Author: amanuel

1 459 460 461 462 463 562 4610 / 5619
ፕ. ኣል ሲሲ፣ ንጉዳይ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ናብ መራሕቲ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ መልእኽቲ ይሰድድ

ፕ. ኣል ሲሲ፣ ንጉዳይ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ናብ መራሕቲ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ መልእኽቲ ይሰድድ

Radio Erena: 19 April 2020 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፋታሕ ኣል ሲሲ፣ ንጉዳይ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ናብ መራሕቲ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ መልእኽቲ ይሰድድ ኣሎ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሳምሕ ሹክሪ ብኣካል እንዳዞረ [...]

رغم الحظر على الطيران مطار اسمرا يستقبل طائرات شحن إماراتية

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الخميس 16 ابريل 2020 تفيد مصادر موثوقة لإذاعة إرينا من اسمرا بأنه ورغم حظر الطيران الذي تفرضه ارتريا على الطيران في إجرا [...]
ኣብ መዓስከር ሕጻጽ ዝርከቡ ልዕሊ 13 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ መወዳእታ’ዚ ወርሒ ክግዕዙ ክጅምሩ’ዮም

ኣብ መዓስከር ሕጻጽ ዝርከቡ ልዕሊ 13 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ መወዳእታ’ዚ ወርሒ ክግዕዙ ክጅምሩ’ዮም

Radio Erena: 16 April 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ፣ መዓስከር ሕጻጽ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብተን ካልኦት መዓስከራት ንምብታኖም ዝግብር ዘሎ ምንቅስቓስ ንለበዳ ኮረና ቫይረስ ከየቃልዖም ዘስግእ ም [...]
ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 13 ሃገራት፣ ንሚኒስትሪ ጥዕና ዝመርሓ ዘለዋ ደቂንስትዮ’የን

ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 13 ሃገራት፣ ንሚኒስትሪ ጥዕና ዝመርሓ ዘለዋ ደቂንስትዮ’የን

Radio Erena: 16 April 2020 ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ምምካት ተጸሚዳ ኣብ ዘላ ኣህጉርና ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ሓዊስካ፣ ኣብ 13 ሃገራት ንሚኒስትሪ ጥዕና ዝመርሓ ዘለዋ ደቂንስትዮ ምዃነን ተገሊጹ። ካብ 55 ሃገራት ኣ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 15 ሜትሪክ ቶን ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ናብ ኢትዮጵያ ልኢኻ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 15 ሜትሪክ ቶን ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ናብ ኢትዮጵያ ልኢኻ

Radio Erena: 16 April 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 15 ሜትሪክ ቶን ዝግመት ናውቲ ሕክምና ናብ ኢትዮጵያ ከምዝልኣኸት ተገሊጹ። እቲ ከም ጓንቲ፣ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ማስክ ካልእ ንሰብ ሞያ ሕክምና ብኮረና ቫይረ [...]
ጂቡቲ፣ ንኢትዮጵያ፣ ናብ ዝሰድድ ዝቐንዐ፣ ናጻ  ኣገልግሎታት ወደብ ክትህብ’ያ

ጂቡቲ፣ ንኢትዮጵያ፣ ናብ ዝሰድድ ዝቐንዐ፣ ናጻ ኣገልግሎታት ወደብ ክትህብ’ያ

Radio Erena: 15 April 2020 ጂቡቲ፣ ንኢትዮጵያ ናብ ሰድድ ዝቐንዐ፣ ናይ ካርጎ ኮንተይነራት ዝራገፈሉን ዝጸዓነሉን ተርሚናልን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ዘጠቃለለ ኣገልግሎታት ወደብ ብናጻ ክትህብ ምዃና በዓል መዚ ኣገል [...]
ዋጋ ሓደ በርሚል ነዳዲ ናብ ኣስታት 20 ዶላር ኣንቆልቝሉ

ዋጋ ሓደ በርሚል ነዳዲ ናብ ኣስታት 20 ዶላር ኣንቆልቝሉ

Radio Erena: 15 April 2020 ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዕዳጋታት ዓለም ብኸቢድ ኣብ ዝወድቐሉ ዘሎ እዋን፣ ዋጋ ሓደ በርሚል ነዳዲ ናብ ኣስታት 20 ዶላር ኣንቖልቝሉ። ዋጋ ነዳዲ ካብ መፋርቕ ወርሒ መጋቢት ኣ [...]
ቦትስዋና፣ ናይ ውሸባ እዋን ድሕሪ ምእዋጁ፣ ኣብ 7 መዓልታት 22 ጾታዊ ዓመጽ ተመዝጊቡ

ቦትስዋና፣ ናይ ውሸባ እዋን ድሕሪ ምእዋጁ፣ ኣብ 7 መዓልታት 22 ጾታዊ ዓመጽ ተመዝጊቡ

Radio Erena: 15 April 2020 ኣብ ቦትስዋና፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ፣ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ካብ ገዝኡ ከይወጽእ ድሕሪ ዝተመሓላለፈ ኣዋጅ፣ ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ መዓልታት 22 ገበናት ጾታዊ ዓመጽ ከምዝተመዝገበ ንም [...]

الموت يغيب الناشطة الحقوقية الارترية منى مصطفى عبده

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الاربعاء 14 ابريل 2020 غيب الموت في لندن يوم السبت الماضي الحادي عشر من ابريل الجاري الناشطة الحقوقية والداعية الاسلامية [...]
ውድብ ጥዕና ዓለም ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝለገሶ ናውቲ ሕክምና ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ውድብ ጥዕና ዓለም ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝለገሶ ናውቲ ሕክምና ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

Radio Erena: 14 April 2020 ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ንኤርትራ፣ ጂቡቲ፣ ሱዳንን ሶማልንን ዝለገሶ ናውቲ ሕክምና ሎሚ 14 ሚያዝያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተወ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደ ሚልዮን መሸፈኒ ኣፍን ኣንጫን ማስክ [...]
1 459 460 461 462 463 562 4610 / 5619