Author: amanuel

ኣብ ኣፍሪቃ፣ ቅድሚ’ዚ ናይ ኮረና ቫይረስ እዋን፣ ዝበዝሐ ዓምታዊ ጃምላዊ እቶት ዝጸንሐን ሃገራት መነ መን’የን? ዝተሓተኸ?
Radio Erena: 07 October 2020
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ዝበዝሐ ዓመታዊ ጃምላዊ እቶት ዘለዋ ሃገር ናይጀርያ'ያ።
እዛ ካብ ነዳዲን ካልእን ዓመታዊ፣ ልዕሊ 446 ቢልዮን ዶላር ጃምላዊ እቶት ዘለዋ ሃገር፣ ብብዝሒ ህዝቢ' [...]

ካብ የመን ዝምለሱ ዝነበሩ 8 ኢትዮጵያውያን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒሎም
Radio Erena: 07 October 2020
ካብ የመን ዝምለሱ ዝነበሩ 34 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብምጥሓላ ብውሕዱ 8 ካብኣቶም ከምዝሞቱ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (I [...]

ምብራቕ ሱዳን፣ መሰል ርእሰ ውሳኔ ክኽበር ዝጽውዕ ኣድማ ንወደብ ፖርት ሱዳን ከምዝዕጾ ጌሩ
Radio Erena: 07 October 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ንመሰል ርእሰ ውሳኔ ዝጽውዕ ጠለብ ላዕለዋይ ባይቶ ብሄረ ቤጃ፣ ካብ መንግስቲ ሱዳን እወታዊ መልሲ ክረክብ ብዘይምኽኣሉ፣ ወደብን ጽርግያታትን ናይ ምዕጻው ኣድማ [...]

ምብራቕ ሱዳን፣ መሰል ርእሰ ውሳኔ ክኽበር ዝጽውዕ ኣድማ ንወደብ ፖርት ሱዳን ከምዝዕጾ ጌሩ
Radio Erena: 06 October 2020
ኣብ ምብርቕ ሱዳን፣ ንመሰል ርእሰ ውሳኔ ዝጽውዕ ጠለብ ላዕለዋይ ባይቶ ብሄረ ቤጃ፣ ካብ መንግስቲ ሱዳን እወታዊ መልሲ ክረክብ ብዘይምኽኣሉ፣ ወደብን ጽርግያታትን ናይ ምዕጻው ኣድማ [...]

ኤርትራዊት ኣትለት መቕደስ ወልዱ፣ ኣብ ፈረንሳ ከተማ ናንሲ ኣብ ዝተኻየደ ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ
Radio Erena: 06 October 2020
ኤርትራዊት ኣትሌት መቕደስ ወልዱ፡ ብሰንበት 04 ጥቅምቲ ኣብ ፈረንሳ ከተማ ናንሲ ኣብ ዝተኻየደ መበል 13 ውድድር ፍርቒ ማራቶን ቀዳመይቲ ብምውጻእ ተሸላሚት ወርቒ ሜዳልያ ኮይና።
[...]

ምስ ኤርትራ ኣብ ዝዳወብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከቡ ዓበይቲ ዓዲ ብሄረ ቤጃ፣ ንናጽነት እቲ ዞባ ጸዊዖም
Radio Erena: 06 October 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዝርከቡ ዓበይቲ ዓዲ ብሄረ ቤጃ፣ ኣብ ከተማ ሲንካት ኣብ ዝገበርዎ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዋዕላ፣ ንምንጻል ምብራቕ ሱዳን ከምዝጸውዑ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።
እቶ [...]

ን29 ዓመታት ዝተኣሰረ ኤርትራዊ ሓረበኛ ጀነራል ቢትወደድ ኣብራሃ
Radio Erena: 05 October 2020
ኣብ ታሪኽ ናጻ ኤርትራ፣ ንፍትሒን ሕጊን ብምጽዋዕ ካብ ዝተኣስሩ ሓረበኛታት ቀዳማይ ምዃኑ ዝንገረሉ፣ ገዲም ተጋዳላይ ሓርነት፣ ጀነራል ቢትወደድ ኣብራሃ፣ ናብ ማእሰርቲ ካብ ዝኣቱ፣ ጽባሕ [...]

ናይ ሎሚ ሰኑይ 05 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 05 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=BIjewrNHIH8&feature=emb_title [...]

ህዝቢ ሓዳስ ኮሎደኒ፣ ንኻልኣይ እዋን ኣይፋል ንናጽነት ኣድሚጹ
Radio Erena: 05 October 2020
ሓዳስ ኮሎደኒ፣ ካብ ፈረንሳ ናጻ ክትከውን ዶ ኣይፋል ኣብ ዝብል፣ ህዝባ ትማሊ ሰንበት 4 ጥቅምቲ ኣብ ዘካየዶ ረፈረንዱም፣ እቲ 53.26% ኣካል ፈረንሳ ኮይኑ ክነብር ከምዝደሊ ኣድ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ድሮ በዓል ኢሬቻ ልዕሊ 500 ሰባት ተኣሲሮም
Radio Erena: 05 October 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ድሮ በዓል ኢሬቻ ናዕብን ዕግርግርን ከለዓዕሉ ይኽእሉ'ዮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ልዕሊ 500 ሰባት ከምዝተኣስሩ ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን።
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ [...]