Author: amanuel

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብግዴታ ክቑረጸሎም ዝጸንሐ መጠን ገንዘብ፣ ኣብ ናይ ውሸባ እዋን፣ ገለ ክፋሉ ክምለሰሎም ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 02 April 2020
ሃገራት፣ ብሰንኪ ሕማም ኮረና ቫይረስ ውሸባ ኣብ ዝእውጃሉ ዘለዋ እዋን፣ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኣስታት 30 ሽሕ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ጎኒ ጎኒ ስግኣት 'ቲ ሕማም፣ ጉዳይ ሽቅለት ኣልቦነ [...]

ኣልሸባብ፣ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዘካየዶ መጥቃቲ ብውሕዱ ክልተ ተቐቲሎም
Radio Erena: 02 April 2020
ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ዓስኪሩ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዘካየዶ መጥቃቲ ብውሕዱ ክልተ ተቐቲሎም።
ኣብቲ ብ31 መጋቢት፣ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ሶማል፣ ዞባ ጌዶ፣ ጋ [...]

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ፣ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ንሕማም ኮረና ቫይረስ 500 ሪያል ክኸፍል የገድድ
Radio Erena: 31 March 2020
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ሕማም ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል ነፍሲ ወከፎም 500 ሪያል (ኣስታት 150 ዶላር ኣመሪካ) ክኸፍሉ ከገድድ [...]
زعماء الايقاد يعقدون مؤتمرا عبر الفيديو لمكافحة انتشار وباء كورونا
اذاعة إرينا الدولية: الأخبار الثلاثاء 31 مارس 2020
عقد قادة كل من الصومال والسودان وجيبوتي واثيوبيا وكينيا واوغندا إضافة إلى الأمين العام لمنظمة الاي [...]

መራሕቲ ኢጋድ፣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝገለለ፣ ኣብ ጉዳይ ኮሮና ቫይረስ ዘተኮረ ናይ ቪድዮ ዋዕላ ኣካይዶም
Radio Erena: 31 March 2020
መራሕቲ ሸውዓተ ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ ጉዳይ ኮሮና ቫይረስ ብምትኳር ናይ ቪድዮ ኮንፈረስን ኣካየዶም።
መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲ፣ ሱዳን፣ ሶማል፣ ኡጋንዳ፣ ደቡብ ሱዳንን ኬንያንን ከም [...]

ኣስመራ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኮረና ቫይረስ ህዝባዊ መጓዓዝያታት ደው ምባሉ፣ ሰራሕተኛታት ሕክምና ንጥፈታቶም ይሰናኸል ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 30 March 2020
መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፣ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ፣ ከም ታክሲን ኣውቶቡሳትን ዝኣመሰለ ናይ ብሒቲ ይኹን ናይ መንግስቲ ህዝባዊ መጓዓዝያታት ደው ክብል ከ [...]

UNICEF፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ንምክልኻል ኮሮና ቫይረስ ዝሕግዝ ናውቲ ለጊሱ
Radio Erena: 30 March 2020
ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ (UNICEF)፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ንምክልኻል ኮሮና ቫይረስ ዝሕግዝ ዝተፈላለየ ናዊቲ ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ።
እ [...]

ሶማልያ፣ ብኮሮና ቫይረስ ብከቢድ ንዝተሃስየት ኢጣልያ ንምሕጋዝ 20 ሓካይም ክትልእኽ’ያ
Radio Erena: 29 March 2020
ሶማልያ፣ ብኮረና ቫይረስ ብከቢድ ተሃስያ ንዘላ ኢጣልያ ንምሕጋዝ 20 ሓካይም ክትልእኽ ምዃና መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ንኣፈኛ 'ቲ መንግስቲ፣ እስማዒል ሙክታር ብምጥቅስ ማዕከ [...]

ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእለን ባይታ ንምጥጣሕ ጻዕርታት ይካየድ
Radio Erena: 29 March 2020
ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ኣብ ዝግበር ቃልሲ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእለን ባይታ ንምጥጣሕ ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ዩጋንዳ ዝርከብ ኣህጉራዊ ዩኒቨርሲቲ ካምፓላ [...]

ኢትዮጵያ፤ ‘’ዘተ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ብሰንኪ ምትእትታው ኣመሪካ’ዩ ደው ኢሉ’’
Radio Erena: 29 March 2020
ንጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ዘተ ብሰንኪ ምትእትታው ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ደው ከምዝበለ ተገሊጹ።
ሚኒስተር ሃብቲ [...]