናብ ውሑ [...]