Author: amanuel

ሱዳን፣ ንሰድድ እትልእኮ ማሸላ ደው ከምዘበለት ኣፍሊጣ
Radio Erena: 08 April 2020
መንግስቲ ሱዳን፣ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንመሸጣ ዝልኣኽ ዝነበረ ማሸላ ደው ክብል ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትሪ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣብ ዝዘርግሖ ወግዓዊ መግለጺ፣ ሱዳን ካብ 15 [...]

81 ተጣበቕቲ መሰል ደቂሰብ፣ ኣቶ ኢሳይያስ ዝርከቦም መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ እሱራት ጋዜጠኛታት ክፈትሑ ጻውዒት ኣቕሪበን
Radio Erena: 07 April 2020
መሰል ደቂን ሰብ ዝጣበቓ 81 ትካላት፣ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝርከቦም መራሕቲ ሃገራት እሱራት ጋዜጠኛታት ክፈትሑ ጻውዒት ኣቕሪበን።
እተን መሰል ጋዜጠኛታት፣ መሰል እምነታትን ካ [...]
95 ارتريا من حملة شهادات الدكتوراه يصدرون بيانا حول مكافحة الوباء في ارتريا
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الثلاثاء 7 أبريل 2020
أصدر خمس وتسعون ارتريا وارترية من حملة شهادات الدكتوراه في مختلف التخصصات العلمية بيانا أسموه ( ما [...]

95 ኤርትራውያን ምሁራትን ሰብ ሞያን፣ ኣብ ጉዳይ ለበዳ ኮረና ቫይረስን ህሉው ኩነታት ኤርትራን ዝምልከት ማኒፌስቶ ዘርጊሖም
Radio Erena: 07 April 2020
ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ምሁራትን ሰብ ሞያን፣ ኮረና ቫይረስ ኣብ ኤርትራ ከቢድ ቅልውላቅ ከየኸተለ እንከሎ ንምውጋዱ ኣብ ዝግብር ርብርብ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት [...]

ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ውሸባ ድሕሪ ምእዋጁ፣ ጎነጽ ኣብ ሰብ ሓዳር ግኑን ተርእዮ ኮይኑ
Radio Erena: 07 April 2020
ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ሓያሎ ሃገራት ውሸባ ድሕሪ ምእዋጀን፣ ኣብ መንጎ ሰብ ሓዳር፣ ጎነጽ ግኑን ተርእዮ ይኸውን ከምዘሎ ተገሊጹ።
ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተረኸብ ጸብጻብ [...]

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኣዋጅ ውሸባ ዝጠሓሱ መርዑትን ዕዱማትን ቃል ኪዳን ምስ ዘእሰሮም ፓስተርን ተኣሲሮም
Radio Erena: 07 April 2020
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ናታል፣ ክዋዙሉ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ብሰንበት 5 ሚያዝያ ቃልሲኪዳን ዝኣስሩ ዝነበሩ መርዓውቲ፣ ንኣዋጅ ውሸባ ብምጥሓሶም ተኣሲሮም።
ነቲ ቃልሲ ኪዳን ዘ [...]

ሶማል፣ 3ን 4ን ኣብ ዝዕድሚኤን ክልተ ህጻናት ዝተፈጸመ ጾታዊ ዓመጽ ቁጠዐ ኣለዓዒሉ
Radio Erena: 07 April 2020
ኣብ ሶማል፣ ግዳያይ ጾታዊ ዓመጽ ዝኾና፣ 3 ዓመት ከምኡ ድማ 4 ዓመት ዝዕድሚኤን ክልተ ህጻናት፣ ብዝወረደን ከቢድ ማህሰይቲ ኣብ ሆስፒታል ተዓቝበን ከምዘለዋ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር [...]

ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ዕንቅፋት ደሞክራሲን ምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን
Radio Erena: 06 April 2020
ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዕንቅፋት ደሞክራሲን ምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን ይኸውን ምህላዉ ብዝተፈላለዩ ወገናት ይግለጽ ኣሎ።
ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ልዕሊ 182 ሃገራት ተ [...]

ኢትዮጵያ፣ 71 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ሸሚታ
Radio Erena: 06 April 2020
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣስታት 71 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ወትሃደራዊ ንዋት ምሽማታ፣ ስቶኮልም ዝመደበሩ ኢንስቲትዮት ንኣህጉራዊ ሰላም ኣቃሊዑ።
እቲ ንመሸጣ ኣጽዋር ዓለም ዝ [...]

መ.ኤርትራ፣ ረዲኤት ናውቲ ሕክምና ይሕሰም
Radio Erena: 05 April 2020
ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምቁጽጻር ዓለም ለኻዊ ጻዕሪ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ቻይናዊ ቢልዮነር ዝተለገሰሉ ሓገዝ ከምዝተሓሰመ ተገሊጹ።
ኣቐድም ኣቢሉ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር [...]