Author: amanuel
![ምብራቕ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ግጭታት ናይ ቀቢላ ዘይኮነ ፖለቲከኛታት ዘጎሃሃርዎ ምዃኑ ተገሊጹ ምብራቕ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ግጭታት ናይ ቀቢላ ዘይኮነ ፖለቲከኛታት ዘጎሃሃርዎ ምዃኑ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Kessela-protest.jpg)
ምብራቕ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ግጭታት ናይ ቀቢላ ዘይኮነ ፖለቲከኛታት ዘጎሃሃርዎ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 24 August 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝጎሃሃር ዘሎ ግጭታት፣ ቀቢላዊ ዘይኮነ ፖለቲከኛታት ዘጎሃሃርዎን ፖለቲካዊ ዕላማ ዘለዎን ምዃኑ ተገሊጹ።
እዚ ዝተገልጸ፣ ካብ ብሄር [...]
![‘ብምኽንያት ባጀት፣ መዓስከር ስደተኛታት ሕጻጽ ምዕጻው፣ ምኽኑይ ኣይኮነን’ ተጸዋዒ ስደተኛታት ‘ብምኽንያት ባጀት፣ መዓስከር ስደተኛታት ሕጻጽ ምዕጻው፣ ምኽኑይ ኣይኮነን’ ተጸዋዒ ስደተኛታት](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Hitsats.jpg)
‘ብምኽንያት ባጀት፣ መዓስከር ስደተኛታት ሕጻጽ ምዕጻው፣ ምኽኑይ ኣይኮነን’ ተጸዋዒ ስደተኛታት
Radio Erena: 23 August 2020
ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ሕጻጽ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ’ተን ካልኦት ክልተ መዓስከራት ንምግዕዓዞም ዝተወጠነ መደብ፣ ምስ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣዝዩ ሓደገኛ ምዃኑ ተገሊጹ።
መንግ [...]
![ደቡብ ሱዳን፤ ገንዘብ ጽዒና ትበርር ዝነበረት ነፋሪት ወዲቓ ደቡብ ሱዳን፤ ገንዘብ ጽዒና ትበርር ዝነበረት ነፋሪት ወዲቓ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/s_sudan-planecrush.jpg)
ደቡብ ሱዳን፤ ገንዘብ ጽዒና ትበርር ዝነበረት ነፋሪት ወዲቓ
Radio Erena: 23 August 2020
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ጥረ ገንዘብ ጽዒና ትበርር ዝነበረት ነፋሪት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ ሸውዓተ ሰባት ከምዝሞቱ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
እታ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ከተማ ጁባ ተ [...]
![ቆንስል ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ፕረስ ብዝምልከት ዘተ ኣካዪዱ ቆንስል ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ፕረስ ብዝምልከት ዘተ ኣካዪዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Ethi_cabinet.jpg)
ቆንስል ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ፕረስ ብዝምልከት ዘተ ኣካዪዱ
Radio Erena: 23 August 2020
ቆንስል ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ፕረስ እታ ሃገር ብዝምልከት ዘተ ኣካዪዱ።
መበል 88 ስሩዕ ኣኼባ’ቲ ቆንስል ብቪድዮ ኮንፈረንስ ኣብ ዝተኻየደሉ፣ ንሕጊ ፕረስ ክግበረሉ ዘለዎ ምቅይ [...]
![End High School in Sawa End High School in Sawa](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/End-High-School-in-Sawa.png)
End High School in Sawa
Radio Erena: 21 August 2020
In March 1988, the Eritrean People’s Liberation Army (EPLA) infiltrated the positions of several Ethiopian units de [...]
![“ኣፍሪቃ፣ ናይ መራሕቲ ምቅይያር እንተዘይኮኑ ኣብ ኩነታተን ዝተለወጠ ነገረ የለን” “ኣፍሪቃ፣ ናይ መራሕቲ ምቅይያር እንተዘይኮኑ ኣብ ኩነታተን ዝተለወጠ ነገረ የለን”](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Abiy-Munangawa-2.png)
“ኣፍሪቃ፣ ናይ መራሕቲ ምቅይያር እንተዘይኮኑ ኣብ ኩነታተን ዝተለወጠ ነገረ የለን”
Radio Erena: 21 August 2020
ኣብዘን ዝሓለስ ሰለስተ ዓመታት፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ መራሕቲ ምቅይያር እኳ እንተተራእየ፣ ኣብ ኩነታት እተን ሃገራትን ግና ዝተለወጠ ነገረ ከምዘየለ ማዕከን ዜና መይል ኤን [...]
![ሶማል፣ ህዝቢ ንምንቛት ክሰርሕ ጸንሑ ዝተባህለ ዳይረክተር ትካል ግብረ ሰናይ ካብታ ሃገር ተሰጕጉ ሶማል፣ ህዝቢ ንምንቛት ክሰርሕ ጸንሑ ዝተባህለ ዳይረክተር ትካል ግብረ ሰናይ ካብታ ሃገር ተሰጕጉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Care-Somalia-1.png)
ሶማል፣ ህዝቢ ንምንቛት ክሰርሕ ጸንሑ ዝተባህለ ዳይረክተር ትካል ግብረ ሰናይ ካብታ ሃገር ተሰጕጉ
Radio Erena: 21 August 2020
መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ጉዳይ ጣልቃ ብምእታው፣ ናዕቢ ከሳውር ጸኒሑ ንዝበሎ ዳይረክተር CARE ናይ ዝተባህለ ማሕበር ግብረ ሰናይ፣ ካብታ ሃገር ክስጎግ ኣዚዙ።
ሚ [...]
![“ኣብያተ ማእሰርቲን መደበር ታዕሊም ሳዋን እቲ ዝበለጸ መወሸቢ ማእከል’ዩ ዝብል ኣሽካዕላል ህግደፍ ንዜጋታት ናብ ዘይተደልየ ተደራቢ ሓደጋ የቃልዕ ኣሎ።” ኣቶ መስፍን ሓጎስ “ኣብያተ ማእሰርቲን መደበር ታዕሊም ሳዋን እቲ ዝበለጸ መወሸቢ ማእከል’ዩ ዝብል ኣሽካዕላል ህግደፍ ንዜጋታት ናብ ዘይተደልየ ተደራቢ ሓደጋ የቃልዕ ኣሎ።” ኣቶ መስፍን ሓጎስ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Ato-Mesfn-Hagos.png)
“ኣብያተ ማእሰርቲን መደበር ታዕሊም ሳዋን እቲ ዝበለጸ መወሸቢ ማእከል’ዩ ዝብል ኣሽካዕላል ህግደፍ ንዜጋታት ናብ ዘይተደልየ ተደራቢ ሓደጋ የቃልዕ ኣሎ።” ኣቶ መስፍን ሓጎስ
Radio Erena: 20 August 2020
ኣብያተ ማእሰርቲን መደበር ታዕሊም ሳዋን፣ ኣብ እዋን ኮረና ቫይረስ እቲ ዝበበለጸ መወሸቢ ማእከል'ዩ ዝብል ኣሽካዕላል ሰበ ስልጣን ህግደፍ፣ ንህይወት ዜጋታት ናብ ዘይተደልየ ተደራቢ [...]
![ሶማሊላንድ፣ ወደብ በርበራ ናይ ምስፋሕ መደብ ተዛዚሙ ሶማሊላንድ፣ ወደብ በርበራ ናይ ምስፋሕ መደብ ተዛዚሙ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Berbera-port.png)
ሶማሊላንድ፣ ወደብ በርበራ ናይ ምስፋሕ መደብ ተዛዚሙ
Radio Erena: 20 August 2020
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝርከብ ወደብ በርበራ፣ ብናይ ዱባይ ኩባንያ DP World ክካየደሉ ዝጸንሐ ናይ ምጽጋንን ምስፋሕን መደባት ተዛዚሙ።
እቲ ወደብ ናይ ኣስታት 250 [...]
![“ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበለ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ካብ ስልጣኑ ተሰጕጉ “ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበለ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ካብ ስልጣኑ ተሰጕጉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Sudan-Israel.png)
“ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበለ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ካብ ስልጣኑ ተሰጕጉ
Radio Erena: 19 August 2020
"ሱዳን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት'ያ" ዝበለ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እ ሃገር፣ ኣምባሳደር ሓይደር ባዳዊ ሳድቅ ካብ መዝነቱ ከምዝተሰጎገ ተሓቢሩ።
[...]