Author: amanuel

1 420 421 422 423 424 564 4220 / 5633
ኤርትራ፣ ኣብ ምጥፋእ መሃይምነት ዕዉት ንጥፈታት ካብ ዘካየዳ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ምዃና ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ኣብ ምጥፋእ መሃይምነት ዕዉት ንጥፈታት ካብ ዘካየዳ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ምዃና ተገሊጹ

Radio Erena: 10 September 2020 ኤርትራ ኣብ ምጥፋእ መሃይምነት ዕዉት ንጥፈታት ካብ ዘካየዳ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ’ያ ክብሉ ኣብዚ ዓውዲ'ዚ ዘተኮሩ መጽናዕታት ገሊጾም። ብምኽንያት'ቲ 8 መስከረም ተዘኪሩ ዝወዓለ [...]
ኣብ ግሪኽ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ተቓጺሉ

ኣብ ግሪኽ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ተቓጺሉ

Radio Erena: 10 September 2020 ኣብ ግሪኽ፣ ደሴት ለስቦስ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ድሕሪ ዘጋጠመ ባርዕ፣ ኣሽሓት ስደተኛታት ክሃድሙ ከምዝኸኣሉ ተገሊጹ። እቲ 12 ሽሕ ዝግመት ስደተኛታት ኣዕቝቡ ዝጸንሐ [...]
ብሚኒስተር ጥዕና ዝምራሕ ላዕለዋይ ሉእኽ ግብጺ ናብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ብሚኒስተር ጥዕና ዝምራሕ ላዕለዋይ ሉእኽ ግብጺ ናብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 10 September 2020 ብሚኒስተር ጥዕና፣ ሓላ ዛይድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ግብጺ፣ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምክያዱ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን- ሱና ሓቢሩ። ዕላማ እቲ ዑደት፣ ኣብ ሱ [...]
ግብጽን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘትየን

ግብጽን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘትየን

Radio Erena: 09 September 2020 ብሚኒስተር ሕርሻን ሃብቲ ማይን መሓመድ ዓብደል ዓቲ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ ናይልን ዞባዊ ጽልዋታቱን ብዝምልከት ንምዝርራብ ትማሊ ሰሉስ 8 ነሓሰ ናብ [...]
ሶማል፣ ብመጥቃዕቲ ኣልሸባብ ሓደ ኣመሪካዊ ወትሃደር ቆሲሉ

ሶማል፣ ብመጥቃዕቲ ኣልሸባብ ሓደ ኣመሪካዊ ወትሃደር ቆሲሉ

Radio Erena: 09 September 2020 ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ዓስኪሩ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት ኣመሪካ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ሓደ ወትሃደር ከምዝቖሰለ ሰራዊት ኣመሪካ እዚ ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ። እቲ እዚ ኣብ ዝዘርግሖ መ [...]
ካብ ውሸባ ክሃድም ዝፈተነ ኤርትራዊ መኪና ተረጊጹ ሞይቱ

ካብ ውሸባ ክሃድም ዝፈተነ ኤርትራዊ መኪና ተረጊጹ ሞይቱ

Radio Erena: 09 September 2020 ኣብ ኢጣልያ፣ ዞባ ሲሲልያ፣ ኣብ ሓደ ሓተቲ ዑቕባ ዝተታሕዝሉ ህንጻ፣ ኣብ ውሸባ ተታሒዙ ዝነበረ ኤርትራዊ ክሃድም ኣብ ዝፈተነሉ፣ ብመኪና ተረጊጹ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ማዕከናት ዜና [...]
Ethiopia from Escalation to Head-on Clash

Ethiopia from Escalation to Head-on Clash

Radio Erena: 08 September 2020 The Ethiopian House of Federation recent statement nullifying the forthcoming election in Tigray will accelerate [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 08 መስከረም 2020 ፈነወና፣-

ናይ ሎሚ ሰሉስ 08 መስከረም 2020 ፈነወና፣-

Radio Erena: 08 September 2020 https://www.youtube.com/watch?v=aLcQIL8s_yk&feature=emb_title [...]
“ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ዕብየት ከተርኢ፣ ዞባውን ኣህጉራውን ምሕዝነታዊ ግጥማት ከተካይድ የድልያ።” ኣሰልጣኒኣ ኣለምሰገድ

“ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ዕብየት ከተርኢ፣ ዞባውን ኣህጉራውን ምሕዝነታዊ ግጥማት ከተካይድ የድልያ።” ኣሰልጣኒኣ ኣለምሰገድ

Radio Erena: 08 September 2020 ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፡ ምስ ካልኦት ሃገራውያን ጋንታታት ምሕዝነታዊ ግጥማት ንኸተካይድ ድሌቱ ምዃኑ ኣሰልጣኒኣ ኣለምሰገድ ኤፍሬም ሓቢሩ። ንሱ ንመርበብ ሓበሬታ [...]
1 420 421 422 423 424 564 4220 / 5633