Author: amanuel
![ኣብ ሱዳን፣ ዝተተምየነ ባጤራ ከከፋፍሉ ዝጸንሑ ኣካላት ከምዝተታሕዙ፣ ክፍሊ ስለያ እታ ሃገር ኣፍሊጡ ኣብ ሱዳን፣ ዝተተምየነ ባጤራ ከከፋፍሉ ዝጸንሑ ኣካላት ከምዝተታሕዙ፣ ክፍሊ ስለያ እታ ሃገር ኣፍሊጡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/currency.jpg)
ኣብ ሱዳን፣ ዝተተምየነ ባጤራ ከከፋፍሉ ዝጸንሑ ኣካላት ከምዝተታሕዙ፣ ክፍሊ ስለያ እታ ሃገር ኣፍሊጡ
Radio Erena: 08 July 2020
ኣብ ሱዳን፣ ዝተተምየነ ባጤራታት ከከፋፍሉ ዝጸንሑ ኣካላት ከምዝሓዘተ ክፍሊ ስለያ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ ክፍሊ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ እቲ ምኩራት ኣባላት ዘለዎ ዝተተምየነ ናይ [...]
![ን29 ዓመታት፣ ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢጣልያ ዝተዓቝቡ ክልተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ስርዓት ደርግ ነበር፣ ምሕረት ክግብረሎም ተሓቲቱ ን29 ዓመታት፣ ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢጣልያ ዝተዓቝቡ ክልተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ስርዓት ደርግ ነበር፣ ምሕረት ክግብረሎም ተሓቲቱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/ethiopia.jpg)
ን29 ዓመታት፣ ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢጣልያ ዝተዓቝቡ ክልተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ስርዓት ደርግ ነበር፣ ምሕረት ክግብረሎም ተሓቲቱ
Radio Erena: 08 July 2020
ን29 ዓመታት፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢጣልያ ተዓቝቦም ዝርከቡ፣ ክልተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ስርዓት ደርግ ነበር ምሕረት ክግበረሎም ዝሓትት ደብዳቤ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵ [...]
![تعيين سفير اسرائيلي من اصل عربي لدى ارتريا تعيين سفير اسرائيلي من اصل عربي لدى ارتريا](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/khaldi.jpg)
تعيين سفير اسرائيلي من اصل عربي لدى ارتريا
اذاعة ارينا الدولية الاخبار: الثلاثاء 7 يوليو 2020
اعلنت لجنة التعيينات بوزارة الخارجية الاسرائيلية تعيين الاسرائيلي من اصل عربي اسماعيل الخالدي [...]
![ብሰንኪ ናይ ዓረብ መበቆሉ፣ ብሓይልታት ጸጥታ ግፍዕታት ከምዝበጽሖ ዝተገልጸ እስራኤላዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ኣብ ኤርትራ ኣምባሳደር ኮይኑ ተመዲቡ ብሰንኪ ናይ ዓረብ መበቆሉ፣ ብሓይልታት ጸጥታ ግፍዕታት ከምዝበጽሖ ዝተገልጸ እስራኤላዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ኣብ ኤርትራ ኣምባሳደር ኮይኑ ተመዲቡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/Ishmael-Khaldi.jpg)
ብሰንኪ ናይ ዓረብ መበቆሉ፣ ብሓይልታት ጸጥታ ግፍዕታት ከምዝበጽሖ ዝተገልጸ እስራኤላዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ኣብ ኤርትራ ኣምባሳደር ኮይኑ ተመዲቡ
Radio Erena: 06 July 2020
ዝሓለፈ ወርሒ፣ ሓይልታት እስራኤል ኣብ ከተማ ኢዮርሳሌም ብዙሕ ግፍዕታት ከምዘውረድሉ ዝተገልጸ፣ እስራኤላዊ ዲፕሎማሰኛ፣ እስማዒል ኻልዲ፣ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኤርትራ ኮይኑ ከምዝተመ [...]
![መርገጺ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ናይል እትሃንጾ ዘላ ዲጋ እንታይ’ዩ? መርገጺ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ናይል እትሃንጾ ዘላ ዲጋ እንታይ’ዩ?](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/Issaias.png)
መርገጺ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ናይል እትሃንጾ ዘላ ዲጋ እንታይ’ዩ?
Radio Erena: 05 July 2020
ግብጺን ኢትዮጵያን፣ ብጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ብዝምልከት ኣብ ወጥሪ ከምዘለዋ ዝፍለጥ'ዩ።
ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ እዋን፣ ግብጺ፣ ዲፕሎማስያዊ፣ ፖለቲካውን እንተ [...]
![13 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ካብ መንግስቲ ማልታ ካሕሳ ሓቲቶም 13 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ካብ መንግስቲ ማልታ ካሕሳ ሓቲቶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/aps_boat.jpg)
13 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ካብ መንግስቲ ማልታ ካሕሳ ሓቲቶም
Radio Erena: 05 July 2020
13 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ካብ መንግስቲ ማልታ ካሕሳ ሓቲቶም።
እቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ብጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ዝሰግሩሉ ዝነበሩ እዋን፣ ብሓለዋ [...]
![ኢትዮጵያ፤ ቁጽሪ ምዉታት ናብ 166 ክብ ኢሉ ኢትዮጵያ፤ ቁጽሪ ምዉታት ናብ 166 ክብ ኢሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/hachala6.jpg)
ኢትዮጵያ፤ ቁጽሪ ምዉታት ናብ 166 ክብ ኢሉ
Radio Erena: 05 July 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ቅትለት ስነጥበባዊ ሃጫሉ ሁዴሳ ስዒቡ ዝተላዕለ ግጭት ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 166 ክብ ኢሉ ከምዘሎ፣ ምንጭታት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን።
ኮሚሽነር ፖሊስ ዞባ [...]
![ማሕበር ሰብ ሞያ ሱዳን፣ ኣባልነቱ ካብ ልፍንቲ መሰጋገሪ መንግስቲ ስሒቡ ማሕበር ሰብ ሞያ ሱዳን፣ ኣባልነቱ ካብ ልፍንቲ መሰጋገሪ መንግስቲ ስሒቡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/sudan1.jpg)
ማሕበር ሰብ ሞያ ሱዳን፣ ኣባልነቱ ካብ ልፍንቲ መሰጋገሪ መንግስቲ ስሒቡ
Radio Erena: 05 July 2020
ማሕበር ሰብ ሞያ ሱዳን፣ ኣባልነቱ ካብቲ ልፍንቲ መስሪቱ ብሞያውያን ክንቀሳቐስ ዝጸንሐ ክፋል ግዚያዊ መንግስቲ ከምዝሰሓበት ኣፍሊጡ።
ከምዝዝከር፣ ንዑመር ኣልበሽር ካብ ስልጣኑ ዝዓለወ ምን [...]
![المقررة الخاصة لحقوق الانسان لارتريا تطالب الحكومة بتوفير الغذاء للشعب المقررة الخاصة لحقوق الانسان لارتريا تطالب الحكومة بتوفير الغذاء للشعب](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/EbxHKoWUwAMo1h3.jpg)
المقررة الخاصة لحقوق الانسان لارتريا تطالب الحكومة بتوفير الغذاء للشعب
ذاعة ارينا الدولية: الاخبار الجمعة 3 يوليو 2020
في تقرير خاص قدمته السيدة دانيلا كرافيز المقررة الخاصة لحقوق الانسان لارتريا للدورة الرابعة [...]
![ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርትራ 19 ሚልዮን ኤውሮ ህጹጽ ሓገዝ ኣበርኪቱ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርትራ 19 ሚልዮን ኤውሮ ህጹጽ ሓገዝ ኣበርኪቱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/EUIssu.png)
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርትራ 19 ሚልዮን ኤውሮ ህጹጽ ሓገዝ ኣበርኪቱ
Radio Erena: 03 July 2020
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርትራ 19.7 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ከምዘበርከተ ኣፍሊጡ።
እቲ ዝተበርከተ ሓገዝ፣ ኣብ ትግባረ ወቕታዊ እማመታት፣ ኣብ ምብርባር ቁጠባ፣ ምፍጣር ናይ ስራሕ ዕድላት [...]