Author: amanuel
12 ነሓሰ ኣህጉራዊ መዓልቲ መንእሰያት፣ “ብድሆታት መንእሰያት ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ” ብዝብል ቴማ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ
Radio Erena: 13 August 2020
12 ነሓሰ ኣህጉራዊ መዓልቲ መንእሰያት፣ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ።
ኣብዛ፣ ብድሆታት መንእሰያት ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ ብዝብል መሪሕ ጥቕሲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ተዘኪራ [...]
መራሕቲ ጂቡቲን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ህሉው ኩነታት’ቲ ዞባ ዘትዮም
Radio Erena: 13 August 2020
ፕረዚደንት ሰይድ ዓብዱላሂ ዳኒ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ኣብ ጂቡቲ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ።
እቲ ፕረዚደንት ናይታ ርእሰ ምምሕዳር ምስ ሰለስተ ሚኒስተራት ተ [...]
ሃገራዊ ባይቶ ቻድ፣ ን30 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንዝርከብ ፕረዚደንት፣ ናይ ፊልድ ማርሻል ማዕረግ ሂቡ
Radio Erena: 12 August 2020
ሃገራዊ ባይቶ ቻድ፣ ነታ ሃገር ን30 ዓመታት ንዝመርሐ ፕረዚደንት እድሪስ ደቢ፣ ዝልዓለ ወትሃደራዊ ማዕረግ – ፊልድ ማርሻል ሂቡዎ።
እቲ ባይቶ፣ ነቲ ፕረዚደንት ናይ ፊልድ ማርሻ [...]
Abiy Ahmed: a duel on slippery grounds
Radio Erena: 12 August 2020
Abiy Ahmed’s swift move against the Oromo political heavyweight Lemma Megerssa reveals the contours of the forthcom [...]
ኤርትራ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ ኣብ ቁጠባን ፊናንስን ዝወሰዶ ስጉምታት ከምዘየለ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ኣመልኪቱ
Radio Erena: 12 August 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ ኣብ ቁጠባን ፊናንስን ዝተወስደ ስጉምቲ ከምዘየለ እዋናዊ ጸብጻብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ኣመልኪቱ።
እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ት [...]
ሞውሪሸስ፣ ዘጋጠመ ሓደጋ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ክሊ ማያት በኪሉ
Radio Erena: 12 August 2020
ካብ ቻይና ተበጊሳ ናብ ብራዚል ትጓዓዝ ነበረት ናይ ጃፓን ናይ ጽዕነት መርከብ ኣብ ከባቢ ሞውሪሸስ ምስ ኮራል ከምዝተጋጨወት ተገሊጹ።
እታ መርከብ ብ25 ሓምለ ምስ ኮራል ድሕሪ [...]
ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣንጎላ ቅድሚ 17 ዓመታት ዝተሰርቀት ነፋሪት ዛጊት ደሃያ ኣይተረኽበን
Radio Erena: 12 August 2020
ነፋሪት ኣብ በረራ እንከላ ተጨውያ ክበሃል ኣብ ማዕከናት ዜና ክስማዕ ንቡር እዩ። ነፋሪት ተሰሪቓ ብድሕሪኡ ኣበይ ከምዝኣተወት ኣይተፈልጠን ክበሃል ግን ሰሚዕኩም ትፈልጡ ዶ?
ብ2 [...]
መርሃዊ ቅዱስ፣ ንዙር ፈረንሳ መዳለዊ ኣብ ዝብሃል ናይ ኣርሓታት ቅድድም Critérium du Dauphiné ክወዳደር’ዩ
Radio Erena: 11 August 2020
ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ፣ ንዙር ፈረንሳ መዳለዊ'ዩ ተባሂሉ ኣብ ዝግለጽ ውድድር Critérium du Dauphiné ክቀዳደም'ዩ።
እዚ ምስ ካዛኪስታናዊት ክለብ ቅድድም ብሽክለታ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብወለንትኦም ስልጣን ዝሓድጉ ሓለፍቲ ምብዝሖም ኣብቲ መንግስቲ እምነት ከምዘየለ ዘግህድ’ዩ ተባሂሉ
Radio Erena: 11 August 2020
ኢትዮጵያ፣ ስልጣኖም ብወለንትኦም ዝሓድጉ ሓለፍቲ እናበዝሑ ምምጽኦም፣ ሕቶታት ከምዘልዓለ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ።
ኣብዚ እዋን'ዚ ብደረጃ ኮሚሽነራት፣ ኣብ መንግስታዊ [...]
UPDATED: ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚር ኑባን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 30 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 11 August 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚርን ኑባን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 30 ሰባት ከምዝተቐትሉን 10ታት ድማ ከምዝቖሰሉን ኮሚተ ሓካይም ናይቲ ዞባ ሓቢሮም።
እቲ ኣብዚ [...]