Author: amanuel
![ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ባሕረኛታት፣ ብሓገዝ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ከምዝተፈትሑ ዲፕሎማሰኛታት ኣሚቶም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ባሕረኛታት፣ ብሓገዝ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ከምዝተፈትሑ ዲፕሎማሰኛታት ኣሚቶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Turkish-Sailors-1.png)
ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ባሕረኛታት፣ ብሓገዝ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ከምዝተፈትሑ ዲፕሎማሰኛታት ኣሚቶም
Radio Erena: 23 June 2020
ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ብምስጢር ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ባሕረኛታት፣ ብሓገዝ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ክፍትሑ ከምዝኽኣሉ ዲፕሎማሰኛታት ኣሚቶ [...]
![“ካብ ማእሰርቲ ሊብያ ናብ ኣስመራ ክምለሱ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ዝተረኽቡ ኤርትራውያን ሃዲሞም” “ካብ ማእሰርቲ ሊብያ ናብ ኣስመራ ክምለሱ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ዝተረኽቡ ኤርትራውያን ሃዲሞም”](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Libya-det-Center.jpg)
“ካብ ማእሰርቲ ሊብያ ናብ ኣስመራ ክምለሱ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ዝተረኽቡ ኤርትራውያን ሃዲሞም”
Radio Erena: 22 June 2020
ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ዝርከብ ኣብያተ ማእሰርቲ ተዳጕኖም ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ገሊኦም ናብ ግዝያዊ መጽንሒ መዓስከራት ቻድን ርዋንዳን ክሰጋገሩ እንከለዉ፣ ናብ ኤርትራ ዝተመ [...]
![ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢጋድ 67 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ለጊሱ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢጋድ 67 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ለጊሱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/EU.jpg)
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢጋድ 67 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ለጊሱ
Radio Erena: 22 June 2020
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ሃገራት ኢጋድ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ዝገብርኦ ንዘለዋ ጻዕሪ ንምድጋፍ 67.4 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪቱ።
እቲ ሓገዝ፣ ንለበዳ እቲ ሕማም ብዝያዳ ዝተቓል [...]
![ዝሓለፈት ዓመት፣ ኣስታት 80 ሚልዮን ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎም ዝሓለፈት ዓመት፣ ኣስታት 80 ሚልዮን ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/displaced.jpg)
ዝሓለፈት ዓመት፣ ኣስታት 80 ሚልዮን ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎም
Radio Erena: 22 June 2020
ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት፣ ብቀዳም 20 ሰነ፣ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ።
እዛ ዕለት፣ ዓለምና ንለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ምምካት ተጸሚዳትሉ ኣብ ዘላ እዋን ትዝከር ምህላዋ፣ [...]
![ሶማል፣ ኣብ ክልተ ከተማታት መጥቃዕቲ ተኻይዱ ሶማል፣ ኣብ ክልተ ከተማታት መጥቃዕቲ ተኻይዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/somal-2.jpg)
ሶማል፣ ኣብ ክልተ ከተማታት መጥቃዕቲ ተኻይዱ
Radio Erena: 22 June 2020
ኣብ ደቡብን ማእከልን ሶማል ኣብ ዝርከባ ክልተ ከተማታት ብዝተኻየደ መጥቃዕታት፣ ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም።
እቲ ብቀዳምን ሰንበትን፣ ኣብ ከተማታት ዋንላዋይንን ባሓዳዋይንን፣ [...]
![20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ተዘኪራ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ተዘኪራ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/candle20.jpg)
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ተዘኪራ
Radio Erena: 21 June 2020
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ተዘኪራ።
ኤርትራውያን ውድባት፣ ምንቅስቓሳትን ተጣበቕቲ መሰላትን ናብ ራድዮ ኤረና ኣብ ዝሰደድዎ መልእኽቲ፣ ሰማእ [...]
መንግስቲ ኤርትራ መህነጺ ጽርጊያ ዝዓለመ ካብ ሕ.ኤ. ዝሓተቶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ተነጺጉ
Radio Erena: 21 June 2020
መንግስቲ ኤርትራ መህነጺን መጸገኒን ጽርጊያ ዝዓለመ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝሓተቶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ፣ እቲ ሕብረት ነጺጉዎ።
ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ጉዳያት ወጻኢ ፖሊሲ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ [...]
![ኣብ ኤርትራ ተቐዪዶም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ሃንደስቲ ባሕሪ፣ ናጻ ወጺኦም ኣብ ኤርትራ ተቐዪዶም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ሃንደስቲ ባሕሪ፣ ናጻ ወጺኦም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/turkishsailors.jpg)
ኣብ ኤርትራ ተቐዪዶም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ሃንደስቲ ባሕሪ፣ ናጻ ወጺኦም
Radio Erena: 21 June 2020
ኣብ ኤርትራ ተቐዪዶም ዝጸንሑ ሰለስተ ቱርካውያን ሃንደስቲ ባሕሪ፣ ናጻ ወጺኦም ክብል ማዕከን ሓበሬታ ኣናዶሉ ገሊጹ።
እቲ ኣገልግሎት ዜና ኣብ ናይ 20 ሰነ ሕታሙ ኣብ ዘስፈሮ ሓበሬታ፣ ሚኒስ [...]
![ኤርትራ፣ ንሓደ ኪሎ ስርናይ 4 ዶላር፣ ንሓንቲ ሊትሮ ዘይቲ ኣስታት 8 ዶላር ይሽየጥ ኣሎ ኤርትራ፣ ንሓደ ኪሎ ስርናይ 4 ዶላር፣ ንሓንቲ ሊትሮ ዘይቲ ኣስታት 8 ዶላር ይሽየጥ ኣሎ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Asmara-Grain-market.png)
ኤርትራ፣ ንሓደ ኪሎ ስርናይ 4 ዶላር፣ ንሓንቲ ሊትሮ ዘይቲ ኣስታት 8 ዶላር ይሽየጥ ኣሎ
Radio Erena: 19 June 2020
ኤርትራ፣ ኣብ ርእሲ'ቲ ዝጸንሐ ከቢድ ናይ መነባብሮ ጸገማት፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ከም ዘይትን ሽኮርን ዝኣመሰለ መሰረታዊ መግብታት ንምርካብ ተጸጊሙ ከምዘሎ ነበርቲ ከተማ [...]
![ፕረዚደንት ሶማል፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራ ናብ ዘተ ክሳተፉ ዓዲሙ ፕረዚደንት ሶማል፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራ ናብ ዘተ ክሳተፉ ዓዲሙ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Somali-President.png)
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራ ናብ ዘተ ክሳተፉ ዓዲሙ
Radio Erena: 19 June 2020
ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ኩሎም መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራት፣ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ክሳተፉ ወግዓዊ ዕድመ ኣቕሪቡሎም።
እቲ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ጸጥታ ዘተኮረ ዋዕላ፣ ኣብ [...]