Author: amanuel
![ሃገራዊ ባይቶ ቻድ፣ ን30 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንዝርከብ ፕረዚደንት፣ ናይ ፊልድ ማርሻል ማዕረግ ሂቡ ሃገራዊ ባይቶ ቻድ፣ ን30 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንዝርከብ ፕረዚደንት፣ ናይ ፊልድ ማርሻል ማዕረግ ሂቡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/President-Chad.png)
ሃገራዊ ባይቶ ቻድ፣ ን30 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንዝርከብ ፕረዚደንት፣ ናይ ፊልድ ማርሻል ማዕረግ ሂቡ
Radio Erena: 12 August 2020
ሃገራዊ ባይቶ ቻድ፣ ነታ ሃገር ን30 ዓመታት ንዝመርሐ ፕረዚደንት እድሪስ ደቢ፣ ዝልዓለ ወትሃደራዊ ማዕረግ – ፊልድ ማርሻል ሂቡዎ።
እቲ ባይቶ፣ ነቲ ፕረዚደንት ናይ ፊልድ ማርሻ [...]
![Abiy Ahmed: a duel on slippery grounds Abiy Ahmed: a duel on slippery grounds](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Abiy-Ahmed.png)
Abiy Ahmed: a duel on slippery grounds
Radio Erena: 12 August 2020
Abiy Ahmed’s swift move against the Oromo political heavyweight Lemma Megerssa reveals the contours of the forthcom [...]
![ኤርትራ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ ኣብ ቁጠባን ፊናንስን ዝወሰዶ ስጉምታት ከምዘየለ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ኣመልኪቱ ኤርትራ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ ኣብ ቁጠባን ፊናንስን ዝወሰዶ ስጉምታት ከምዘየለ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ኣመልኪቱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Eri-IMF.png)
ኤርትራ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ ኣብ ቁጠባን ፊናንስን ዝወሰዶ ስጉምታት ከምዘየለ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ኣመልኪቱ
Radio Erena: 12 August 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ ኣብ ቁጠባን ፊናንስን ዝተወስደ ስጉምቲ ከምዘየለ እዋናዊ ጸብጻብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ኣመልኪቱ።
እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ት [...]
![ሞውሪሸስ፣ ዘጋጠመ ሓደጋ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ክሊ ማያት በኪሉ ሞውሪሸስ፣ ዘጋጠመ ሓደጋ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ክሊ ማያት በኪሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Maurituis-tanker.png)
ሞውሪሸስ፣ ዘጋጠመ ሓደጋ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ክሊ ማያት በኪሉ
Radio Erena: 12 August 2020
ካብ ቻይና ተበጊሳ ናብ ብራዚል ትጓዓዝ ነበረት ናይ ጃፓን ናይ ጽዕነት መርከብ ኣብ ከባቢ ሞውሪሸስ ምስ ኮራል ከምዝተጋጨወት ተገሊጹ።
እታ መርከብ ብ25 ሓምለ ምስ ኮራል ድሕሪ [...]
![ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣንጎላ ቅድሚ 17 ዓመታት ዝተሰርቀት ነፋሪት ዛጊት ደሃያ ኣይተረኽበን ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣንጎላ ቅድሚ 17 ዓመታት ዝተሰርቀት ነፋሪት ዛጊት ደሃያ ኣይተረኽበን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Stolen-Beoing.png)
ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣንጎላ ቅድሚ 17 ዓመታት ዝተሰርቀት ነፋሪት ዛጊት ደሃያ ኣይተረኽበን
Radio Erena: 12 August 2020
ነፋሪት ኣብ በረራ እንከላ ተጨውያ ክበሃል ኣብ ማዕከናት ዜና ክስማዕ ንቡር እዩ። ነፋሪት ተሰሪቓ ብድሕሪኡ ኣበይ ከምዝኣተወት ኣይተፈልጠን ክበሃል ግን ሰሚዕኩም ትፈልጡ ዶ?
ብ2 [...]
![መርሃዊ ቅዱስ፣ ንዙር ፈረንሳ መዳለዊ ኣብ ዝብሃል ናይ ኣርሓታት ቅድድም Critérium du Dauphiné ክወዳደር’ዩ መርሃዊ ቅዱስ፣ ንዙር ፈረንሳ መዳለዊ ኣብ ዝብሃል ናይ ኣርሓታት ቅድድም Critérium du Dauphiné ክወዳደር’ዩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Merhawi-Astana.png)
መርሃዊ ቅዱስ፣ ንዙር ፈረንሳ መዳለዊ ኣብ ዝብሃል ናይ ኣርሓታት ቅድድም Critérium du Dauphiné ክወዳደር’ዩ
Radio Erena: 11 August 2020
ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ፣ ንዙር ፈረንሳ መዳለዊ'ዩ ተባሂሉ ኣብ ዝግለጽ ውድድር Critérium du Dauphiné ክቀዳደም'ዩ።
እዚ ምስ ካዛኪስታናዊት ክለብ ቅድድም ብሽክለታ [...]
![ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብወለንትኦም ስልጣን ዝሓድጉ ሓለፍቲ ምብዝሖም ኣብቲ መንግስቲ እምነት ከምዘየለ ዘግህድ’ዩ ተባሂሉ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብወለንትኦም ስልጣን ዝሓድጉ ሓለፍቲ ምብዝሖም ኣብቲ መንግስቲ እምነት ከምዘየለ ዘግህድ’ዩ ተባሂሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/nonpartisian.jpg)
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብወለንትኦም ስልጣን ዝሓድጉ ሓለፍቲ ምብዝሖም ኣብቲ መንግስቲ እምነት ከምዘየለ ዘግህድ’ዩ ተባሂሉ
Radio Erena: 11 August 2020
ኢትዮጵያ፣ ስልጣኖም ብወለንትኦም ዝሓድጉ ሓለፍቲ እናበዝሑ ምምጽኦም፣ ሕቶታት ከምዘልዓለ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ።
ኣብዚ እዋን'ዚ ብደረጃ ኮሚሽነራት፣ ኣብ መንግስታዊ [...]
![UPDATED: ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚር ኑባን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 30 ሰባት ተቐቲሎም UPDATED: ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚር ኑባን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 30 ሰባት ተቐቲሎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/nuba.jpg)
UPDATED: ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚር ኑባን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 30 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 11 August 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚርን ኑባን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 30 ሰባት ከምዝተቐትሉን 10ታት ድማ ከምዝቖሰሉን ኮሚተ ሓካይም ናይቲ ዞባ ሓቢሮም።
እቲ ኣብዚ [...]
![ናይ ሎሚ ሰኑይ 10 ነሓሰ 2020 ፈነወና ናይ ሎሚ ሰኑይ 10 ነሓሰ 2020 ፈነወና](https://img.youtube.com/vi/jVJBrk90h_0/hqdefault.jpg)
ናይ ሎሚ ሰኑይ 10 ነሓሰ 2020 ፈነወና
https://www.youtube.com/watch?v=jVJBrk90h_0&list=PLyAPiiyVNTY31Bpak3yzMOJkY32LjD86s&index=1 [...]
![ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ተቛሪጹ ዝጸንሐ መጓዓዝያ መሬትን ኣየርን ኢትዮ- ጂቡቲ ዳግም ክጅምር’ዩ ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ተቛሪጹ ዝጸንሐ መጓዓዝያ መሬትን ኣየርን ኢትዮ- ጂቡቲ ዳግም ክጅምር’ዩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Ethiopian-Trucks-from-Djibouti.png)
ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ተቛሪጹ ዝጸንሐ መጓዓዝያ መሬትን ኣየርን ኢትዮ- ጂቡቲ ዳግም ክጅምር’ዩ
Radio Erena: 10 August 2020
ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ተዓጽዩ ዝጸንሐ ዶባት ኢትዮጵያን ጂቡቲን ናብ ንቡር ንጥፈታቱ ክምለስ ክልቲኤን ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ምርድዳእ ከምዝበጽሓ ኣፍሊጠን።
ድሕሪ'ቲ ዝተበጽሐ ስም [...]