Author: amanuel

ዋጋ ሓደ በርሚል ነዳዲ ናብ ኣስታት 20 ዶላር ኣንቆልቝሉ
Radio Erena: 15 April 2020
ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዕዳጋታት ዓለም ብኸቢድ ኣብ ዝወድቐሉ ዘሎ እዋን፣ ዋጋ ሓደ በርሚል ነዳዲ ናብ ኣስታት 20 ዶላር ኣንቖልቝሉ።
ዋጋ ነዳዲ ካብ መፋርቕ ወርሒ መጋቢት ኣ [...]

ቦትስዋና፣ ናይ ውሸባ እዋን ድሕሪ ምእዋጁ፣ ኣብ 7 መዓልታት 22 ጾታዊ ዓመጽ ተመዝጊቡ
Radio Erena: 15 April 2020
ኣብ ቦትስዋና፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ፣ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ካብ ገዝኡ ከይወጽእ ድሕሪ ዝተመሓላለፈ ኣዋጅ፣ ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ መዓልታት 22 ገበናት ጾታዊ ዓመጽ ከምዝተመዝገበ ንም [...]
الموت يغيب الناشطة الحقوقية الارترية منى مصطفى عبده
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الاربعاء 14 ابريل 2020
غيب الموت في لندن يوم السبت الماضي الحادي عشر من ابريل الجاري الناشطة الحقوقية والداعية الاسلامية [...]

ውድብ ጥዕና ዓለም ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝለገሶ ናውቲ ሕክምና ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ
Radio Erena: 14 April 2020
ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ንኤርትራ፣ ጂቡቲ፣ ሱዳንን ሶማልንን ዝለገሶ ናውቲ ሕክምና ሎሚ 14 ሚያዝያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተወ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓደ ሚልዮን መሸፈኒ ኣፍን ኣንጫን ማስክ [...]

ኣስመራ፣ መዓልታዊ፣ ጽዕነተን ዘይተፈልጠ ነፈርቲ ሕቡራት ኢማራት ይዓልባ
Radio Erena: 14 April 2020
ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ደው ከምዘበለት ኣብ እትገልጽ ኤርትራ፣ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብቀጻሊ ክዓልባን ክበራን ይርኣያ ምህላወን ምንጭታት ኤረ [...]

ምብራቕ ኣፍርቃ፣ ሓድሽ ማዕበል ወራር ዕስለ ኣንበጣ የንጸላልዎ
Radio Erena: 14 April 2020
ካብ መወዳእታ ወርሒ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዙ፣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ከጥቅዕ ዝጀመረ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብዚ ወርሒ'ዚ'ውን ሓድሽ ማዕበል ወራር ጀሚሩ ምህላዉ ው [...]

ሚኒስተር ፍትሒ ሶማል፣ ብሕማም ኮረና ቫይረስ ሞይቱ
Radio Erena: 14 April 2020
ሚኒስተር ዴ'ታ፣ ሚኒስትሪ ፍትሒ ሶማል ከሊፍ ሙእሚን፣ ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ሞይቱ።
እቲ ሚኒስተር ፍትሒ ናይ ዞባ ሆርሼቤል ዝኾነ በዓል ስልጣን፣ በቲ ቫይረስ ከምዝተለኽፈ ድሕሪ [...]

ኣስመራ፣ ናይ ውሸባ ግዜ ካብ ዝተኣወጀሉ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ማይ ዘይረኸበ ከባቢታት ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 13 April 2020
ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል ኣብ ኤርትራ ናይ ውሸባ ግዜ ካብ ዝእወጅ፣ ካብ 30 መጋቢት ክሳብ እዛ ስቱድዮ ዝኣተናላ ሰዓት፣ ኣገልግሎት ማይ ዘይረኸበ ከባቢታት ኣስመራ ከ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዕሽሽ ብምባል ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን ትሰጉግ ኣላ
Radio Erena: 13 April 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 10 መዓልታት ኣስታት 3 ሽሕ ኢትይጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰት ፋይናንሻል ታይምስ ኣቃሊሑ።
እታ ሃገር፣ ነዚ ብደረጃ ዓለም ኣስግኡ ዘሎ ለበዳ ኮ [...]

ኢትዮጵያ፣ ሒዛቶ ካብ ዘላ ልኡላዊ ክፋል መሬታ ሱዳን ክትስሕብ’ያ ተባሂሉ
Radio Erena: 12 April 2020
ኢትዮጵያ፣ ካብቲ ንነዊሕ ዓመታት ሒዛቶ ዝጸንሐት፣ ሰፊሕ ክፋል ልኡላዊ መሬት ሱዳን ክትስሕብ ምዃና ኣል ሻርቕ ኣል ኣውሰጥ ስሞም ንዘይጠቐሶም ምንጭታቱ ብምውካስ ኣቃሊሑ።
እቲ ማዕ [...]