Author: amanuel

1 460 461 462 463 464 562 4620 / 5619
ኣስመራ፣ መዓልታዊ፣ ጽዕነተን ዘይተፈልጠ ነፈርቲ ሕቡራት ኢማራት ይዓልባ

ኣስመራ፣ መዓልታዊ፣ ጽዕነተን ዘይተፈልጠ ነፈርቲ ሕቡራት ኢማራት ይዓልባ

Radio Erena: 14 April 2020 ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ደው ከምዘበለት ኣብ እትገልጽ ኤርትራ፣ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብቀጻሊ ክዓልባን ክበራን ይርኣያ ምህላወን ምንጭታት ኤረ [...]
ምብራቕ ኣፍርቃ፣ ሓድሽ ማዕበል ወራር ዕስለ ኣንበጣ የንጸላልዎ

ምብራቕ ኣፍርቃ፣ ሓድሽ ማዕበል ወራር ዕስለ ኣንበጣ የንጸላልዎ

Radio Erena: 14 April 2020 ካብ መወዳእታ ወርሒ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዙ፣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ከጥቅዕ ዝጀመረ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብዚ ወርሒ'ዚ'ውን ሓድሽ ማዕበል ወራር ጀሚሩ ምህላዉ ው [...]
ሚኒስተር ፍትሒ ሶማል፣ ብሕማም ኮረና ቫይረስ ሞይቱ

ሚኒስተር ፍትሒ ሶማል፣ ብሕማም ኮረና ቫይረስ ሞይቱ

Radio Erena: 14 April 2020 ሚኒስተር ዴ'ታ፣ ሚኒስትሪ ፍትሒ ሶማል ከሊፍ ሙእሚን፣ ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ሞይቱ። እቲ ሚኒስተር ፍትሒ ናይ ዞባ ሆርሼቤል ዝኾነ በዓል ስልጣን፣ በቲ ቫይረስ ከምዝተለኽፈ ድሕሪ [...]
ኣስመራ፣ ናይ ውሸባ ግዜ ካብ ዝተኣወጀሉ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ማይ ዘይረኸበ ከባቢታት ምህላዉ ተገሊጹ

ኣስመራ፣ ናይ ውሸባ ግዜ ካብ ዝተኣወጀሉ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ማይ ዘይረኸበ ከባቢታት ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 13 April 2020 ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል ኣብ ኤርትራ ናይ ውሸባ ግዜ ካብ ዝእወጅ፣ ካብ 30 መጋቢት ክሳብ እዛ ስቱድዮ ዝኣተናላ ሰዓት፣ ኣገልግሎት ማይ ዘይረኸበ ከባቢታት ኣስመራ ከ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዕሽሽ ብምባል ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን ትሰጉግ ኣላ

ስዑዲ ዓረብ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዕሽሽ ብምባል ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን ትሰጉግ ኣላ

Radio Erena: 13 April 2020 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 10 መዓልታት ኣስታት 3 ሽሕ ኢትይጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰት ፋይናንሻል ታይምስ ኣቃሊሑ። እታ ሃገር፣ ነዚ ብደረጃ ዓለም ኣስግኡ ዘሎ ለበዳ ኮ [...]
ኢትዮጵያ፣  ሒዛቶ ካብ ዘላ ልኡላዊ ክፋል መሬታ ሱዳን ክትስሕብ’ያ ተባሂሉ

ኢትዮጵያ፣ ሒዛቶ ካብ ዘላ ልኡላዊ ክፋል መሬታ ሱዳን ክትስሕብ’ያ ተባሂሉ

Radio Erena: 12 April 2020 ኢትዮጵያ፣ ካብቲ ንነዊሕ ዓመታት ሒዛቶ ዝጸንሐት፣ ሰፊሕ ክፋል ልኡላዊ መሬት ሱዳን ክትስሕብ ምዃና ኣል ሻርቕ ኣል ኣውሰጥ ስሞም ንዘይጠቐሶም ምንጭታቱ ብምውካስ ኣቃሊሑ። እቲ ማዕ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ገንዘብ ከዋጽኡ ይሕተቱ

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ገንዘብ ከዋጽኡ ይሕተቱ

Radio Erena: 12 April 2020 ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምምካት ናይ ገንዘብ ሓገዝ ክገብሩ ምሕታቱ፣ ኣብ ሓያሎ ዜጋታት ቁጠዐ ከምዝፈጠረ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም [...]
ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

Radio Erena: 12 April 2020 ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። እቲ ብሓሙስ 9 ሚያዝያ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣንጻር መሰጋገሪ መንግስቲ’ታ ሃገር ኮይኑ፣ ሓይሊ ንናጽነትን [...]
ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ንኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ናይ ሞት ፍርዲ ሂቡ

ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ንኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ናይ ሞት ፍርዲ ሂቡ

Radio Erena: 12 April 2020 ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ምስ ጸላኢ ተሓባቢርኩም ብዝብል ክሲ፣ ንኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ናይ ሞት ፍርዲ ሂቡ። ምስ ስዑዲ ዓረብ ተሓባቢርኩም፣ ከምኡ’ውን ሓቅነት ዘይብሉ ዜና ዘርጊሕኩም ብዝብል [...]
ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ውሸባ፣ንኣሽቱ ናይ ውልቂ ትካላት፣ ንሰራሕተኛታተን ምሉእ ደሞዝ ክኸፍላ ዓቕሚ ከምዘይብለን የማርራ

ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ውሸባ፣ንኣሽቱ ናይ ውልቂ ትካላት፣ ንሰራሕተኛታተን ምሉእ ደሞዝ ክኸፍላ ዓቕሚ ከምዘይብለን የማርራ

Radio Erena: 10 April 2020 ኤርትራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምቁጽጻር ኣብ ዝተኣወጀ ናይ ውሸባ እዋን፣ ንኣሽቱ ናይ ውልቂ ትካላት፣ ንሰራሕተኛታተን ምሉእ ደሞዝ ክኸፍላ ዓቕሚ ከምዘይብለን የማርራ ምህላወን ምንጭታት [...]
1 460 461 462 463 464 562 4620 / 5619