Author: amanuel

ኣብ ኤርትራ፣ ከርካሻ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ዳህሳስ ወርቂን ነሓሰን ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝተረኽቦ ተገሊጹ
Radio Erena: 01 October 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ኣብ ዝርከብ ከባቢ ከርከሻ፣ ካብ 2018 ኣትሒዙ ኣብ ዳህሳስ ወርቅን ነሓሰን ዝተዋፈረ ኣልፋ ኤክስፕሎሬሽን ዝተባህለ ኩባንያ ዘተባብዕ ውጽኢት ምርካቡ [...]

ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ምዕራብን ገማግም ቀይሕ ባሕሪን ኤርትራ ገና ምፍራይ ይቕጽል ምህላዉ ውድብ መግብ ሕርሻን ኣተሓሳሲቡ
Radio Erena: 01 October 2020
ካብ መወዳእታ ኣዋርሕ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዙ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ዞባ ቀይሕ ባሕርን ሃገራት ደቡባዊ ኤስያን ብብዝሒ ዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ብተዛማዲ ክዝሕል ይርአ እኳ [...]

ማሊ፣ ምሉእ ብምሉእ ብሲቪል ዝቖመ መሰጋገሪ መንግስቲ ክሳብ ዝምስረት እገዳ ክቕጽል ተኽእሎ ኣሎ ተባሂሉ
Radio Erena: 01 October 2020
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ድሕሪ ዝተኻየደ ወትሃደራዊ ዕልዋ፣ ካብ 15 ሃገራት ኤኮዋስ እገዳ ተነቢሩላ ዘሎ ማሊ፣ ክልዓል እንተኾይኑ፣ ምሉእ ብምሉእ ብሲቪል ዝቖመ መሰጋገሪመንግስቲ ክምስረት [...]

ናይ ሎሚ ረቡዕ 30 መስከረም 2020 ፈነወና
https://www.youtube.com/watch?v=pkl7N_qd0NU&feature=emb_title [...]

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ንተጻወቲ ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዝኣተዎ ናይ 1 ሚልዮን ዶላር መብጽዓ ክኸፍል ጻውዒት ቀሪብሉ
Radio Erena: 30 September 2020
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝናኣድ ውጽኢት ንዘመዝገበት ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዝኣተዎ ናይ 1 ሚልዮን ዶላር መብጽዓ ክኸፍል [...]

ግብጺ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ተቓውሞታት ኣማኢት ተኣሲሮም
Radio Erena: 30 September 2020
ኣብ ግብጺ፣ ካብ 20 ክሳብ 27 መስከረም፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት እታ ሃገር ኣብ ዝተኻየደ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ኣልሲሲ ዝቐንዐ ተቓውሞታት፣ ኣማኢት ሰባት ከምዝተኣስሩ ተጣበቕ [...]

محادثات سعودية ارترية بشأن اطلاق سراح عدد من مخالفي قانون الاقامة السعودي
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الثلاثاء 29 سبتمبر 2020
أفادت مصادر دبلوماسية من العاصمة السعودية لإذاعة إرينا بأن وزارتي الخارجية في كل من الرياض [...]

ናይ ሎሚ ሰሉስ 29 መስከረም 2020 ፈነወና
https://www.youtube.com/watch?v=xtCk4SHg97s&feature=emb_title&fbclid=IwAR2ltjR2RUXAisOAP3I0nWNHk1ipFSEeS_81OOblsCfbG78rZyAX3kFw4GU [...]

ኢትዮጵያ፣ 45 ሰበ ስልጣን ክልል ቤኒሻኒጉል ጉምዝ ካብ መዝነቶም ተሰጕጎም
Radio Erena: 29 September 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት ክሰርሑ ዝጸንሑ 45 ሰበ ስልጣን፣ ብ28 መስከረም ካብ መዝነቶም ከምዝተሰጎጉ ተፈሊጡ።
ምስጓግ ናይቶም ሰበ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣሲራቶም እትርከብ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምምላስ ምስ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ትዝቲ
Radio Erena: 29 September 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ፣ ዶብ የመን ሰጊሮም ናብታ ሃገር ዝኣትዉ ይኹኑ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓዶም ወይ ኢቓማ ዝወደቆም እሞ ብፖሊስ ተታሒዞም ዝተኣስሩ ኤርትራውያን ናይ ምም [...]