Author: amanuel

ኣካላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብከመይ ክሰርሑ ከምዘለዎም ዝዝቲ ዋዕላ ከካዪዱ እዮም
Radio Erena: 08 March 2020
ዝተፈላለዩ ኣካላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብከመይ ክሰርሑ ከምዘለዎም ዝዝቲ ዋዕላ ከካዪዱ እዮም።
እቲ ንዕለት 9ን 10 ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ዋዕላ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣብ [...]

መ. ኢትዮጵያ ኣብ ግብጽን ሱዳንን ንዘለዉ ኣምባሳደራቱ ምጽውዑ፣ ምስቲ ምስ ግብጺ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ዝተኣሳሰር ኣይኮነን ክብል ገሊጹ
Radio Erena: 08 March 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ግብጽን ሱዳንን ንዘለዉ ኣምባሳደራቱ ምጽውዑ፣ ምስቲ ብጉዳይ ፈለግ ናይል ተኣሳሲሩ ምስ ግብጺ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ዝተኣሳሰር ኣይኮነን ክብል ገሊጹ።
ሚድል ኢስት ሞኒቶር [...]

ኣብ ደቡብ ሱዳን ሰፊኑ ዘሎ ብልሽውና ሰማይ ዓሪጉ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 08 March 2020
መራሕቲ ደቡብ ሱዳን ስልጣን ተመቓሪሖም ሓድሽ መንግስቲ ንምምስራት ኣብ ዝዳለዉሉ ዘለዉ እዋን፣ ኣብታ ሃገር ሰፊኑ ዘሎ ብልሽውና ሰማይ ዓሪጉ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ሰበስልጣናት ደቡብ ሱዳን፣ ስልጣኖ [...]
اكتشاف ست حالات اصابة بفيروس كورونا في اسمرا
اذاعة ارينا الدولية الاخبار الخميس 5 مارس 2020
كشفت السلطات الصحية في اسمرا بأن ست حالات اصابة بفيروس كورونا تم اكتشافها في البلاد. وهؤلاء المصابين ه [...]

ኣስመራ፣ 6 ኢጣልያውያን መማህራን ሓደ ቆልዓን ብስግኣት ኮሮና ቫይረስ ተወሺቦም
Radio Erena: 05 March 2020
ኣስመራ፣ 6 ኢጣልያውያን መማህራን ሓደ ቆልዓን ብሰንኪ ስግኣት ኮሮና ቫይረስ ተወሺቦም ምህላዎም ተሓቢሩ።
እቲ ቆልዓ ወዱ ንሓደ ካብቶም መማህራን ናይታ ኣብ ኣስመራ እትርከብ ቤት [...]

ኣብ ኮንተይነር ተዓሺጎም ካብ ቤልጁም ናብ ብሪጣንያን ዝኣተዉ 10 ኤርትራውያን ናብ ሕክምና ተወሲዶም
Radio Erena: 05 March 2020
ኣብ ኮንተይነር ተዓሺጎም፣ ካብ ወደብ ዘብሩግ ናብ ብሪጣንያ ዝሰገሩ 10 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ንመርመራ ናብ ሆስፒታል ከምዝተወስዱ ጸብጻብ ፖሊስ ብምጥቃስ መርበባት ሓበሬታ እታ ሃገር ገሊ [...]

ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት ክሳተፋ ዝመደበቶ ወትሃደራዊ ልምምድ ብሰንኪ ኮሮኖ ቫይረስ ሰሪዛቶ
Radio Erena: 05 March 2020
ህንዲ፣ ኤርትራ እትርከበን 41 ሃገራት፣ ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ባሕሪ ክሳተፋ ዝወጠነቶ መደብ ብሰንኪ ስግኣት ኮሮና ቫይረስ ከምዝሰረዘቶ መንስግቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣስታት 2 [...]
ባንክ ዓለም፣ 5.3 ቢልዮን ዶላር ዕዳ ሶማል ክስረዝ ምዃኑ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 05 March 2020
ባንክ ዓለም፣ ሶማል ንዝጸንሓ 5.3 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዝስርዘላ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንክ ምስ መሻርኽቱ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ቁጠባዊ ዓቕሚ ናይተን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገ [...]

ሱዳን፣ ን13 ሽሕ ናይ ወጻኢ መበቆል ዘለዎም ሱዳናውያን፣ ዜግነት መንጢላ
Radio Erena: 04 March 2020
መንግስቲ ሱዳን፣ ወጻኢ ሃገራት ዝመበቆሎም ኣስታት 13 ሽሕ ሱዳናውያን፣ ዜግነት ከምዝመንጠለት ጋዜጣ ኣል ወጠን ካብ ካርቱም ሓቢራ።
እንተኾነ እዞም ዜግነት ተመንጢሎም ዘለዉ ኣስታ [...]

ኣመሪካ፣ ኣርባዕተ ወትሃደራውያን ጀላቡ ንጂቡቲ ብሓገዝ ኣበርኪታ
Radio Erena: 04 March 2020
ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣመሪካ ንጂቡቲ እትገብሮ ወትሃደራዊ ድጋፍ፣ ኣብዚ ዝሃለፈ ወርሒ ኣርባዕተ ጀላቡ ንሓይሊ ባሕሪ እታ ሃገር ከምዘበርከተት ወትሃደራውያን ምንጭታት ገሊጾም።
እተን [...]